@lilyisalilsleepy: Different perspective #duet / @jennykumagai #OutlastAnything #thisisnotamusical #foryou #fyp

Lily
Lily
Open In TikTok:
Region: US
Sunday 09 June 2019 18:07:06 GMT
19344
2867
9
28

Music

Download

Comments

ellaxiaoyin_g
Ella👹 :
aNd I oop-
2019-06-09 18:36:02
13
blurabbit
blm :
4th :)
2019-06-10 20:30:57
4
mansahthemaker
mansahthemaker :
AUIVHDFHV BMC😭
2019-06-11 18:43:45
2
leilakim._
♡!?@# :
lol
2019-06-11 23:55:35
1
kxrby71
sha 𓍢ִ໋🌷͙֒ :
800th like!!!!
2019-06-12 00:42:56
1
toucheholland
TINAAAA :
Be more chill
2019-06-18 23:48:53
1
i_am_am_i
i am a feeling. :
Different perspective six 6 six
2019-07-07 02:19:44
1
goldyunycorn64
Goldyunycorn64 :
12th your soooooooooo great!
2019-08-23 21:39:12
1
To see more videos from user @lilyisalilsleepy, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#onthisday   በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱሰ አሃዱ አሜን/፫/ ✞እንኳዕ ናብ ብርሃናት  ዓለም ቅዱስ ጳውሎስ ጴጥሮስ ዓመታዊ ናይ ዕረፍቶም በዓልን ናብ ጻዲቅ ኣቦና ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ወርሓዊ በዓልን  ብሰላም ኣብፀሐና ኣብጸሐኹም  ✞ጸሎቶምን በረከቶምን ረድኤቶምን  ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኵን፡ ናይ ዓመት ሰብ ይበሉና_   🌻{{ በዓል ሓወርያ ትርጉሙን ምሳሌኡን }}🌻 መቸም ዓመት ዓመት ሐምለ 5ተ ኣብታ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ቤ/ክ ዓብዪ በዓል እዩ። እንተነኣሰ ንሓደ ወርሒ ኣብ
#onthisday በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱሰ አሃዱ አሜን/፫/ ✞እንኳዕ ናብ ብርሃናት ዓለም ቅዱስ ጳውሎስ ጴጥሮስ ዓመታዊ ናይ ዕረፍቶም በዓልን ናብ ጻዲቅ ኣቦና ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ወርሓዊ በዓልን ብሰላም ኣብፀሐና ኣብጸሐኹም ✞ጸሎቶምን በረከቶምን ረድኤቶምን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኵን፡ ናይ ዓመት ሰብ ይበሉና_ 🌻{{ በዓል ሓወርያ ትርጉሙን ምሳሌኡን }}🌻 መቸም ዓመት ዓመት ሐምለ 5ተ ኣብታ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ቤ/ክ ዓብዪ በዓል እዩ። እንተነኣሰ ንሓደ ወርሒ ኣብ "ጾመ ሐዋርያት" ብምጽናሕ፣ ጾም ዝፍትሐሉ ጊዜ እዩ፡ ዋላኳ እቲ በዓል ናይ ቅዱሳን ሐዋርያት ጴጥሮስን ጳውሎስን መዓልቲ ሰማዕትነት ዝሕሰበሉ እንተኾነ መብዛሕተና ግና ብልምዲ ሓወርያት እናበልና ንህንጠዮ ነቲ ጭጉራፍ እምበር ንሐዋርያት ኣይንፈልጦምን ኢና። ቅዱስ ጴጥሮስ፦ ጴጥሮስ ካብቶም ዓሰርተው ክልተ ናይ ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ደቀመዛሙርቲ ሓደ ዝኾነ፣ ኣቀዲሙ እውን ስሙ ስምዖን ዝበሃል ዝነበረ፣ #ጴርቴዋ ትበሃል ሰበይቲ ዝነበረቶ፣ ምስ ዓብዪ ሓዉ ምስ እንድርያስ ዓሳ እናስገረ ዝመሓዳደር ዝነበረ፣ ጎይታ "ተኸተሉኒ ዓሳ ከምተስግሩ ከምኡ ንሰባት እተስግሩ ክገብረኩም እየ" ኢሉ ሐዋርያ ንክኸውን ምስ እንድርያስ ዝጸወዖ (ማቴ4፡18) ኮይኑ "ጴጥሮስ" ኢሉ ስም ዝሃቦ ድማ ባዕሉ ጎይታና እዩ!(ማቴ16፡18) ጴጥሮስ ናይ ሐዋርያት ሓለቃ እንትኸውን፣ ናይ መንግስተ ሰማያት መኽፈቲ ቊልፊ ዝተውሃቦ እዩ (ማቴ16፡19)! "ጴጥሮስ-Petros" ዝብል ግሪኸኛ ኮይኑ ትርጉሙ እውን #ኮኽሒ ማለት እዩ፡ ቅ.ጴጥሮስ፣ ንጉስ ኔሮን "ንጣዖት ስገዱ" ኢሉ ክእዝዝ ከሎ ብምቅዋሙ ምኽንያት ክቐትሎ እንትደሊ፣ ክርስቲያናት ሓቢኦም ካብ ሮም ከተማ የውፅእዎ! ቅ.ጴጥሮስ ግና ኣብ መንገዲ፣ ጎይታ ልክዕ ከም ሰብ መስቀል ፀይሩ ከምዝኸይድ መሲሉ እንትረኣዮ "ጎይታይ ናበይ ትኸይድ ኣለኻ፧" በሎ። ጎይታ ድማ "ኣብ ሮም ዝስቀለለይ እንተዘየለማ ባዕለይ ዳግም ክስቀል ይኸይድ ኣለኹ" በሎ! ቅ.ጴጥሮስ እውን እዚ መልእኽቲ ንዕዑ ምኳኑ ተረዲእዎ ናብ ሮም ተመሊሱ፣ ነቶም እናደለይዎ ዝነበሩ ወታደራት ድማ "ኣብዚ ኣለኹ ሓዚኑ፣ ግና ከም ጎይታ እንተይኮነስ ቊልቊል ደፊእኹም ስቀሉኒ" በሎም! ንሳቶም ድማ ሐምለ 5 ቊልቊል ኣፉ ሰቂለሞ፣ ንጎይታ ክርስቶስ ሰማዕትነት ተቀበለ! በረኸቱን አማላድነቱን ይሓልወና! ቅዱስ ጳውሎስ፦ ጳውሎስ ዋላኳ ካብቶም 12 ደቀመዛሙርቲ ኣይኹን፣ ብግብሩን ብስብከቱን ግና ሐዋርያ ይበሃል እዩ! አቐዲሙ ስሙ ሳውል እንትነብር ፣ ገማልያል ካብ ዝበሃል አይሁዳዊ መምህር ዝተምሃረ (ግብሪ 22፡3) ፣ ንኣይሁዳዊነት ቅንኣት ስለዝነበሮ ድማ ነቶም ሐዋርያትን ክርስቲያናትን ይኣስሮምን የንገላትዖምን ዝነበረ፣ ደማስቆ ናብ ትበሃል ከተማ እንትኸይድ ግና ጎይታ ክርስቶስ ብዓምዲ ብርሃን ዓይኑ ዘዕወሮን ዘነጋገሮን ሰብ እዩ!(ግብሪ 9፡4) ጎይታ እንተነጋግሮ ድማ "መኒኻ ንስኻ?" እንትብሎ "ኣነ ዳኣ ንስኻ ተሳድደኒ ኢየሱስ እየ" በሎ። ንክርስቲያን ምንግልታዕ ንክርስቶስ ምንግልታዕ ምኳኑ እንትገልፀሉ፣ ብድሕሪ እዚ ጎይታ "ምሩፅ ኣቅሓይ ክገብረካ እየ" ኢሉ ናብ ሐናንያ ዝበሃል ክርስቲያን ይልእኾ። ሐናንያ ድማ ጸሎት ገይሩ እተን ዝዓወራ ኣዕይንቲ ጳውሎስ መለሰሉ! ብድሕሪ እዚ ክርስቲያን ኮይኑ፣ ብዙሓት ሀገራት እውን ብምዛርን ብምስባኽን ዘገልገለ፣ ካብቶም 72 ኣርድእቲ ዝምደብ ሐዋርያ እዩ። ብ66 ዓ.ም ንጴጥሮስ ዝሰቀለ ንጉስ ኔሮን ንጳውሎስ እውን ብሰይፊ ኽሳዱ ተቆሪፁ ሰማዕትነት ንክቅበል ገይርዎ እዩ፣ ጸሎቱ በረኸቱ ይሓልወና። ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ቤ.ክ እውን በቢመዓልቱ ኣብ ቅዳሴ "ተውህቦ መራኁት ለአቡነ ጴጥሮስ ... ወመልዕክት ለአቡነ ጳውሎስ እስመ ውእቱ ብርሃና ለቤ.ክ - ንአቦና ጴጥሮስ መፍትሕ/ቊልፊ ተውሃቦ! ናይ ቤ.ክ ብርሃን ንዝኸውን ኣቦና ጳውሎስ ድማ መልእኽቲ ተውሃቦ" እናበለት ተመስግኖም ትዝክሮም። እሞ ሐምለ 5 ናይ ቅዱስ ጴጥሮስን ጳውሎስን ዝዓረፉሉ መዓልቲ ዝኽበረሉ በዓል እንተኾይኑ፣ እቲ ብሓወርያ ጊዜ እንሰርሖን እንወቅዖን ጭጉራፍ ደኣ እንታይ እዩ ትርጉሙ? እንታይኸ ምሳሌኡ። 💠ትርጉም ኣሰራርሓ ጭጉራፍ✅ ጭጉራፍ ክትሰርሕ ከለኻ ዒቃ ልሒጽካ (ጭሒግካ) ብማይ ብምሕጻብ እቲ ክሪ ይወጽእ። ነቲ ክሪ ድማ አብ 3፣ 4፣ 5 ወይድማ 7 ብምኽፋል ይፍተል (ይፈሓስ) ኣብ ጫፉ ድማ ድምጺ ንክህብ ካብ ትርሽዋ ተፈቲሉ ዝእሰር "ነኳዒቶ" ይንጥልጠል። ነቲ ጭጉራፍ መትሐዚ ዝኸውን ዕንጨይቲ ድማ ኣብ ላዕሊ ይግበረሉ ፡ እቲ መትሓዚ ድማ #ለዓት ይበሃል። እዚ ኹሉ ግና መንፈሳዊ ትርጉም ዘለዎ እዩ። እቲ ጭጉራፍ ናይ ሮማውያን ሓላንጊ ምሳሌ እዩ። ኣብ ጫፉ ንድምጺ ዝኸውን ነኳዒቶ ከምዝግበረሉ፣ ከምኡ ናይ ሮማውያን ሓለንጊ እውን ኣብ ጫፉ በላሕቲ ነገራት (ላማ፣ ሚስማር፣ ቁራፅ ሓፂን...) ይኣስሩ ከምዝነበሩን ስቃይ ሐዋርያት መስካሕክሒ ከምዝነበረን ዘረድእ እዩ። ከምኡ-ውን ጭጉራፍ ናይ ቅዱሳን ሓዋርያት ምሳሌ እንትኸውን፣ ብብዙሕ ምቕጥቃጥን ምጭፍጫፍን ጭጉራፍ ከምንሰርሖ፣ ከምኡ እውን ሐዋርያት ብናይ ኣይሁድን ኣሕዛብን መከራ ሐሊፎም፣ ስግኦም ከም ሽንጉርቲ ተቀርዲዱ፣ ብእብኒ ተቀጥቂጦም፣ ብሰይፊ አፃብዕቶም ተቆሪፆም፣ ኣብ ዕንጨይቲ ተሰቂሎም ከምዝሓለፉ ምስክርነት ዝህብ መልእኽቲ እዩ! ትርጉም ናይ አሰራርሕኡ ድማ፦ እቲ ሓደ ጭጉራፍ ካብ ሰለስተ ምፍታሉ፦ ምስጢረ ሥላሴ ይምህረና። ኣምላኽና ብስም፣ ብኣካል፣ ብግብሪ ሰለስተ እኳ እንተኾነ ሓደ ኣምላኽ እምበር 3ተ ኣምላኽ ከምዘየለ ንምርዳእ። ናብ 4ተ እንትፍተል ድማ 4ተ ወንጌላት ከምዘለዋ ነገር ግና ብዛዕባ ሓደ ጎይታ ከምዝምህራ ምሳሌ እዩ። ካብ 5ተ ወይ ድማ ካብ 7ተ እንትኸውን ድማ 5ቱ ኣዕማደ ምሥጢራት ወይ ድማ 7ቱ ምሥጢራተ ቤ.ክ ከምዘለዋ ነገር ግን ሓንቲ ቤተክርስቲያን ከምዘላ ዘመላኽት ምስጢራዊ ትርጉም አለዎ! 🕊ትርጉም ኣከባብራ ሓወርያት በዓለ ሐዋርያት እንትነኽብር ጭጉራፍን ሕንባሻን ሒዝና ናብ በረኻ ወይድማ ናብ ብርኽ ዝበለ ቦታ ብምውጻእ ነቲ ሓዋርያ ነንቱግ። ድምጹ ድማ ክሳብ ርሑቅ ቦታ ይስማዕ። እዚ እውን ሰፊሕ ትርጉም ኣለዎ፡ እቲ ጭጉራፍ እናተወቅዐ ድምጹ ክሳብ ርሑቅ ቦታ ከምዝስማዕ፣ ከምኡ ናይ ሐዋርያት ስብከቶምን ትምህርቶምን እውን ክሳብ ጫፍ ምድሪን ጸግዒ ዓለምን ከምዝበጽሐ ምሳሌ እዩ። ነዚ ድማ ቅዱስ ዳዊት ብትንቢቱ "ነገሮም ናብ ኵላ ምድሪ፣ ቃላቶም ድማ ክሳዕ ወሰን ዓለም ይወጽእ ኣሎ" ብምባል ገሊጽዎ እዩ! (መዝ19፡ 4) እቲ ዝብላዕ ሕንባሻ ድማ፣ ናይ ሰማያዊ መንግስቲ ሽልማትን ዕረፍትን ዝገልጽ ምሳሌ አለዎ! ሐዋርያት ከም ጸሐይን ወርሕን እናብርሁ ብኽሩሪ ደሚቆም ኣብ ገነት ከምዘለዉ ይነግረና። እቲ ሕንባሻ ብቅዱሳን ሓዋርያት ስም ዝቀርብ ዝኽሪ እዩ። በረኸቶም ንክሕልወና፣ ጸሎቶም ንከድሕነና እንምሕፀነሉ እዩ! ስለዚ እዩ ድማ ንሕና ምስ በላዕና "ፈውሲ ነጎዳ" እናተብሃለ ነቲ ዝተረፈ ናብ ገገዛና ሒዝናዮ ንምለስ። "በረኸት አብ ልዕሊ ርእሲ ጻድቅ እዩ...መዘከርታ ጻድቕ ንበረኸት እዩ" ከምዝብል መጽሓፍ ምሳሌ 10፡6-7 በረኸት ሓዋርያት ሰማእታት ኣይፈለየና። ርሑስ በዓል ደቂ ተዋህዶ። ምንጪ ካብ ገፃት ፌስቡክ ዝወስድክዎ ወሰሃብት ለእግዚአብሔርአሜን፫ #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር #ተመስገን
sebenernya gua uda lama suka sama lo. gua mendam perasaan ini lama banget, serius g boong. susah mau ngungkapin, bingung. karna gua takut bakal buat lo marah. dan  itu bakal jd momen memalukan bagi gua. sumpah, malunya sampe ke tulang rusuk. tapi sekarang tergantung lo aja. gua uda gabisa kata2 lg, gua tau ini cuma halu. cuma bisa mencintai tanpa memiliki. tapi pernah g si lo, suka sama orang ga pernah liat mukanya secara langsung. tapi meanwhile, lo bakal liat mukanya, walau cuma foto. rasa cinta gua ke lo ya kaya gitu, tapi serius kali ini beda banget. gua beneran suka sama lo. gua jelek, gua insecure. gua ga berani bilang langsung ke lo. lo keren, beda sama gua. gua dekil, pecicilan. gua malu banget asli. cuma bermodalkan cinta. idup gua serasa ga guna. gua emang bener2 suka sm lo, gua gatau tanggapan lo bakal gimana. kalo lo nerima cinta gua, mungkin kita bakal lanjut. tapi ngumpulin mental buat bilang dan ngungkapin ke lo itu susah. yauda gua lanjut aja ke topik. sebenernya lo mau ga si jd pacar gua? lo mau jadian sm gua yg apa adanya? kalo lo yes, kita lanjutin hubungan ini. kalo lo say
sebenernya gua uda lama suka sama lo. gua mendam perasaan ini lama banget, serius g boong. susah mau ngungkapin, bingung. karna gua takut bakal buat lo marah. dan  itu bakal jd momen memalukan bagi gua. sumpah, malunya sampe ke tulang rusuk. tapi sekarang tergantung lo aja. gua uda gabisa kata2 lg, gua tau ini cuma halu. cuma bisa mencintai tanpa memiliki. tapi pernah g si lo, suka sama orang ga pernah liat mukanya secara langsung. tapi meanwhile, lo bakal liat mukanya, walau cuma foto. rasa cinta gua ke lo ya kaya gitu, tapi serius kali ini beda banget. gua beneran suka sama lo. gua jelek, gua insecure. gua ga berani bilang langsung ke lo. lo keren, beda sama gua. gua dekil, pecicilan. gua malu banget asli. cuma bermodalkan cinta. idup gua serasa ga guna. gua emang bener2 suka sm lo, gua gatau tanggapan lo bakal gimana. kalo lo nerima cinta gua, mungkin kita bakal lanjut. tapi ngumpulin mental buat bilang dan ngungkapin ke lo itu susah. yauda gua lanjut aja ke topik. sebenernya lo mau ga si jd pacar gua? lo mau jadian sm gua yg apa adanya? kalo lo yes, kita lanjutin hubungan ini. kalo lo say "no" yaudah gua bakal menghilang dr kehidupan lo. gatau sampe kapan. karna gua malu nanggung perasaan yg udah ditolak. malu banget serius. gua ngetik panjang lebar gini semoga lo baca sampe abis dan dicermati. gua uda cape, inget jaga kondisi. intinya gua sayang sama lo, lo baik banget. beda sama yg lain. gudlak syg. kalo lo nolak gua, ok gpp. gua uda biasa tersakiti, uda biasa kena php. intinya 1 hal yg wajib lo tau, cinta gua tulus ke lu. ok. #fyp #presethiro🤙

About