@selamtsegay1: እስቲ ኩሎኹም ተጋሩ ኩሉ ተናጋሪ ቋንቋ ትግርኛ ሓዉና ድዩ መልሱለይ🤔#tigraytiktok #tigraygenocide😭 #habeshatiktok #Selamtsegay #tiktok #tigray

Selam Tsegay Smile
Selam Tsegay Smile
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 02 January 2022 05:43:19 GMT
160138
8471
541
60

Music

Download

Comments

yrgu19
ጓልዞም ተጋሩ :
ንዓይ ሓወይ ኣይኮነን
2022-01-02 07:27:43
41
a__mili__a
~☦️ℳ𝒜❣︎☂︎ :
ናይ ሓሳብ ፍልለይ ናይ መራሕቲ ናይ ኣተዓባብያ እምበር ኹሉ ትግርኛ ተዛረቢ ካብ ሓደ እዩ። ብሰንኪ ጣልያን &ደርጊ ዝተፈለየ ኽልተ ኣሕዋት ህዝቢ ኣለዉ።ኣምላኽ ናብ ናይ ቀደም ፍቅሮም ይመልሶም😥💛⛱🇪🇷😪👏ትግርኛ☝️♥️🕊
2022-01-02 20:49:19
23
wedihamedo1
Teddy :
ኣይኮነን ከም ህቶ ውን ኽቀርብ የብሉን
2022-01-03 23:02:12
18
chiklilu
Dr 👨‍⚕️ Chiklilu 🇪🇷 :
Eritrawi eyu neay Hawey ::
2022-01-03 02:48:48
13
_ozh5
Y :
ኣይኮናን ዝያዳይ🥰
2022-01-02 07:49:28
12
yordi___junta
ዮርዳኖስ ዛላምበሳ :
ሓዉኪ ወድነኺ ቀታሊኺ ተኾይኑ እቲ ስጋ ሓኺኽኪ ኣይትድርብይዮን በሓደ ግን ክትነብሩ ኣይትኽእሉን ተዛረቢ ትግርኛ ከዓ ብዘረባ ዘይኮነ ትኽክለኛ ትግርኛ ሓዉና እዩ ብስነ ሓሳብ ምክንያት ስለዝቀትለና ግን ብ ሓደ ክነብር ኣይንኽእልን
2022-01-09 16:34:01
11
mnbar17
ህይወት ምርጫ'ያ :
ሕውነት "ተፈጥሮ" ኢዩ።ብርግጽ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስድራበት ግን ጥዕይ ኣሎ ሕማቅ ክትበኣስ ክትቀያየም ትኽእል ኢካ ሕውነት ግን ኣይሕከኽን ኢዩ ሕጊ ጠፈጥሮ ስለዝኮነ።ከም ኣሕዋት ዘይክትቅጽል ግን ትኽእል ኢካ። 🥰🥰🥰
2022-01-03 04:07:59
8
asmera451
Asmera 143@ :
ኖኖኖኖ ሕውነትኩም ሒዝኩም ጥፍኡ ቆንዳፋት ዓጋመ
2022-01-02 22:51:44
8
user9428352054206
ሰናይት :
ኣይኮናን ለባመይ 🥰🥰🥰
2022-01-02 06:23:14
7
tekluelal3
Teklu :
I’m accept your idea
2022-01-03 04:31:06
7
amanuelkesete3
Amanuel Kesete :
ትኽክል እኺ ግን መልሲ የብሎምን
2022-01-03 02:38:55
7
semazetecle
ሰብ - ኩን/ኒ :
ሓውኻ ጸላይካ ቀታሊኻ ክኸውን ኣይረድ'!ዩ ። እዚ ከኣ ብሰብሰልጣን ዝዋፈር'በር ህዝብና ግደ የብሉን ።
2022-01-02 19:24:34
7
abiyenatwa7
Abi 💎 የእናቷ 🤱💜💊 :
ብመንነት ሓዉና እዪ 😳
2022-01-02 21:45:19
7
siresey
siresey :
ካባ 2020 ሓውና ኢዩ
2022-01-03 14:16:55
7
semazetecle
ሰብ - ኩን/ኒ :
ንቋቋ ስብ ክላመዶ ይክእል'ዩ ። ንኣብነት ምስ ተሰደድና ኣኣብዘለና'ዮ ክፍሊ ሃገራት ቋንቆኦም ኢና ንዛረብ ከም ዝበልክዮ ካብቲ ደቂ ኣዳምን ደቂ ሂዋንን ዝምድና ዝቀርብ ሕውነት የብልናን ። ኤሪ -ኢትዮትግርኛግን መብዛሕትኡ ኣሕዋት'ዮም
2022-01-02 19:20:20
7
fethia3891
Fethia 🔥🍫 :
Tigraway n Tigraway trah eyu 💪🏾❤️💛
2022-01-03 17:24:56
7
robel27asefav8
Robel :
aykonen kab eritrean Tigrinya oromo yikerbun 🥺
2022-01-02 06:05:28
7
xlalena2025
ሂወት x ዜሮ :
መቐጸልታ = ፋሽሽታዊ ኢጣልያዊ ኣተሓሳስባ ወሪስና ኢና ፥ እቶም ደቂ-ትግራይ ከኣ 90% ኣብቲ ጭዋ ትግራዋይነት ኣለኹም 10% ግን ኣምሓራዊ ባህሪ ሒዞም። ስለዚ እቶም 40% ትግራዋይነትና ዘየህሰስና ኤርትራውያን ብሽግርኩም ንቑንዞ ኢና
2022-01-03 14:50:44
7
yalu41
Habesha ዊት :
Aykonen
2022-01-02 23:56:47
6
betiz04
Beti :
Yekoney
2022-01-02 15:43:51
6
asmerashekor1
wedi eri :
ከምዘይኮና ድኣ ቀደም እኮ ነጊርናኩም ዝያዳይ፡ሕውነትን ጎረቤትን ዘይትፈላልይዎ ህዝቢ ረኪብና
2022-01-03 00:09:26
6
xere.tqmorti.3
™ሳሚ.ERI🇮🇱26 ✍ :
deki sebat be mesli Egzabher zetfeter kulu ab kedmi Egzabher hada eyu gn deki sebat rugumat enaa selzi nlebem hubeshey,abza hadas amet pls😁😁😂😂
2022-01-03 00:19:15
6
amikoamiko4
asli ወዲ :
ሓቂ ትግራዋይ አኮ ሰብ መሰል ሸይጣን ተንጎለኛ አዩ ከምኡ ስለ ዝኮነ ካኣ ኣብ ዓድና ሌቢይ ትግራይ zebahli መንገድይ ኣሎ
2022-01-03 00:48:06
6
ankankinos91
ankankinos91 :
ኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ሓውካ ኣይኮነን ሓውካ እንተዝከውን መለስ እንዳገፍዖም ን ኤርትራውያን ተዛረብቲ ትግርኛ ትስሕቁ ሃብቱ ትወርሱ ኔርኩም ኣላህ ኢናኣልኩም😂😂😂
2022-01-03 02:48:04
6
semerekelit199
ዕላማይ አዩ ዕድለይ :
ለመሳስለና ወላ ዘመሳስለና ፡ ተናጋሪ ፡ ወላ ተዛራቢ ፡ ዘመሳስል ይብልናን ተናጋሪ ማለት ብቕንቃና ነግራም እዩ ከምዚ ናትኩም።
2022-01-03 02:47:28
6
To see more videos from user @selamtsegay1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About