Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@__jalal2610__: Siuuuuu...... 🔥 #jalal2610 #foryou #foryoupage #tiktok #Cristiano #ronaldo
𝙹𝙰𝙻𝙰𝙻メ
Open In TikTok:
Region: BD
Wednesday 08 June 2022 08:28:26 GMT
26119
2691
19
79
Music
Download
No Watermark .mp4 (
10.7MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
5.21MB
)
Watermark .mp4 (
10.53MB
)
Music .mp3
Comments
Tim safety :
sajib.010 folow plz🥰🥰🥰🙏🙏🙏
2022-06-08 08:30:24
1
—͟͞͞ғꫝʀʜꫝɴ.. :
Vaya follow back kete dicn kn .....🥺
2022-06-08 11:03:57
1
zayanhasan :
siuuuuuuuu7uuuu
2022-06-08 17:43:48
1
Mr. Apolo^᪲᪲᪲ 🦎 :
o ball dhaki ni 😂
2022-06-10 01:19:48
1
সাফিন💤💣 :
Brazil always ♚ King 😈🤘
2022-06-08 12:36:36
0
🐰 :
C R 7
2022-06-09 04:13:40
0
Exe Mohammad :
Ronaldo boss
2022-06-09 05:16:32
0
sksukumar709 :
this is cristiano ronaldo power🥰🥰
2022-06-10 08:32:33
0
TAWHID x 7 :
❤️❤️
2022-06-10 10:49:25
0
Avail Anxious :
Ronaldo is Ronaldo ❤️🥀🇵🇹
2022-06-10 10:59:58
0
মিনহাজ ইসলাম :
The king off football cr7
2022-06-16 05:26:40
0
caliso7 愛 :
Siuuu😏
2022-08-26 15:04:21
0
Towhid Alahi :
@jh_sony5
2023-03-29 08:43:16
0
To see more videos from user @__jalal2610__, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
ፈጣሪ ኣይበልዕ ፈጣሪ ኣይበልዕ፣ ኣይሰቲ፣ ኣይክደን፣ ገዛ ኣይከራይ፣ ኣይሕከም፣ ኣይመሃር፣ ኣይነግድ፣ኣይከስር፣መጓዓዝያ፣ኣይጥቀም፣ ስራሕ መካየዲ ኣይደሊ ....ግን እቲ ዝበዝሐ ገንዘብ ኣብዛ ምድርና ብስምፈጣሪ እዩ ዝእከብ ካብ ድኻ መቐነት እስካብ ባዓልፀጋ (ሃፍታም ) ካዝና ዝጉሕጓ (ዝብዝበዝ) በዘን ትካላት እዩ ። ናይ ዓለምና ሃፋትም እዘን ናይ ሃይማኖትዊ ትካላት እየን። ግን ድማ "ሃፋትም ኢና" ኣይብላን። ኣብ ዓለም ትዝለዓለ ሃፍቲ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሃይማነታዊ ትካላት ዝተዋህለለ እዩ። ብሓበሬታ ነደግፎ። ንኣብነት ኣብ 2025 ኣ/ኤ ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዚ ይብል። ጠቕላላ ሃፍቲ ናይ ዓለምና ሃይማኖታዊ ትካላት 190 ትሪልዮን ዶላር እዩ። (ያውም ምስጢራዊ ስለዝኾና ካብዚ ከምዝበልፅ ተሓሳቢ ጌርካ እዩ) (190 ትሪሊየን ዶላር) በሉ እምበኣር ሑቡእ ሃፍቲ ( dark assets)ከምኡውን ብዋጋ ዘይትመን ቅርሲታት፣ህንፃን መሬታተን ከይ ሐወሰ ። እዚ ማለት ናይ ዓለምና ቑፅሪ ሓደ ባዓልፀጋ (ሃፍታም) ኤሎን መስክ ዓይነት 253 ሰባት ተደሚሮም ዘለዎም ሃፍቲ ማለት እዩ ። ናይ 253 ኤሎን መስክ ሰባት! እሞ እዚ ሃብቲ ንደቂ ሰባት ይከፋፈል ተዝበሃል ኣብ ዓለም ዘሎ ሕድ ሕድ ሰብ (ብቤተሰብ ኣይኮነን ፣ሎሚ ንዝተወለደውን ሓዊሱ) ወናኒ ገዛ ክገብር ዝኽእል እዩ። ንዓመታት ብዘይምንም ስራሕ ሓደ ሰብ ኮይጠመየ የንብሮ። ሕድ ሕድ ሰብ ፁሩይ ማይ ፣ እኹል ሕክምና፣ ትምህርቲ ምርካብ የኽእል። እቲ ዝገርም በቢዓመቱ 5 ትሪሊየን ዶላር ካብ ምእመናን ይእክባ። የርኢኹም ናይ ዓለምና ግዙፍ ኢኮኖሚ ዘለዋ ሃገር ኣሜሪካ ናይ ዓመት ኣታዊኣ ነጊዳ ካብ ዜጋታት ጎሮሮ ሓኒቓ ታክስ ፣ ግብሪ እናኽፈለትውን እዝ ኹሉ ኣኽፊላውን 5.5 ትሪሊየን ዶላር እዩ ። ንቐፅል... ንኣብነት ካቶሊክ ቤተ ክርስቲያን ዘሓዘቶ መሬት ተዝገጣጠም ቫቲካንን ሓዊሱ ምልእቲ ፈረንሳይን ይኣክል። ናይ ካልኦተን ብዓለም ለኸ ደረጃ ዘማእኽለ (centralized system)ኣሰራርሓ ስለ ዘይብለን እንተ ዘይተፈልጠውን ቀሊል ኣይኮነን። ዝኾነ ኮይኑ እዘን እምነት ትካላት ንሰናይ ተግባር ሐገዝ ዝኣመሰሉ ተግባራት በቢ ዓመቱ 1.3 ትሪሊየን ዶላር ቁንጥር ኣቢላን ይልግሳ። ኣብ ውሽጢ ዕዳጋ ዓለም ብዘለወን ኢኮኖሚ ዓቕሚ 5 ሚኢታዊ ዝኸውን ኢንጀክት ብምግባር ጥራይ ዕዳጋ ይቆፃፀረኦ ። ታዓዘቡ እምበኣርከስ ናይ ዓሰርተ ዝማዕበላ ሃገራት ሃይማኖታውያን ውድባት ተደሚረን ሓደ ግዙፍ ፋብሪካ ወይም መፍረይ ትካል ናይስሕ ዕድል ክፋጥር ዝኽእል እዩ ግን ኣይፈጥራን። ብሓፈሽኡ ዓለምና ብድኽነት ዓፀቦ ክትርግረግ ንወድሰብ መሰቀቒ ድክነት ዝያዳ ካብ ፖለቲከኛታት እዘን ሃይማኖታዊ ትካላት፡ ስሳዐ ዓቢዪ እጃም ይወስዳ። ነቲ ዓለምና ትሳቐየሉ ዘላ መሰቀቒ ድኽነትን ኢሰብኣውነት እኳ ደኣስ ብዝፈጥርኦ ምፍልላያትን ግርጭታትን ዝኽፈል ናይ ወዲ ሰብ ሕይወት ምጥፍእ፣ ዝባኽን ናስራሕ ግዜያት ከይቖፀርካ ተሓተቲ እየን። ቅድሚ ምብስጫውካን ምቕዋምካ፡ ነቲ ጉዳይ ኣፀቢቕካ ኣንቢብካ ናይ ገዛእ ርእስኻ መጽናዕቲ (rserch)ድማ እንተገይርካ እንተወሓደ ናብ ኣምላኽካ ክትጽሊ ከለኻ እንታይ ክፉእ እዩ ብስምካ ዝግበር ዘሎ ክትብል ይሕግዘካ። ካብ #ALexABreham FB ገጽ ካብ ኣምሓርኛ ዝረኸብክዎ ፅሑፍ ብኸምዚ ናብ ትግርኛ ተርጊመ ኣቕሪበዮለኹ ርኢቶ ምፅሓፋ ከይትርስዑ🙏 👇 fellow Like comment Shear
Hạt cho mèo petQ, thức ăn hạt cho mèo PetQ #petq #hatchomeo #thucanchomeo #hatchomeopetq #hatpetq
Sneaking My Ninja H2R To A Hypercar Meet!-1
#monyetlucu #monyettiktok #videolucu #4upage #fyp
Masakan kampung paling enak apalagi makannya dipondok gunung#hidupdidesa #hidupsederhana #masakankampung #minivlog#fyp
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy