@pixelcrus:

Pixel
Pixel
Open In TikTok:
Region: ID
Wednesday 20 July 2022 12:37:59 GMT
4431
245
1
62

Music

Download

Comments

ditoxxx14
kura-kura ninja🥷🏻 :
tag
2024-02-21 16:55:50
0
To see more videos from user @pixelcrus, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ንሰብ ብምሉእ ልብኻ ክተኽብሮ ከለኻ፣ ገሊኦም  ከም ፍርሂ ወይ ከም ድኻምነት ይርእይዎ እዮም። ግን ኣይኰነንን... 🌸 እቲ ንዓኻ ዘርኣኹኻ ልኡምነትን ዓቕልን፣ ናይ ልበይ ቅንዕናን  ንጽህናን እምበር፣ ናይ ዓቕሚ ስእነተይ መርኣያ ኣይነበረን። 💖 ኣነ ንዓኻ ኽብሪ ክህበካ ከለኹ፣ ንመንነትካ ጥራይ ዘይኰነስ ነቲ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ዓብዪ ናይ ፍቕሪ ዓቕሚ እየ ገሊጸልካ።✨💖 ሰባት ግን መብዛሕትኡ ግዜ ንዝቐረበሎም ጽቡቕ ነገር ዋጋ ዝህብዎ፣ ምስ ኣጥፈእዎ ጥራይ እዩ። ነቲ ብነጻ ዝተዓደለካ ኽቡር ቦታን ፍቕርን ኣቃሊልካ ክትርእዮ ከለኻ፣ ንዓይ ዘጉደልካዮ ምንም ነገር የለን።ትሕትና ናይቶም ብመንነቶም ዝተኣማመኑ ሓያላት ሰባት መለለዪ እዩ።✨💖 ስለዚ፣ ነቲ ዝሃብኩኻ ብሩህ ልቢ ክትዕቅቦ እንተዘይክኢልካ፣ ኣብዚ ጸወታ እዚ ዝኸሰረ ሰብ ንስኻ ጥራይ ኢኻ።ምኽንያቱ ክብርን ሓቀኛ ፍቕርን ሓንሳብ ምስ ጠፍኡ፣ መሊስካ ክትረኽቦም ብጣዕሚ ከበድቲ እዮም። ✅ ኣብዚ ህይወት እዚ ንኹሉ ሰብ ብማዕረ ኣኽብሮትን ጽቡቕነትን ክትዕድል ትኽእል ኢኻ ነቲ ዘርኣኻዮ ትሕትናን ሰብኣውነትን ከም ድኻምነት ቆጺሮም ክዕንድሩሉ ዝፍትኑ ሰባት ግን ኣይሰኣኑን እዮም💖✨ ግን ሓደ ነገር ክነግረኩም.ትሕትና ናይ ሓያላትን ብሩሃት ልቢ ዘለዎምን ሰባት መለለዪ እዩ ንሓደ ሰብ ክብርን ጽቡቕ ቦታን ምሃብ፣ ናይቲ ዝሃበ ሰብ ዓብዪ ልቢ እምበር፣ ናይ ፍርሂ ወይ ናይ ዓቕሚ ስእነት መርኣያ ኣይኰነን። 💖 ሰባት ንትሕትናኹምን ቅንዕናኹምን ዋጋ ክህቡሉ እንተዘይክኢሎም፣  እቲ ዝኸሰረ ንስኹም ዘይኰነስ ነቲ ብዋጋ ዘይርከብ  ሓቀኛ ጽቡቕነትኩም ዘጥፈኡ ንሳቶም ባዕላቶም እዮም መንነትኩም ከይቀየርኩም፣ ክብርኹም ሓሊኹም ንቕድሚት ስጉሙ! ✅ #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #creatorsearchinsights

About