@meadibetna3: #እታ ፍጽምቲ እምነት እዚኣ እያ፡ በዚኣ ኣቦታትና ዘጽንሑልና ኢና ድማ ንጉዓዝ ! “ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡” — ኤፌሶን 4፥5 “ካብቶም ተጻረርቲ ብሓደ ነገር እኳ ኸይሰምበድኩም፡ እዚ ንኣታቶም ንጥፍኣት፡ ንኣኻትኩም ግና ንምድሓን ምልክት እዩ፡ እዚ ኸኣ ካብ ኣምላኽ እዩ፡ መጺኤ ኽርእየኩም እንተ ዀይነ ወይስ ከየሎኹ፡ ስለ እምነት ወንጌል ብሓንቲ ነፍሲ ምሳይ እናተጋደልኩም፡ ብሓደ መንፈስ ቀጥ ኢልኩም ከም እትቘሙ ምእንቲ ኽሰምዕ፡ ሓንትስ ንብረትኩም ንወንጌል ክርስቶስ ዚበቅዕ ጥራይ ይኹን።” — ፊልጲ 1፥27-28 @ኣርምሞ ወርቅ ውእቱ የማርያም ልጅ♥️🙏 @ኣግዮስ ክርስቶስ

ኤማሁስ אמאוס  🙇‍♂️ በረኸት ኣብ📚💥✍
ኤማሁስ אמאוס 🙇‍♂️ በረኸት ኣብ📚💥✍
Open In TikTok:
Region: NL
Friday 11 November 2022 21:54:55 GMT
5313
998
8
13

Music

Download

Comments

amlesom12
Jesus is lord :
ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ፡ እቲ ጕያ ወዲኤ፡ ነታ እምነት ሐልየ። ደጊምሲ ጐይታይ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ፈራዲ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ዚህበኒ ኣኽሊል ጽድቂ ተነቢሩለይ አሎ። እዚ ግና ነቶም ምግሃዱ ዜፍቅሩ ዅላቶም ድማ እዩ እምበር፡ ንኣይ ጥራይ ኣይኰነ
2022-11-12 18:54:53
3
doktorareaya
ደግተር ኣርኣያ 😂😘 :
🥰🥰🥰
2022-11-11 22:16:17
2
agyos.krstos
💙ኣግዮስ_ክርስቶስ💙✝️ :
ቅዱስ ኣቦይ ብሩኽ 🥰🥰🥰🥰
2022-11-11 22:23:14
2
heybey123heyby
ጋል ሰንዓፈ 💙💙💙 :
ኣቦና ማዓረይይይይ ኣሕሕሕሕሕሕ እዋይ ኣቦና ማዓረይይ 😥😥😥😥
2022-11-11 22:52:55
2
biniam970
ምስጢር ምፍጣርና ክነመስግን እዩ :
🥰🥰🥰
2022-11-12 05:38:04
2
naebneab
moss :
🥰🥰🥰
2022-11-12 17:19:03
2
salu32po
Df Gy635 :
🥺🥺🥺
2022-11-14 03:02:24
2
saron.tecle.21
𝒮𝒶𝓇𝒾✣🤎💒 :
🥺🥺🥺
2022-11-11 22:56:13
1
kiroszmdelebye
ዳኒ :
🥰🥰🥰
2022-11-15 01:22:09
1
To see more videos from user @meadibetna3, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About