@mahustar: እንታይ ትመኽሩኒ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok

mahustar
mahustar
Open In TikTok:
Region: FR
Wednesday 05 July 2023 16:56:21 GMT
65482
2640
132
136

Music

Download

Comments

selu.y
ሰሉ ጋል ዓጋመ :
ናይሰብ ፍቅሪ ክትርስዕዮ ትኽእሊ ኢኺ ሃይማኖትኪ ልዕሊ ኩሉ እዩ ስለዚ ብዘይ ሃይማኖትኪ ዝኾነ ነገር ክከዉን ኣይክእልን እዩ ፈጣሪ ኩሉይከኣሎ እዩ ፈጣሪ ዘይፈትዎ ፈቅሪ ከኣ ቀጻሊ ክከዉን ኣይኽእልን እዩ ብጾሎት ግን ክትርስዕዮትኽእሊኢኺ
2023-07-06 03:41:15
27
proud_eritrean_4g
Proud to be Eritrean 🇪🇷♥️🔐 :
ልብኺ ዝበለኪ ግበሪ 🥺
2023-07-05 18:19:41
24
godislov016
✝️Gual Tesfay elu🦋 :
ልክዕ ከምታ ንዓይ ዘጋጠመትኒ ኢኪ ረኪብኪ ሓፍተይ😁😁 ብዝኮነ ሕውነት ይዓቢ ንዕኡ ረሲዕኪ ሓዱሽ ሂወት ክትጅምሪ ፈትኒ🙏💚
2023-07-06 18:31:38
11
fifigaleeriy
fifi gal ery👸 :
እዚ ኣስ ዘፋቀረ እዩ ዝፈልጣ ኣነስ ይመርዓው ይብል ፍቅሪ ሓያል እዩ 🥰🥰🥰
2023-07-21 21:26:11
7
ebay____agame.99
▻🦋'B"🖤Ř🇹🇷💜〰️Î🦋 ◃ 👁 :
ናይ ብሓቂ እዛ ዛንታ ግን ይፈልጣ እየ😲🤭
2023-07-09 01:40:52
4
wedigeryelove
wedigeryelove :
ሓውነትኪ ይሐሸኪ ዛሓፍተይ
2023-07-08 07:40:35
3
suzitey_
Suzi💜🇪🇷 :
Ms family aykonkun ktnebri
2023-07-07 23:14:42
3
sweetheartamu03
sweetheartamu03 :
ደይ 4ይ ወለዶ እዮ ፀገም ዘለዎ አይመስለንን ግን ልብኪ ሰምዕዮ
2023-07-06 12:26:05
3
mlat516
ሚሊ ጋል ትግራይ :
እዚኣስ ናዓይ ዝተ ሰረሐት እዩ መሲልኒ🥺🥺
2023-07-07 21:33:18
2
ye__nati
𝑔𝑒𝑛𝑖 :
ስዑዲ ዶ ፍቅሪ ኣሎ እዩ ዓፋኖ
2023-07-25 03:17:04
2
kemlbeyyyyyy
ĹŐVĔ ŐҒ МŶ ĹĨҒĔ💋🫀💋 :
ከባድ አያ 🤔🤔🤔
2023-07-10 10:37:54
2
eryy_love
luli :
ተመርዓውዮ ❤️❤️❤️❤️
2023-07-07 21:07:16
2
komha5
ሃኒ ጋል ትግራይ :
ሕዉነት ይሓሽኪ🥺ኣብ 4+ ማለት ቃርባ ሓዉኪ እዪ ካብ 7+ ንላዕል እዪ ዝባሃል ዉስብቲ😥
2023-09-08 15:24:22
2
user4452377695495
ፍቅር ነው መንገዴ 🌹 :
ረስዕዮ ኣይዛኺ
2023-07-06 11:14:12
1
yorusykiealo
yorusykiealo :
zey. bahlna. hwnet. yhshekum.
2023-07-10 18:57:42
1
daimi835
BELIEVE IN YOURSELF :
haftey selam neaki aytresieyo meliski kemaney qrebiyo 4y welodo dea zeymedeldeli yu zkonokum
2023-07-29 18:28:42
1
robieltesfaldet5
*!𝗥𝕆ቢ‹wdî‹ Hàmå👑✝️👈 :
ቀረባ ቤተሰብ ክኣ ኮይኖም
2023-07-11 15:27:42
1
s_e_l_e_n_a07
🍒selena :
des dbeleki ajoki fetari nwshtki eyu zrie zehaftey halaley lbki zbeletki gberi hugusti ktkoni ymneyrlki ajoki
2023-07-31 20:10:18
1
user67981752562172
ስለ ኩሉ ተመስገን :
በጃኪ ሕውነት ይሐሸኪ ብቤተሰብ ክትርገሚ ኢኪ ካብ ኩሉ ክትግለሊ ኢኪ መጨረሻኪ እውን ፅቡቅ ኣይኮንን ፀሎት ግበሪ መፍትሒ ክሰደልኪ እዩ ፈጣሪ ኣጆኪ
2023-08-18 13:56:13
1
4iiav_
ِ :
ኣፍታ ንፈልጣ ስዕዲ ዓረብስ ክስካብ ክንዱዚ ፍቕሪ እንዮ ዕልል እዩ እምበር😂😂
2023-07-12 00:03:41
1
samri.gal.tgray
ኢልሳ :
ከቢድ እዩ😅😅😅😅
2023-07-15 15:00:34
1
user473748795229
user473748795229 :
ካብ ዘረባ ስድራኺ ኣይትውጺ ኣብ ዓለም ከይ ትሽገሪ
2023-07-07 12:05:16
1
haftom7736
haftom :
ሸንድሕዮ
2023-07-21 00:34:42
1
beynaalema2
beyna alema💚 :
ብሕጊ ክሳብ 5ተ ፉቁድ እዩ
2023-08-14 07:48:51
1
black.life6463
ፍረ ፀጉርቤት ርያድ🦋 :
ፍቕር ከብድ እዩ ስቓይ እዩ እውን ግን ሃይማኖት ይዓብ ዝሓፍተይ መፅሓፍና ዘይፈቀዶ ክኮውን የብሉን🥺
2023-08-16 23:05:45
1
To see more videos from user @mahustar, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About