Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@kris8an: after 2 days you see how it really looks like🧑🏻🦱
Kris Grippo
Open In TikTok:
Region: CH
Monday 19 February 2024 18:46:10 GMT
1959282
56575
879
2055
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.17MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
10.42MB
)
Watermark .mp4 (
2.2MB
)
Music .mp3
Comments
secretfootballer :
does perm hurt...
2024-10-14 18:58:49
3
︎ :
my perm didn't work
2024-03-01 03:36:05
1
Star :
are we switching teams lebronzo
2024-03-23 05:43:46
0
ELLİANA Beee :
what was a Perm? 🥲
2024-02-19 18:53:16
3
999.Marv :
what perm is that?
2024-02-26 18:49:10
6
Marto. Utd❤️🔥 :
Do you have perm👀
2024-06-15 19:02:54
0
𝐙𝐞𝐞𝐱 🇧🇷 :
who read it *perm
2024-02-24 18:32:39
1
Arya🇮🇷🦁🔛🔝 :
what is perm
2024-02-26 17:39:18
1
999.Marv :
What rods did he use?
2024-03-07 16:11:11
0
ll :
get buzz cut
2024-02-20 18:27:01
1
🃏💎Caleb💎🃏 :
What perm was that
2024-02-20 20:56:48
2
Xulo0 :
What perm is that
2024-02-23 04:41:54
1
Archie ✨✨✨ :
What perm
2024-02-19 21:30:34
1
Big rozza :
what name is ur perm
2024-02-26 22:27:14
1
dion🕌🇽🇰🇦🇱 :
I’m getting a perm tm I need to see how and colors u did
2024-07-20 06:39:01
1
👑 :
how long does your hair have to be before getting a perm?
2024-02-22 07:02:41
301
To see more videos from user @kris8an, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
M C - فريستايل #فريستايل #راب_سوداني #السين_السوداني #راب_عربي #sudanese_tiktok #اكسبلورexplore
JH esta CONQUISTANDO a Alana? #westcol #clipsdewest https://youtube.com/@westcol_mejorado
🥶 #palmer #colepalmer #chelsea #aurea #football #PremierLeague #coldpalmer #foryou #fyp #fyyyyyyyyyyyyyyyy #paravoce
"ሄራን" ክብርኻ ክትሕሉ ድሌታትካ ምስኣን!! ኣብ ሓንቲ ካብን ናብን እትመላለስ ናይ ውሽጢ ከተማ ኣውቶቡስ ተሳፊረ እየ ክትብገስ ዝጽበያ ኔረ። መራሒ መኪና ክትብገስ ሞተር ኣተሲኡ ማዕጾ ምስ ዓጸዎ ሓንቲ ጓል ብጉያ ናብታ መኪና ክትቀርብ ስለ ዝረኣኽዋ ሓንሳብ ሓንሳብ ብምባል ብቋንቋ ናይቲ ዓዲ ናብ ማዕጾ መኪና ቀሪበ ነቲ ቆጽላይ ሕብሪ ዘለዎ መጠወቂ ናይቲ ማዕጾ ጠዊቀ ከፈትክዋ። እታ ጓል ብዙሕ እንዳ ኣስተንፈሰት የቀንየለይ ዝሓወይ ኢላትኒ ተሳፈረት። ኣብ ፊተይ ነጻ ሴድያ ስለ ዝረኸበት ከኣ ኮፍ በለት። ተገዲሰ ገጻ ከይረኣኽዋ ዝጸናሕኩ ሄዋን ሞባይላ ካብ ኢዳ ወዲቃ ናብ እግረይ ምስ መጸት ኣልዒለ ክህባ ከለኹ እየ ምስላ ዝረኣኹ። ብጣዕሚ ከኣ ተመሲጠ ካብ ንብገስ ናብቲ ብጉኒ ንሓልፎ ዝነበርና ድኳናትን ዓበይቲ ገዛውትን ተተኺለን ዝነበራ የዒንተይ ናብኣ ጥራይ ገበርክዎ ጽባቐ ገጻን ፍሩይ ጸሊም ዓይናን ጠመሲጠ ክጥምታ ጌሩኒ፡ ሓንሳብ ግን ዓይኒ ንዓይኒ ንጋጮ ስለ ዝነበርና ኣነ ብስክፍታ ዓይነይ ካብ ገጻ የውርዶ ኔረ። ኣጠማምታኣ ብጣዕሚ ክጻወሮ ኣይከኣልኩን ዝኾነ ዕላል ከይከፍት ከቢዳትኒ። ሃንደበት ግን ካብ ትጽቢተይ ወጻኢ ንሳ "ሄራን ይበሃል ነዊሕ ጌርካ ዲኻ ኣብዚ ዓዲ" በለትኒ ከም ፍሽኽታ ሓዊሳ። ኣነ ውን "ሓበን ይበሃል ነዊሕ ኣይገበርኩን" ኢለ ነታ ከም መጀመሪ ዕላል ዘበገሰታ ሕቶ ዓጸኽዋ። ክብረተይ ክሕሉ ከይትንዕቀኒ ወይ ከይትመዝነኒ እንበር ምስኣ ከዕልል እኮ ብዙሕ ድልየት እዩ ጸኒሑኒ። "ok እሞ ክልቴና ኢና ነዊሕ ዘይገበርና ኣበይ ገዛውቲ ደኣ ትቅመጥ" ኣጠማምታ ዓይና ኣብ ውሽጠይ ገለ ነገር ዝፈጥር ዝነበረ ኮይኑ እናተሰመዓኒ ዝተዛረበቶ እዩ። ዋው እዛ ጓል ከምዚ ኣነ ደልየያ ዘለኹ ግዲ ትደልየኒ እያ እናበልኩ ክምልሰላ "አነ ኣብ ከባቢ... ዘረባይ ከይወዳእኩ ዕድመ ድፍእ ዘበለት ኣደ ኣብ ልዕለይ ጠጠው ስለ ዝበለት ኮፍ ከብላ ተሳእኩ። ናይተን ኣደ ምርቃ ብዙሕ ኣይተገደስኩን ዕላለይ ስለ ዝተቆረጽኩ ቀጨውጨው እናበለኒ፡ ነቲ ምእንቲ ከዕልላ ኢለ ዝሓለፍክዎ ክወርደሉ ዝግባእ ገዛውተይ ዘኪረ ፍሽኽ በልኩ። ክትጥምተኒ ዝጸነሐት ሄራን ፍሽኽታይ ብዛዕባ እታ ኣደ ዕላለይ ምቁራጻ መሲልዋ ፍሽኽ በለት። ግን ንሳ ውን ትደልየኒ ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ኩሉ ፍሽኽታኣን ኣጠማምታኣን መልእኽቲ ኔርዎ። ሓሳበይ ኩሉ ብዛዕባኣ ጥራይ ኮይኑ ቁጽሪ ሞባይል ሃብኒ ዶ ክብል ግን ከኣ ከምዚ ዝደለኽዋ ወይ ምሒሬ ዝተገደስኩላ ከይመስላ ባዕላ ትበለኒ ክብል ይጸንሕ እሞ፡ ዋእ ዝደለኽዋ ከይመስላ ዝብልሲ ይደልያ እንድየ እሞ ዘለኹ እናበልኩ መስ ውሽጠይ ይማጎት። ሃንደበት መኪና ጠጠው ኢላ ሄራን "ቻው ሓበን" ብምባል ካብ ሓሳበይ ተውጻኒ። ናይ ዜሮ ሰዓት ኮይንኒ "እ.. እ.. ok ቻው" ከይተረደኣኒ ዝበልክዎ እዩ። ብድሕሪኡ እዩ ሂወተይ ክባላሾ ዝረኣኽዎ ሄራን ኣብታ ናይ 20 ደቂቅ ዘይከውን ጉዕዞ ልበይ ሰሊባታ ሓሳበይን ሕልመይ ብእኣ ጥራይ ክኸውን ዝኸኣለ። ስራሕ ሓንሳብ የቋርጾ ሓንሳብ ይጅምሮ ኣብ ነብሰይ ዝነበረኒ ተገዳስነት ጠፊኡ ኣብታ ዝወረደትላ ገዛውታ ክኸውን ይኽእል እዩ ብምባል ብዙሕ ግዜ ተመላሊሰ ክረኽባ ኣይከኣልኩን። ምስላ ካብ ዓይነይ ምፍላይ ኣብዩ።ብዙሓት የዕሩኽተይ ንዘይትረኽባ ናይ ሓንቲ መዓልቲ ሌላ ሲ ክንድዚ ትግደሰላ ኢሎም ይሕጭጩለይ። መቸም ንኽዝክሮ ብዘጽልእ ሂወት ዳርጋ ልዕሊ ሓደ ዓመት ጌረ። ሓደ መዓልቲ እዩ ሓደ ዓርክና መርዓ ናይ ሓወይ ኢሉ ናብ ሓደ ሆቴል ይዕድመና። ምስ ዝፈትዎ ሳሚ ዓርከይ ከኣ ኬድና ጽቡቅ ውዒልና። ኣነ እኮ ብባህረይ ጽባቐ መርዓዊ ወይ መርዓት መሓዙት ብዙሕ ኣየስተብህልን ኣይግደስን ውን እየ። ሳሚ እዩ መርዓት ደኣ ጽብቅቲ እንበር ረኺቡ ይብለኒ ኣነ ሞባይል ይጥውቅ ስለ ዝነበርኩ ብዙሕ ኣይተገደስኩሉን ደጊሙ ብኢዱ እንዳሃረመ ኣታ ረአ መልክዕ ናይታ መሓዛ እውይ ክትሽኩር ስጋደይ ተመርዕያ፡ዶ ትኸውን ይብለኒ። ኣነ ኸኣ ነቲ ኣብ ብርኪ እግረይ ዝሃርም ዘሎ ኢዱ ኣልዒለ ናብታ ሃንደበት ዘሰንበደቶ መሓዛ ጠመትኩ😱 ካብ ኮፍ መበልየይ ሞባይለይ ናብ ባይታ ደርብየ ሄራነይ ክብል ተፈለጠኒ። ብድሕሪኡ ኣይፈልጥን ዝኾንክዎ ነቶም በብቁሩብ ንመርዓወቲ ደይቦም ዝስዕምዎምን ዝሰኣሉን ዝነበሩ ፈንጢሰ ንሄራን ሓቂፈ ሰዓምክዋ ንሳ ውን ሓበን ዲኻ ብምባል ተንሲኣ ሓቆፈትኒ በቲ ብሰንካ ዝዓበረ ገጸይ ዘጋገየቶ እናመሰለት። መርዓወቲ ክስዕስዑ ካብ መድረኽ ኮፍ መበሊኦም ይወርዱ ስለ ዝነበሩ ኣነ ኣብ ናይተን ካልኦት መሓዙት ኩፍ መበሊ ኮይነ ከዕልላ ጀመርኩ። ከም ኣዲኡ ዝረኸበ ቆልዓ ኩሉ ዘሕለፍክዎ ሽግራት የዕልክዋ ዓይነይ ንብዓት እናቆጸረ። ንሳ ውን ኣብቲ መጀመርታ ማዕጾ መኪና ዝኸፈትኩላ ቦታ ብዙሕ ግዜ ተመላሊሳ ከም ዝሰኣነትኒ ስድራቤታ ክትምርዖ ንዓመት ዝኸውን ለሚኖማ ነዓይ ንኽትረክብ ትኣብዮም ከም ዝነበረትን ኣብ መወዳእታ ተስፋ ቆሪጻ ምስ ዘይተፍቅሮ ክትነብር ከምዝተሓጸየትን ትነግረኒ። ኣነ ብስንባደ no ምሳይ ኢኺ ትምርዓዊ ኣነ እየ ልዕሊ ማንም ፍጡር ዘፍቅረኪ በልክዋ ገለ ደምጽና ዝሰምዑ ናብ ጓይላ ገዲፎም ናባና ተኣከቡ። ነታ ሞባይል ደርብየያ ዝመጻኹ ኣልዒሉ መጺኡ ኩሉ ክሰምዕ ዝጸነሐ ሳሚ ውን " እወ ሄራኔ ልዕሊ ማንም እዩ ዘፍቅረኪ" በላ። እቲ ንብዓት ቆጺሩ ዝጸነሐ ዓይና ከፍስሶ ጀመረ። ሳሚ እንዳሰሓቀ ሄራን ኣይትንብዒ ሜክኣብኪ የባላሽዎ ኣሎ ብምባል እንዳነበዐት ክትስሕቅ ገበራ ኣነ ከኣ ሕቁፍ ኣቢለ ሰዓምክዋ። ተ።ፈ።ጸ።መ እቲ ንደልዮ ካብ ምባልን ምትግባርን ንድሕሪት ኣይንበል እንተ ክብርና ክንሕሉ ዕድልና ኣይነባኽን። by wedi bokre Follow ምስጢር'ዛ ዓለም
Let‘s destory abs on day 9/28 🔥 who‘s still in?💃 #wallworkout #pilates #ab #strong #muscles #wallpilatesworkout
بست ايده...بست ايده🤎🐐#messi #viral #fypシ #foryou #Barca #trending #explore #tiktok #راشد_الماجد
About
Robot
Legal
Privacy Policy