@nixiuuq: it's so jiggly lol (ib: @a.ruwkw) || #wooinwindbreaker #windbreaker #webtoon #seijohsqd_ #yurisqd

nix
nix
Open In TikTok:
Region: PH
Wednesday 20 March 2024 11:13:25 GMT
28712
7047
49
480

Music

Download

Comments

yko0o._
𝐘𝐤𝐨𝐨.🎀 :
Wooin pretty man💋.
2024-03-20 13:13:14
31
esined.12
Denise [49%] :
I think if he's real, he'll be an Ipad kid
2024-04-30 11:18:18
17
https4manda
s4maaa. :
song name?
2024-04-29 06:09:48
0
_.meaq
mea :
he literally has piercing on his lips
2024-03-24 15:09:45
3
839oqvc92v
Ⓜ️ :
Lemme stay at windbreaker tiktok🙏
2024-05-03 02:15:45
0
andreiii_paz
andreyyy :
check my windbreaker art guys! 💗💗💗
2024-04-01 01:57:47
0
4rjunamoja
El moja. 𓊈𝕄𝐊𓊉 :
wooin ❤️
2024-04-11 05:31:01
0
cerryntop
CherryOnTop~! :
wooin my love🥺
2024-04-26 04:09:25
0
lluvryn
erm actually :
my man
2024-04-05 04:26:17
0
yanzztodd
➤⃝⃝🆈∀∩Z :
puntennnn 🗿
2024-03-23 05:48:04
2
bakugou_cdoxni
хэ сука тянь :
КАК ШИКАРНО,НА ОБОИ ПОСТАВЛЮ
2024-03-20 15:38:45
4
zhanikixi
春樹🚲 :
У Ин🛐🛐💔
2024-04-30 14:16:26
2
_karminlie
анщ :
я люблю у ина, у ин мой муж
2024-05-18 05:59:53
1
rhhnql
‍ ‍‍ ‍ ‍‍ ‍raho :
ветролом окугула роднойлорум
2024-03-27 18:56:34
1
.y.yourboy
🦇𝑦𝑜 { 𝑚𝑖𝑙𝑡𝑜𝑛 𝑏𝑓 } :
meu☝
2024-05-09 21:03:22
0
kell4ever6
—Kel4ever々 :
preset?
2024-06-02 01:54:33
0
rheawhoooareyou
Rheauhh 𖣂 :
wooin! 😩
2024-03-28 05:44:17
0
._kenjiiii
𝙆𝙚𝙣𝙟𝙞𝙞` :
Yo?
2024-06-01 09:16:28
0
complexine
ly :
this my wooin @Arn
2024-03-20 15:08:03
10
fxrncsvx
🦈 :
@missmo604 pogi nya🤧🤭🫣😭
2024-05-01 10:57:18
1
ashuri_uri
ashuriee :
@Precy
2024-04-17 15:16:55
1
user2904008moza
moza :
:3
2024-04-13 12:45:24
0
hawk_tuah40
AlPaRo a NyA AloMaNi :
@bill🫧 N bahan bikin status😝
2024-04-02 17:25:44
0
hajunhyung_
k :
@hirosai
2024-04-02 00:19:02
0
To see more videos from user @nixiuuq, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#Haile_Gebru__kemey_Aleki 💔🎼 ዋጋ ጌጋ-ርድኢት!  • • ልኡም ንፋስ ይነፍስ ምንባሩ ፣  ነቶም ብውህደት ቃና ተፈጥሮ ፡ ለዚቦም ዝወዛወዙ ዝነበሩ ኣግራብ ርእየ ክፈልጥ ክኢለ ነይረ’የ። ደወል ኣስመዐት ። "ን EXካ ፣ ከምዝረሳዕኻያን ፍቕራ ከምዝወጸልካን ሓቢርካኒ ክንስኻ ፣ ካባይ ድላይካ ምስ ረኸብካ ፡ ፍቕርኻ እናሃረፍኩ ፡ ከም ትናፍቓ ክትነግረኒ እንከለኻ ፣ ኣብ ውሽጠይ "ሽዋሕዋሕ" ዝብል ድምጺ ሰሚዕኻ ዶ፧ ድምጺ ዝተሰብረት ልቢ። ዝሰበርካያ ልበይ ፣ ክሳዕ ትጽገን ፣ ዘሕልፎ ስቅያት የፍርሓኒ'ኳ እንተኾነ ግን ክኽእሎ'የ። ጽቡቕ ህይወት እምነየልካ! ኣዝየ ከፍቅረካ ክኢለ ከምዝነበርኩ ፍለጥ።" .. እዚ ምስ ነበብኩ ፣ ዝኾነ ኩሉ ስለዝበረሃለይ ብቕልጡፍ ንኸረድኣ ሞባይለይ ክሳዕ ባትሪ ትውድኣኒ ክድውል ፈተንኩ። ክረኽባ ኣይከኣልኩን .. ድሮ BLOCK ገይራትኒ ... 🎶"ድምጽኺ ክሰምዕ ቴለፎን ደዊለ የላን ኢሎምኒ ብዙሕ ተሻቒለ ፍጹም ኣይከኣልኩን ምዝራብ ስኢነ ንብዓት ዓይነት ማንታ ማንታ 'ናወረረ"🎵 #charitey #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ሙዚቃ_ኣድማሳዊ_ቃንቃ🇪🇷🎬 #Fyp #eritreantiktok #habeshatiktok #fypシ゚ #Eritrean #Eri #Fyp " width="135" height="240">
#Haile_Gebru__kemey_Aleki 💔🎼 ዋጋ ጌጋ-ርድኢት! • • ልኡም ንፋስ ይነፍስ ምንባሩ ፣  ነቶም ብውህደት ቃና ተፈጥሮ ፡ ለዚቦም ዝወዛወዙ ዝነበሩ ኣግራብ ርእየ ክፈልጥ ክኢለ ነይረ’የ። "ተፈጥሮ ፣ ዝሰምዓኣ ኣእዛን እንተረኺባ ፣ ልክዕ ከም ናይ ሃይለ ገብሩ ዜማታት  ጥዕምቲ’ያ።!" ዝብሉኒ ዝነበሩ መሲሉኒ ፍሽኽ በልኩ። ፍቕረይ .. ፍሽኽታይ ርእያ ፣ ዓጸፌታ ክትምልሰለይ ኣይደንጎየትን ጥራይ ዘይኮነ ፣ ሉስሉሳት ኣጻብዕታ ሰዲዳ ፡ ን ኣብ መንጎ ኣጻብዕተይ ዝነበረ ክፍተት ውን መልኣቶ። ስጥመት ኣእዳውና ዝፈጠሮ ምቁር ዋዒ "ከም’ዚ ብፍቕሪ ተሓቛቒፍና ምዉቕ ናብራ ክንምስርት ኢና" ትብለኒ ዝነበረት ኮይኑ እናተሰመዓኒ ጠመትኩዋ ። ልክዕ ከም ኣብ ደንደስ ባሕሪ-ሃገረይ ኮይነ ዘማዕድዎ ዕራርቦ ጸሓይ ፣ ሃሳስ ብርሃን ዝዓብለሎ በለጭታ ጽባቐ ኣብ ኣዒንታ ረኣኹ [wow ክትጽብቕ’ኮ] ። ከም’ቲ ክንገብሮ ዝቐነና ፣ ኣነ ብ ስዕመት ከንፈራ ፡ ንሳ ኸኣ ብ ሙቖት ሑቕፎይ  ፣ ናብ’ታ ብ ፍቕሪ ሎምን ብ ሃረርታ ጽባሕን ዝተነድቀት ዓለምና ክንከይድ ሃቂንና ኢና ብዘይቆጸራ ዝተራኸብና። ሓይሊ ጉጅምጅም ውሽጥና ዘይሰመዐ ፣ ንጉስ ናይ'ታ ምሸት ስቕታ ምመሰሎ። ነቲ ፣ ብደረጃ ሕሹኽታ ካብ መሳኹቲ መጉልሒ ድምጺ ማኪናይ ወጺኡ ዝዕጅበና ዝነበረ ድምጺ ፡ ኣቃልቦይ ሃብኩዎ ... 🎶"ካብ ትኸዲ ኣትሒዘ ክሳዕ ሎሚ ዕለት ጣዕሙ ጠፊኡኒ ናይ ናብራ መቐረት የሕልፎ'ለኹ ንመዓልቲ ከም ዓመት ናይ ደቒቕ ዕረፍቲ ዘይብሉ ቅሳነት"🎵 [ተሓቛቒፈን ብዝፈጠረኦ ሙቐት ክርህጻ ጀሚረን ንዝነበራ ኣእዳውና ፡ ክፈላሊ ትብዓት ስለ ዘይረኸብኩ ብ ጸጋመይቲ ኢደይ ፣ ዓቐን ድምጺ ወሲኸ ሰፊኑኒ ዝነበረ መንፈሳዊ ቅሳነት ፣ ሓይሊ ሙዚቃ  ተሓዊሱዎ ክዓሙቕ ተፈለጠኒ።] ኣብ ፈለማ ሌላና ፥  "ንምንታይ ኢኻ ናይ ሃይለ ገብሩ ደርፍታት ትፈቱ፧" ቢላ ክትሓተኒ ኣይረሳዕኹዎን። ገና ንላለ ብምንባርና ፣ ብዛዕባ ሕሉፍ ናይ ፍቕሪ ህይወተይ ንኸዕልላ ዕድል ዝረኸብኩ ኮይኑ ስለዝተሰመዓኒ ፥ "ዘፍቅራ ነይራትኒ ። እቲ ንዕኣ ዝስመዓኒ ዝነበረ ስምዒት ክገልጾ ዓቕሚ እስእን ስለ ዝነበርኩ ፡ ሃይለ ገብሩ ብዜማታቱ ኣብ ምግላጽ ስምዒተይ  ይሕግዘኒ ነይሩ። ንዕኣ እንተስኢነያ ኸኣ ኣብ ደርፍታት ሃይለ ገብሩ እእልሻ'ሞ ኣብኡ ትጸንሓኒ።!" ቢለ ከዕልላ ውን እዝክር። ክንዮ ኣፋ ጉምጽጽ ኣቢላ "ዕድለኛ’ያ!" ምባል ፣ ካልእ ዝመለሰትለይ ኣይነበረን። ሕጂ ግን ፣ እሳ "ካብቲ’ኣ" ንላዕሊ ዕድለኛ ኮይናስ እነሀት ብዘይ ሓገዝ ደርፊ ኣብ'ቲ ኣኽሊል ዘውዲ ደፊኣ እተቐመጠትሉ ውሽጠይ እረኽባ ። 🎵"ከመ’ለኺ ኮኾብ ኣዒንተይ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ደሃይ ኣጥፊእኪ ሰንፈላል ጌርክዮ ተሻቒሉ ልበይ "  🎶 ንነፍሲ ወከፍ ቃላት እዛ ጣዕመ ዜማ ብውሽጠይ እናደገምኩ ፣ ናብ ሰማይ ኣማዕድየ። እታ ፣ ኣብ ግዝኣት ልበይ ካልእ ንግስቲ ከምዝሸምኩ ፈሊጣ ዝቐንአት ትመስል ዘፍጣጥ ወርሒ ፡ ከም ሰብኣይ እንዳማታ ንክትወስድ ዘንቀደት ውሽማ ፥ ካብ ካልእ እዋን ዝያዳ ብርሃን ተለቂሓ ፡ ዶብ ኣድማስ ጥሒሳ ዝቐረበት ክሳዕ ኮይና ትስመዓኒ ተኾሊዓ : ገዚፋ ነበረት። ኣብ’ዛ ብትንግርታዊ ግርማ ዝዘቕበበት ህሞት ፡ ዝናፍቓን ክዝክራ ንዝቐነኹ ዓባየይ ወዝቢ ናብ ስእለ ኣእምሮይ መጸት። ምልእቲ ወርሒ ኣብ ዝርእየሉ ንምንታይ’የ ንዓባየይ ዝዝክር ኣይፈልጥን። ኣብ ጽፍሒ ዓንኬል ወርሒ ምስላ ለጢፈ ፣ ብ ቋንቃ መንፈስን ትዝታን ከዕልላ ስለተፍቅደለይ ዶ ይኸውን፧ እንድዕለይ ግን ን ምልኣት ናይ'ዛ ወርሒን ዕላል ምስ ዓባየይን ኣዝየ'የ ዝብህግ።  [ወድሰብ ለካ ብኣካል ንዝተፈልዮ ዘይኮነ ነቲ ኣብ ውሽጡ ዘትረፎ እዩ ዝናፍቕ።]ኣይጸንሐን እቲ ድምጺ ውሽጠይ ፡ ብድምጺ ዓባየይ ተተኪኡ ፣ ኣብ ከቢድ ወግዒ ተጸሚደ ፣ ነታ ኣብ ጎነይ ዝነበረት "ሰብኣዊት ወርሒ" ረሳዕኹዋ። ቀውታ ጠመተኣን ጸኒሑ ዝተኻዕወ ንብዓታን ክሳዕ ምስትብሃል ዝስእን ፣ ዕላል ምስ ዓባየይ ምቁር ዕላል.... ወግዒ ኣደን-ወድን... ቀጸልኩ። 🎶"ኩሉ ብላሽ'ዩ ናይ ኮንቱነት ኮንቱ ናብራይ ብዘይካኺ ጠፊኡ መቐረቱ ናብራይ ብዘይካኺ ጠፊኡ መቐረቱ ቀትሪ ጸልማት ለይቲ ነዊሑ ሰዓቱ"🎵 ሃንደበት ፣ ምቑራር ናይ'ታ ዕርቃና ዝወጸት ኢደይ ተፈሊጡኒ ነቓሕኩ። ካብ'ታ ፣ ኣብ ሰሌዳ ሰማይ ዝነበረት ግእዝቲ ወርሒ ፡ ናብ'ታ ንግስቲ ኣድማስ ውሽጠይ ዝኾነት ጽብቕቲ ጠመትኩ። ንብዓታ ፣ ከም ዝተፈርሸሐት ቡምባ ን ብምሉእ ሜዳ ገጻ ኣዕለቕሊቑዎ ረኣኹ። ዝኸውን ዝነበረ ኣይተረደኣንን። "ከማይ ዶ ደኣ ናብ ዓባያ ገይሻ ጸኒሓ'ያ፧" ቢለ ክሓታ እናበልኩ "ትናፍቓ ኢኻ!  ምሽ፧" በለትኒ ፣ ታሕቲ ታሕቲ እናጠመትት ። ከም'ዛ ምሳይ ዝጸንሐት .. ንዓባየይ ማለታ መሲሉኒ "ማራ እምበር!" በልኩዋ ። ካብ ዝነበረቶ ብድድ ድሕሪ ምባል  ብ ሓውሲ ጉያ ክትስጉም ጀመረት ። ከም'ዛ ዝባዕገግኩ ፣ ካብ ምጥማት ሓሊፈ ዝገበርኩዎ ኣይነበረን። ኣብ ከባቢ ገዝኦም ብምንባርና ፣ ማዕጾ ገዝኦም ክትከፍት እርእያ ነይረ። ኣትያ ማዕጾ ቅድሚ ምዕጻዋ ናባይ ገጻ 'ቁሊሕ' በለት ፥ ናይ ስንብት ቆላሕታ ። ናይ ደሓን ኩን ቆላሕታ ።  ቻው! ንዓይ ኣብዚ ገዲፋ ፣ ውሽጠይ ግን ምስኣ ሒዛቶ ከደት :: ክምለስ እንከለኹ ፣ እንታይ ከምዘጋጠመ ኣብ ምስልሳል'የ ነይረ። እንታይ እዋነይ ገዛይ ተመሊሰ ከይተረድኣኒ ፣ ነብሰይ ኣብ ደንደስ ዓራት ረኸብኩዋ ። ሞባይለይ ናይ <"መልእኽቲ ኣሎካ"> ደወል ኣስመዐት ። "ን EXካ ፣ ከምዝረሳዕኻያን ፍቕራ ከምዝወጸልካን ሓቢርካኒ ክንስኻ ፣ ካባይ ድላይካ ምስ ረኸብካ ፡ ፍቕርኻ እናሃረፍኩ ፡ ከም ትናፍቓ ክትነግረኒ እንከለኻ ፣ ኣብ ውሽጠይ "ሽዋሕዋሕ" ዝብል ድምጺ ሰሚዕኻ ዶ፧ ድምጺ ዝተሰብረት ልቢ። ዝሰበርካያ ልበይ ፣ ክሳዕ ትጽገን ፣ ዘሕልፎ ስቅያት የፍርሓኒ'ኳ እንተኾነ ግን ክኽእሎ'የ። ጽቡቕ ህይወት እምነየልካ! ኣዝየ ከፍቅረካ ክኢለ ከምዝነበርኩ ፍለጥ።" .. እዚ ምስ ነበብኩ ፣ ዝኾነ ኩሉ ስለዝበረሃለይ ብቕልጡፍ ንኸረድኣ ሞባይለይ ክሳዕ ባትሪ ትውድኣኒ ክድውል ፈተንኩ። ክረኽባ ኣይከኣልኩን .. ድሮ BLOCK ገይራትኒ ... 🎶"ድምጽኺ ክሰምዕ ቴለፎን ደዊለ የላን ኢሎምኒ ብዙሕ ተሻቒለ ፍጹም ኣይከኣልኩን ምዝራብ ስኢነ ንብዓት ዓይነት ማንታ ማንታ 'ናወረረ"🎵 #charitey #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ሙዚቃ_ኣድማሳዊ_ቃንቃ🇪🇷🎬 #Fyp #eritreantiktok #habeshatiktok #fypシ゚ #Eritrean #Eri #Fyp

About