@olha.chepyha:

.
.
Open In TikTok:
Region: SK
Wednesday 17 April 2024 21:49:41 GMT
1103
135
4
0

Music

Download

Comments

snowflake8458
✯•SNOWFLAKE•✯ :
@lav._.vikulia 😁🥵❤️❤️❤️🔥
2024-04-18 19:06:11
1
cipriangarbea
Cypy♐️ :
🥰🥰🥰
2024-04-21 15:13:12
0
To see more videos from user @olha.chepyha, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ናይ ሕድ ሕድ ወድሰብ ሂወት ዘይነፅፍ፣ ዘግርምን፣ ዘሕዝንን መፅሓፍ መኾነ ፅሒፉ ዝስንዶ ስለዘይረኸበ ደኣ እምበር ንብዙሕ ሰባት ውን መምሃሪ መኾነን ነይሩ። መብዛሕቲኦም ዝተፀሓፉን ዝፀሓፉን መፅሓፍቲ ልበ-ወለዳዊ ድረስት/ኣብ ዘይ ሓቃዊ ታሪክ ዝተሞርከዘ/ እንትኸውኑ እቶም ኢልበ-ወለድ ድርሰት/ኣብ ሓቃዊ ታሪክ ዝተሞርከዙ/ ብቁፅሪ ውሑዳት እዮም።  ኩሎም ተመክሮታት ሂወት ወድሰብ ተሰኒዶም ተዝፀሓፉ ከዓ ፅሩያትን መሃርትን ኢ ልበ-ወለድ ድርሰት መፃሕፍቲ መወፁልና ነይሮም። ብኻሊእ ኣበሃህላ ንፀሓፍቲ ስራሕ መቀለለሎምን ኣብ ልበ-ወላዲዊ ድርሰት ግዜኦም ኣይምጠፈኡን ነይሮም። ሓሲብክምዎ ዲኹም ብበዝሒ ሰብ ክንደይ ዝኣክል መፅሓፍቲ መኾነ ብቢሎዮናት መፅሓፍቲ ማለት እኮ እዩ።  ናይ ፅሑፈይ ዋና መልእኽቲ ሂወትና ዘይተፀሓፈትን ዘይተነበበትን ዘይትነፅፍ መፅሓፍ እያ። ነበርቲ ኣይኮናን እቲ ዘለትና ሂወትና ኣስተማቂርና በቢንእሽተይ እንዳፀሓፍና ሰኒድና ተነቅምጣ እሞ መምሀሪ ናይ ዝቀረዩ ወለዶ ንግደፈሎም ይብል። ቅኑዓት ንኹን ዋጋ ቅንዕናና ብግዚኡ ቅንዕናና ክኸፍለና እዩ።  ሻሎም ወትሩ ሰናይ ይምነየልኩም። #creatorsearchinsights

About