@mahdertigrigna: ናይ ደቂ ተባዕትዮ ኣስማት ድማ ኣብ ሳጹን እሞ ጻሓፉሎይ ምስቲ ኣነ ኣዳልየዮ ዘለኹ ብሓደ ጠርኒፈ ብምእካብ ሸር ክብሎ ኢየ እቲ ትጽሕፍዎ ኣስማት ድማ ግእዝን ትግርኛን ክኸዉን ኣለዎ #eritrea #eritreantiktok #tigray #tigraytiktok #habesha #habeshatiktok #ትግራይ #ኤርትራ #ትግርኛ @Rigat_hyab

Mahder Tigrigna
Mahder Tigrigna
Open In TikTok:
Region: DE
Thursday 25 April 2024 15:06:58 GMT
45297
2004
186
118

Music

Download

Comments

mahdertigrgna
mahder Tigrigna :
ዝገርም እዩ ወገነይ እቲ መሰረታዊ ስም ወለድና መንነትናን ሎሚ ከም ጸርፊ እንዳ ኮነ ይመጽእ ኣሎ እዚ ካ ዓቢ ዕንወት እዩ ንዓና ከም ሕብረተሰብ ዘየለ ስም እንዳ ምጻካ ምጥማቅ ኮይኑ ሎሚ መንነትካን ባህልካ ጸሊኢካ ክብረት ዝብሃል የለን ንካልእ ክንመስል ኣይንጻዓር እቲ ናትና ነዐቢ ። ወገነይ🥰🥰💯
2024-04-25 15:53:05
8
fritafikr3
Frita 🌸 :
Freweyni 😘
2024-05-07 15:51:20
7
missthome2014
Sali :
እዞም ብናይ ገድሊ ኤርትራ ዝተጠቃዕና' ኸ ኣይንቁጸርን ዶ😭
2024-04-25 20:56:56
3
bbygirl5102020
ሳምሪ ጓል ጫዓሎ🌾💙🌿👸 :
Eti asmatna ke nabey abele😬😂😂😂💙
2024-04-26 13:11:51
0
bleneytigray
Bleney💎💒 :
መርሃዊት💖💖💖🙏
2024-05-07 13:42:53
3
liduyyyyy
❤🤴 :
ናይ ዳናይት ትርጉም ድዩ ዘይብሉ ኣብዚኣ በዲልኩሙኒ🤣😭
2024-05-02 09:45:56
1
0000wukro
ውቕሮ ዓደይ ፃዕዳ👑💛❤️💥 :
ደቒ ትግራይ ፅብቓት🥰🥰🥰🥰
2024-05-07 15:04:03
2
amlakyefelt
ቲቲ 🇪🇷 🫶💙 :
ትርሓስ🙏❤️
2024-05-07 19:39:33
1
titi.gal.kahsay
Titi Gal Kahsay :
ሪሃም ማለት ታይ ማለት እዩ መልሱለይ ኣሕዋተይ 🙏🙏
2024-05-09 02:56:06
0
.7000160
ጓል 70 Enderta MEKELE❤💛👑 :
ኣስማይት እንታይ ማለት እዩ
2024-05-07 13:13:33
1
aleku9801
ኣዱሊስ :
ካብ ሕጂ ዝውለድ ቆልዓ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣሽማት ከነውጻሎም ኣለና። ባህልና መንነትናን ንምዕቃብ ካብዚኣ ኢያ ትጅምር። ክብረት ይሃበልና ጎይታ ሙሴ ከኣ💙💙💙💙💙💙😍😍😍😍😍
2024-04-27 10:25:22
1
nebuyey_
🦋Nebu_twin_luley🦋 :
ናባይት👌😁
2024-04-25 21:52:31
2
hanity.meley
👑 ከንቲባ ሃዘሞ 👑🖤 :
ከንቲባ ኸ ባህበሎም ዓብለሎም ክብሮም ደባስ ሓይሎም ደስታ
2024-04-26 21:22:56
1
qeenendertawet
𝚗𝚐𝚜𝚝𝚒 ዕባይ እንደርታ❤ :
ንግስቲ🥰💜
2024-05-07 20:49:18
1
hagush_love_enbeba
babi& mami❤💍💙one love❤️🙏 :
ዋሓዚት ስም ቦክሪ ጓለይ ክትኮን ኩሉ ግዜ ዝሓርያ ስም እያ የቀንየልና።
2024-05-07 09:26:16
1
mhret494
Mhret :
ተጸዊዐዶ ኣብዚ ገዛ ሱሞይ ዋላ ኣብ ቤተኽርስታያን እያ ማዕልታዊ ትጽዋዕ ሱሞይ ኣቤት ዕድል 🤣🥰🥰🥰🙏👌
2024-05-06 10:59:43
1
tse469
ጠይቅ እመን ተቀበል🤌 :
እዚ ኩሉ ክትጠቅስ ናተይ ዘየላ ግን ክልተ እዩ ስመይ እታ ሓንቲ ግን ተሪፋትኒ ፀጋ
2024-05-07 15:14:37
1
yor.da.love
madridawit🇪🇸ⓚ⓾ :
Thanks ደቂ መለይ🤲💙💙💙💙
2024-04-27 10:50:38
1
melaynatey
wedi Meley🌿💙💙💡📚 :
ኣየወ ኣዚ ባህልና🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙
2024-04-25 21:06:11
1
daafro03
Son of K.M 🌿🩵🌿👊🫵 :
ክብረት ይሃበልና ። ክንድዚ ዝጥዕም ኣስማት እሞ ድማ ብልሳና ሰሚዕና ኣስተንቲና ትርጉም ንህበሉ መለልይና ኢዩ። ባህግና ፥ እሰይ፥ ሪም ፥ 🩵🌿🩵🌿
2024-04-25 21:29:20
1
norei.wahibi
Norei Wahibi :
ኣልማዝ ክ ይሕወስ ዶ
2024-05-02 12:46:34
1
brazilawit14
brazilawit14 :
Fthawit Tnx ❤️
2024-04-26 08:50:22
1
ds20170524
S 💫😘 :
Delina ke Entay malet eyu hawey 😇🙏
2024-04-28 18:22:29
1
mebrhitaxsum
መብሪሂት ጓል አክሱም :
የቅኒየለና😂🙏
2024-05-07 11:39:07
1
rigat__hyab
rigat__hyab :
Kbret yehabeley moss hawey 🙏💙 much respect
2024-04-25 16:29:02
2
To see more videos from user @mahdertigrigna, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About