Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@km16161616:
kbrom
Open In TikTok:
Region: ET
Thursday 09 May 2024 19:17:31 GMT
350
68
1
1
Music
Download
No Watermark .mp4 (
35.62MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
35.62MB
)
Watermark .mp4 (
69.52MB
)
Music .mp3
Comments
𝙚𝙢𝙪𝙨𝙝 🛐✝️🙏🌸🌼🌻 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2024-05-10 19:50:36
1
To see more videos from user @km16161616, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#fyp #draft
#fyp
ኣብዚ ስእሊ ኣምጼየን ዘለኩ ክልተ ጻዕራማት የሕዋትና እየን። ክልቲአን ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ትሕቲ ዋዒ ጸሓይን ቁርን ደው ኢለን፣ ቡንን ሻሂን ብምፍላሕ ብርሃጸን ምንባረን ዝመርሓ ናይ ስራሕ ጀጋኑ እየን። እንተኾነ ግን፣ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታትና ዝረአ ዘሎ ኣካይዳ ብሓቂ ዘሕዝንን ዘስተንትንን እዩ። ኣብ መንጎ እዘን ክልተ የሕዋትና ዘሎ ፍልልይ እንታይ እዩ? ፍልልይ የለን! ክልቲአን ንነብሰንን ንስድርአንን ንምእላይ ዝቃለሳ፣ ስራሕ ዝሰርሓ፣ ብማዕረ ከነክብረንን ክንድግፈንን ዝግባኣና ናይ ስራሕ ጀጋኑ እየን። ናይ ማሕበራዊ ሚዲያናን ናይ ሰባትናን ጸገም ደኣ እንታይ እዩ? እታ ሓንቲ ጓል ቀያሕን ጽብቕትን እያ ብዝብል መዐቀኒ ጥራይ፣ ማሕበራዊ ሚዲያ ብምሉኡ ብዛዕባኣ ኣርእስቲ ገይሩ ፖስት እንዳበለ ይዛረብ ኣሎ። ብዙሓት ሚዲያታትን ሰባትን ዝተፈላለዩ ቪድዮታት ይሰርሑላ፣ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ሓደ ሓደ ሰባት ናብቲ ዘላቶ ቦታ ብምኻድ ንብዙሓት ሰባት ቡን ዓዲጎም ብናጻ ንክሰትዩ ቪድዮታት ይዝርግሑ ኣለዉ። እዚ ኩሉ ክኸውን ከሎ ግን፣ ልክዕ ከምኣ ዝኣመሰላ ብኣማእት ዝቑጸራ ቡን እንዳፍለሓ ዝሰርሓ ኣብ ጎደናታት ኣዲስኣበባ ኣለዋ፣ ጠንካራታት፣ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ጽርግያታት ዘገልገላ የሕዋትና፡ ዝኮነ ሰብ ኣርእስቲ ኣይገበረለንን፣ ቁሊሕ ኢሉ እውን ዝረኣየን የለን። ካብዚ እንታይ ንመሃር…. ስራሕን ጻዕርን ብመልክዕ ኣይንምዘን፣ ናይ ሓደ ሰብ ጻዕርን ልፍዓትን ክብሪ ዝረክብ ብስርሑን ብባህሪኡን፣ ብርሃጹን እምበር ብገጽ ጽባቐ ኣይኮነን። ድጋፍና ሚዛናዊ ይኹን፣ ንሓደ ሰብ ከነተባብዕ ከለና ንካልኦት ሸለል ክንብል የብልናን። ናይ ሓቂ መተባብዒን ድጋፍን ኩሉ ሰብ ብማዕረ ክረኽቦ ይግባእ። ንይምሰል ኣብ ቅድሚ ካሜራ ቀሪብና ንሰባት ንምርኣይን ንቲክቶክ ፈይስቡክ ዩትዩብን ቪድዮ ጥራይ ክንብል ብውሽጥና ከይተሰምዓና ርህራሄ ክነርኢ የብልናን። ንሓንቲ ጓል ጥራይ ፈሊና ክንሕግዝ ከለና፣ ነተን ካልኦት ለይትን መዓልትን ዝጽዕራ ዘለዋ ጠንካራታት የሕዋትና ዘነኣእስን ዘዋርድን ክኸውን የብሉን። ኣብ መወዳእታ መዕጸዊየይ ኣብ ጽርግያታት እንዳዘራ ስረሐን ዳሰረሓ ምንባረን ዝመርሓ፣ ብጽፉፍ ጻዕሪ ስራሕክን ስድራክንን እተመሓድራ ኹለን ጀጋኑ የሕዋትና ኣዴታትናን ክብርን ምስጋናን ይግባእክን! ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና! Adam first page #💙🇪🇷💛
@fabioteruel #palavrafabioteruel #oracao
#creatorsearchinsights
بعض المعاني لا يكشفها إلا الوقت. #fouryou #fyp #creatorsearchinsights #الحمدللهحمداكثيرا #فوضى_التفاصيل @تراجيديا 🕯
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy