@rizky.rmdn07: Panen Pelem Cengkir#fypシ゚#petanimanggaindramayu #manggadermayu😁

mhmd rzkyyy
mhmd rzkyyy
Open In TikTok:
Region: ID
Thursday 23 May 2024 03:36:50 GMT
21955
140
21
70

Music

Download

Comments

ureng82
Putra PG🐍 :
skrng udah panen blm kang ini saya besok pagi suru ke Indramayu ngambil mangga
2025-09-07 11:35:44
1
aryalilis12.com
awenkgyo :
dari pasar induk Kramat jati Jakarta timur
2024-05-31 11:27:05
0
waregtapirungseb
Haji gawir :
nota brha bos
2024-06-21 16:01:16
0
chumiiee
chumie :
skrg ada GK ya?
2026-02-09 04:24:55
0
siti.hodijah378
ძі. ȷᥱһ :
SATU KG berapa Pa?
2025-09-10 01:52:04
0
meliagroup.cilincing
Melia Group :
sekarang udah panen mangga indramayu blm bos?
2025-07-31 02:56:02
0
ranimaryani911
ranimaryani911 :
ini d jual per pak atw perkilo hrg brp
2024-10-09 06:27:37
1
mafiabuah.bdl
𝘼𝙂𝙄𝙇𝙖𝙉𝙂72 :
😄
2025-09-30 11:27:51
0
rizqiansyahizzat5
rizqiansyahizzat5 :
😂
2025-09-16 04:41:17
0
walangsangit927
W!£& :
🥰
2025-06-04 04:17:13
0
super_buah
SUPER BUAH :
👍
2025-05-14 01:19:57
0
saefullahaep8
fres'w@ter :
🥰🥰🥰
2026-06-14 03:07:12
0
To see more videos from user @rizky.rmdn07, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

​❓ ቀዳማይ ሕቶ እግዚአብሔር መን ርእይዎ እዩ ብዚ መልክዕዚ ተስኢሉ ወይ ድማ አብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ተባሂሉ ስእሊ ክስአል ከሎ ናይ ሥላሴ ስእሊ ክስአል ከሎ እግዚአብሔር ተርእዩ ይፈልጥዶ ብባህሪኡ ኣይርአይን እዩዶ ዝብል ሕቶ እዩ ​⛪ ናብቲ መልሲ እንተመጺእና ንነገሩ ኣብ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ተርእዩ ዝተስኣለ ሓደ እኳ ስእሊ የለን ናይ ሥላሴ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ መላእኽቲ ናይ ጻድቃን ናይ ሰማእታት ናይ ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ስእልታት ተርእዮም እዚ ይመስሉ ተባሂሎም ኣይኮኑን ዝስኣሉ ክስኣሉ እውን ምራኣይ ቀዳማይ ኩነታት ኮይኑ ኣይፈልጥን ​👼 ብኣብነት መላእኽቲ ኣይርኣዩን ኣይጭበጡን ኣይዳሰሱን ብዝተገልጹሉ ብዝሓት ብዝተገልጹሉ ኩነታት ወይ ድማ ብውክልና ይስኣሉ እምበር ቲ ዝተስኣለ ኣካል እዚ ይመስል ተባሂሉ ተስኢሉ ኣይፈልጥን ስለዚ ብዛዕባ ናይ ሥላሴ ስእሊ ነልዕሎ ሕቶ ንዝኾነ ስእሊ እንተኣልዒልናዮ ተመሳሳሊ መልሲ እዩ ክበሃብ ዝኽእል ተርእዩ ዝተስኣለ ሓደ እኳ ስእሊ የለን ​📖 ግን ናብ እግዚአብሔር ብፍላይ ድማ ብዛዕባ አብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ቅዱስ ሥላሴ ከመይ እዩ ዝስኣል ዝብል ብሰፊሑ ምራኣይ የድልይ ብቐዳምነት ብዛዕባ ዘይምርኣይ እግዚአብሔር ቁሩብ ክነግረኩም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኩልና ኣብ እንፈልጦ ጽሑፍ ወንጌል ዮሃንስ ምዕራፍ 1 ቁጽሪ 18 ቅዱስ ዮሃንስ እግዚአብሔር ዘረኣዮ እኳ ሓደ እኳ የለን ኢሉ ተናጊሩ እዩ ​ቀኑዕ እዩ መዓስ እኳ ማለት ትማሊ ሎሚ ጽባሕ እዩ ሓደ እኳ ማለት ሰብ መልኣኽ ዝኾነ ፍጡር ንእግዚአብሔር ዝረኣዮ ሓደ እኳ የለን እዩ ዝብል ስለዚ እግዚአብሔር ብባህሪኡ ኣይርኣይን እዩ ክርአ ዝኽእል ኣምላኽ ኣይኮነን ብግልጺ እውን ከም ዘይርአ ባዕሉ እግዚአብሔር ተናጊሩ እዩ ዘይርአ ኣምላኽ ተባሂሉ እዩ ዝንገረሉ ንሙሴ እውን ሰብ ገጸይ ርእዩ ኣይድንንን እዩ ይብል ​ግን ኣዝዩ ዝገርም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዘይምርኣይ እግዚአብሔር ዝተነግረሉ መጠን ብዛዕባ ምርኣዩ እውን ክንድኡ ተጽሒፉ እዩ ንኣብነት ነቢይ እግዚአብሔር ዳዊት ብዛዕባ ዘይምርኣይ እግዚአብሔር ከምዚ ኢሉ እዩ መዓስ ክበጽሕ እየ ገጽ ኣምላኸይ መዓስ ክርእዮ እየ ይብል ንእግዚአብሔር ምርኣይ ናፈቐ ​✨ እዚ ዳዊት ኣብ ካልእ መዝሙሩ ድማ ንእግዚአብሔር ኩሉ ጊዜ ኣብ ቅድመይ እርእዮ እየ ኣብ የማነይ እዩ እሞ ኣይክተንክፍን እየ ይብል እስቲ ሕጂ እዞም ክልተ ጽሑፋት እንተቐሪቦምልኩም ከመይ ከተተኣናግድዎም ኢኹም እግዚአብሔር ይርአዶ ወይስ ኣይርኣይን ​ዳዊት መዓስ ክበጽሕ እዩ መዓስ ክርእዮ እየ ይብል መልሱ ድማ ኩሉ ጊዜ ንእግዚአብሔር እርእዮ እየ ይብል ካልእ እውን ክውስኸልኩም ንኣብነት ሙሴ ምስ እግዚአብሔር 570 ጊዜ ተዛራሪቡ እዩ ነገር ግን ሓደ ጊዜ እኳ ኣይረኣዮን ኣብ መወዳእታ እግዚአብሔር ንምዝራብ ባዕሉ ሙሴ ሕቶ ኣቕረበ ​ሕቶ ኣብ ዘቕረበሉ ጊዜ እግዚአብሔር ሰብ ገጸይ ርእዩ ኣይድንንን እዩ እሞ ክትርእየኒ ኣይትኽእልን ኢኻ በሎ ስለዚ ሙሴ ንእግዚአብሔር ኣይረኣዮን ማለት እዩ እዚ ኢልና ሳዕንድምጥስ ግን ኣብታ ኦሪት ዘጸአት ምዕራፍ 24 ናይ እግዚአብሔር ጊያ ሙሴ ሓዉ ኣሮን ናዳብን ኣቢሁድ ዝተባህሉ ሰባት ከምኡ እውን ካብቶም 70 ናይ እስራኤል ዓበይቲ ንእግዚአብሔር ርእዮዎ ​📜 ንእግዚአብሔር ርእዮዎ በሉ ሰተዩ ይብል ንእግዚአብሔር ርእዮዎ ኣብ ትሕቲ እግሩ ተደፍኡ ይብል ስለዚ ንእግዚአብሔር ሙሴ ርእይዎዶ ወይስ ኣይረኣዮን ርእይዎ ዝብል እውን ኣሎ ኣይረኣዮን ዝብል እውን ኣሎ ትንቢተ ኢሳይያስ ምዕራፍ 6 ክጅምር ከሎ እንታይ ይብል ንእግዚአብሔር ኣብ ልዕል ዝበለ ነዋሕ ዙፋን ተቐሚጡ ርእየዮ ይብል ስለዚ እግዚአብሔር ይርአዶ ወይስ ኣይርኣይን ​✝️ ኣብ ቅዳሴና ኣባ ህርያቆስ
​❓ ቀዳማይ ሕቶ እግዚአብሔር መን ርእይዎ እዩ ብዚ መልክዕዚ ተስኢሉ ወይ ድማ አብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ተባሂሉ ስእሊ ክስአል ከሎ ናይ ሥላሴ ስእሊ ክስአል ከሎ እግዚአብሔር ተርእዩ ይፈልጥዶ ብባህሪኡ ኣይርአይን እዩዶ ዝብል ሕቶ እዩ ​⛪ ናብቲ መልሲ እንተመጺእና ንነገሩ ኣብ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ተርእዩ ዝተስኣለ ሓደ እኳ ስእሊ የለን ናይ ሥላሴ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ መላእኽቲ ናይ ጻድቃን ናይ ሰማእታት ናይ ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ስእልታት ተርእዮም እዚ ይመስሉ ተባሂሎም ኣይኮኑን ዝስኣሉ ክስኣሉ እውን ምራኣይ ቀዳማይ ኩነታት ኮይኑ ኣይፈልጥን ​👼 ብኣብነት መላእኽቲ ኣይርኣዩን ኣይጭበጡን ኣይዳሰሱን ብዝተገልጹሉ ብዝሓት ብዝተገልጹሉ ኩነታት ወይ ድማ ብውክልና ይስኣሉ እምበር ቲ ዝተስኣለ ኣካል እዚ ይመስል ተባሂሉ ተስኢሉ ኣይፈልጥን ስለዚ ብዛዕባ ናይ ሥላሴ ስእሊ ነልዕሎ ሕቶ ንዝኾነ ስእሊ እንተኣልዒልናዮ ተመሳሳሊ መልሲ እዩ ክበሃብ ዝኽእል ተርእዩ ዝተስኣለ ሓደ እኳ ስእሊ የለን ​📖 ግን ናብ እግዚአብሔር ብፍላይ ድማ ብዛዕባ አብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ቅዱስ ሥላሴ ከመይ እዩ ዝስኣል ዝብል ብሰፊሑ ምራኣይ የድልይ ብቐዳምነት ብዛዕባ ዘይምርኣይ እግዚአብሔር ቁሩብ ክነግረኩም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኩልና ኣብ እንፈልጦ ጽሑፍ ወንጌል ዮሃንስ ምዕራፍ 1 ቁጽሪ 18 ቅዱስ ዮሃንስ እግዚአብሔር ዘረኣዮ እኳ ሓደ እኳ የለን ኢሉ ተናጊሩ እዩ ​ቀኑዕ እዩ መዓስ እኳ ማለት ትማሊ ሎሚ ጽባሕ እዩ ሓደ እኳ ማለት ሰብ መልኣኽ ዝኾነ ፍጡር ንእግዚአብሔር ዝረኣዮ ሓደ እኳ የለን እዩ ዝብል ስለዚ እግዚአብሔር ብባህሪኡ ኣይርኣይን እዩ ክርአ ዝኽእል ኣምላኽ ኣይኮነን ብግልጺ እውን ከም ዘይርአ ባዕሉ እግዚአብሔር ተናጊሩ እዩ ዘይርአ ኣምላኽ ተባሂሉ እዩ ዝንገረሉ ንሙሴ እውን ሰብ ገጸይ ርእዩ ኣይድንንን እዩ ይብል ​ግን ኣዝዩ ዝገርም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዘይምርኣይ እግዚአብሔር ዝተነግረሉ መጠን ብዛዕባ ምርኣዩ እውን ክንድኡ ተጽሒፉ እዩ ንኣብነት ነቢይ እግዚአብሔር ዳዊት ብዛዕባ ዘይምርኣይ እግዚአብሔር ከምዚ ኢሉ እዩ መዓስ ክበጽሕ እየ ገጽ ኣምላኸይ መዓስ ክርእዮ እየ ይብል ንእግዚአብሔር ምርኣይ ናፈቐ ​✨ እዚ ዳዊት ኣብ ካልእ መዝሙሩ ድማ ንእግዚአብሔር ኩሉ ጊዜ ኣብ ቅድመይ እርእዮ እየ ኣብ የማነይ እዩ እሞ ኣይክተንክፍን እየ ይብል እስቲ ሕጂ እዞም ክልተ ጽሑፋት እንተቐሪቦምልኩም ከመይ ከተተኣናግድዎም ኢኹም እግዚአብሔር ይርአዶ ወይስ ኣይርኣይን ​ዳዊት መዓስ ክበጽሕ እዩ መዓስ ክርእዮ እየ ይብል መልሱ ድማ ኩሉ ጊዜ ንእግዚአብሔር እርእዮ እየ ይብል ካልእ እውን ክውስኸልኩም ንኣብነት ሙሴ ምስ እግዚአብሔር 570 ጊዜ ተዛራሪቡ እዩ ነገር ግን ሓደ ጊዜ እኳ ኣይረኣዮን ኣብ መወዳእታ እግዚአብሔር ንምዝራብ ባዕሉ ሙሴ ሕቶ ኣቕረበ ​ሕቶ ኣብ ዘቕረበሉ ጊዜ እግዚአብሔር ሰብ ገጸይ ርእዩ ኣይድንንን እዩ እሞ ክትርእየኒ ኣይትኽእልን ኢኻ በሎ ስለዚ ሙሴ ንእግዚአብሔር ኣይረኣዮን ማለት እዩ እዚ ኢልና ሳዕንድምጥስ ግን ኣብታ ኦሪት ዘጸአት ምዕራፍ 24 ናይ እግዚአብሔር ጊያ ሙሴ ሓዉ ኣሮን ናዳብን ኣቢሁድ ዝተባህሉ ሰባት ከምኡ እውን ካብቶም 70 ናይ እስራኤል ዓበይቲ ንእግዚአብሔር ርእዮዎ ​📜 ንእግዚአብሔር ርእዮዎ በሉ ሰተዩ ይብል ንእግዚአብሔር ርእዮዎ ኣብ ትሕቲ እግሩ ተደፍኡ ይብል ስለዚ ንእግዚአብሔር ሙሴ ርእይዎዶ ወይስ ኣይረኣዮን ርእይዎ ዝብል እውን ኣሎ ኣይረኣዮን ዝብል እውን ኣሎ ትንቢተ ኢሳይያስ ምዕራፍ 6 ክጅምር ከሎ እንታይ ይብል ንእግዚአብሔር ኣብ ልዕል ዝበለ ነዋሕ ዙፋን ተቐሚጡ ርእየዮ ይብል ስለዚ እግዚአብሔር ይርአዶ ወይስ ኣይርኣይን ​✝️ ኣብ ቅዳሴና ኣባ ህርያቆስ "እስመ በእንተ ጽሩይ መንፈስ ርእይዎ ነቢያት ለእግዚአብሔር" ስለ ዝጸረየ መንፈሶም ነቢያት ንእግዚአብሔር ርእዮዎ ይብል ነቢያት ንእግዚአብሔር መንፈሶም ንጹህ ብምግባር ርእዮዎ እዮም ገጽ ንገጽ እውን ተራእዮም እዮም ይብል ስለዚ ነቢያት መንፈሶም ንጹህ ብምግባር ርእዮዎዶ ወይስ ኣይረኣዮዎን መዓስ እኳ ዝረኣዮ የለን ይብል ደጊሙ ድማ ርእዮዎ ዝብል ንረክብ ​💡 ብሓጺሩ ንምምላስ እግዚአብሔር ዘረኣዮ ሓደ እኳ የለን ዝተባህለ ብዛዕባ ባህሪኡ እዩ ንእግዚአብሔር ብባህረ መለኮቱ ወይ ብኣምላኻዊ ባህሪኡ ብኢሴንሱ ዝረኣዮ የለን ናብ ቅድሚት እውን ክንርእዮ ኣንኽእልን ሰብ ገጸይ ርእዩ ክድን ኣይኽእልን ማለት ፍጡር ንእግዚአብሔር ክርእዮ ስለዘይኽእል እዩ እግዚአብሔር ምርኣይ ዘይምደላይ ኮይኑ ዘይኮነስ ንሕና ንእኡ እንርእየሉ ዓቕሚ ስለዘይብልና እዩ ​☀️ ንሕና ንጸሓይ እኳ ትኹን ኣይንርእያን ኢና እንተረኣናያ ንሕመም ኢና ናይ ጸሓይ ብርሃን መጠን ካብ ዓቕሚ ዓይንና ንላዕሊ ስለዝኾነ ንእግዚአብሔር ብዛዕባ ባህሪኡ መለኮቱ ኢሴንሱ እዩ ዝረኣዮ የለን ዝተዝተባህለ።#መዝሙር_ዘኦርቶዶክስ_ተዋህዶ #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር #tiktokviral #orthodoxchristian #orthodox

About