@haye557:

ምስጢር'ታ ምሸት🫅🕊🌟
ምስጢር'ታ ምሸት🫅🕊🌟
Open In TikTok:
Region: NO
Thursday 18 July 2024 21:14:35 GMT
18683
663
96
85

Music

Download

Comments

mera.zeriga
Mera zeriga 🇪🇷 :
yes
2024-07-19 05:28:44
0
pikok286
Esu :
yes
2024-07-19 07:07:18
0
love3624ey
ዳዊት :
ኣቡነ ቢንያም ክንብሎ ኢና ዳሓን😂 ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ቢንያም ዘመንበረ ብሽክለታ 😂
2024-07-18 21:32:04
17
manutd347
Football man :
ጽባሕ ድማ ኒ ኣወል ሲዒድ ክዝምርሉ ዮም
2024-07-19 01:36:34
5
kibromhabte1
Kibrom Habte🤌🦅💙💪 :
ኩላ ናይ ሰናቲም ምእራይ ካብ ዩቱብ እያ ኮይና ዘላ በቃ🤔
2024-07-18 22:13:36
15
chebir1
wain :
ቅንኢ ድዩ ዘዛርበካ ዘሎ ሕጂ
2024-07-19 06:31:02
2
esni730
ESNI🧿 :
መዝሙር ጥራይ ኣይኮነን ክትሰግደሉ ኢኻ ውን😂😂😅
2024-07-19 04:40:41
1
users789bnm
User 🐆🐆🐆 :
ኣከለ ጉዛይ ይኾኑ ዘመርቲ 🤣
2024-07-19 05:34:13
0
jaleni197
jaleni :
ኣብ መረቅትኦም ይዝመረሎም።
2024-07-19 07:56:41
0
fthawitekle
Fthawi :
😂 mezmur nay wn ygbani ayou
2024-07-19 05:34:01
0
asierdil
it's me :
ሓሳዳት
2024-07-19 05:01:46
0
armymeharr
love music :
bejaka shelle dehan belna ezia ....🥰
2024-07-19 04:39:53
0
user8820457191116
muhurie :
🙏🙏🙏
2024-07-19 07:03:34
0
wedi_keshi
Wedi keshi :
እዚ ሓሳድ ኢዩ ብሓቂ ኣነስ ከኣ ጥዑይ መስሉኒ ይሳምዖ ነይረ
2024-07-18 21:29:51
5
alex.com526
ፈጣጥ ስደተኛ😳😳 :
ኪድ ሓሳድ ቡዳ ቀሺ ኣብዚኣ ዘሎ ክኣ ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ዘይፈቱ
2024-07-19 04:25:21
3
wakanda14da
WÄKÄNDÄ 14 :
እንታይ ይከውን ኣሎ እዚ ሰብ እንታይ ኢዩ ዘዘርከበ ሃለውለው ዝብል ኤዲት ኢዩ ኣቱም ሰባት ንዑኡ ኣይ ተዘመረን
2024-07-18 21:52:58
2
binyam.fisha
ፍቕሪ ሂወት"ዩ :
ኣታ ስቕ ኢልኩም ሃተፍተፍ ኣይትበሎ ጌና ኣይኮነን ምዝማር ብኹናማ ከማን ደርፊ ክነውጽኣሉ ኢና ኣይናይ ሃብታም እዩ ምስ ትዓወተ ብሓይሊ ኣምላኽ ምዃኑ ኣሚኑ ማዕተቡ ኣውጽኢ ዝሳለም ቢኒያም ግን ምስ ትዓወተ ቢኒያም ግን ቀዳማይ ምስ ወጸ ማዕተቡ ኣውጽኢ ንሰማይ ጠሚቱ ከመስግን'ዩ ጉሊሑ ትራእዩ
2024-07-19 01:44:57
1
filmonbrhane
መንደላይ ወዲ ሻዕብያ :
ክላእ ጉኑፉ እዚይ እኮ መንፈሳዊ መዝሙር ሞራል ኢዮም ሂቦሞ እዞም ናይ ሎሚ እኮ ንዓኻ ተመሲሎም መናፍስቲ ክመጹኻ ኢዮም ትብል ኣብ ንእስነተይ ዘንበብኩዋ ቃል ኣምላኽ ኢያ
2024-07-19 02:07:01
1
wakanda14da
WÄKÄNDÄ 14 :
ብድኮነ ታ መዝሙር ኣብ ዩትይብ ኣብ Kokebe Gedam Abune Gebre menfes qdus gejeret ድብል ቻነል ኣላትካ ኣቲካ ስምዓያ ኢካ
2024-07-18 22:35:19
1
wedigebarxgaba
ሃኒባል ገባር (ወዲ ዓረት) መራሒ (ዕስለ) :
ምቅናይ ጥራይ ኣብ ኦርቶዶክስ ካልእ ውን ክንሪኢ ኢና
2024-07-19 02:36:35
0
amigo5250
Grace :
ኦርቶዶክስ ደኣ ሎሚ ዲኩም ንሰብ ምዝማር ጀሚርኩም ኣመልኩም እንድዩ 😂😂😂
2024-07-18 21:57:04
0
chelsawi____10
ቸልሳዊ___💙🔟 :
ኣብ ርእሰይ ዝነበረት ሓሳብ ይገልጻ ኣሎ መዝሙር ምዝማር ኣይተውሓጠትለይን ደርፊ እንበር መዝሙር🤔
2024-07-18 22:01:52
3
user8415948750363
user8415948750363 :
እንታይ እሞ ጸገም ኣለዎ እዋይ ኩሉ እዩ እባ ሓሳድ እንታይ ገበርቲ እዩም ሓፍታማት 🤑
2024-07-19 06:35:53
0
shiamey1
ካብሰብ ሎሚ እንስሳ ይልብም🤐 :
እንታይ ካ ኮይና ትካ ኤርትራ እንተደሊና ንዘምረሉ እንተ ደሊና ንቀድሰሉ ክላ ስቅ በል አየእትወካን🤐🤐🤐🤐
2024-07-19 05:44:25
0
mariam.ayla.whasey
መርገም ሓያም ምርቃ እዩ :
ብሓቂ ድኩም ነዚ ርኩስ ህዝቢ ትኣምንዎ ንኣወል ሲዕድ ክሳሎሙ እንዳሓደሩ
2024-07-19 04:15:45
0
To see more videos from user @haye557, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About