@mahustar: እንታይትመኽሩኒ

mahustar
mahustar
Open In TikTok:
Region: FR
Friday 09 August 2024 14:23:18 GMT
69440
2559
154
99

Music

Download

Comments

s0096023
ምንባር ንዝለካ ምፍቃር2️⃣1️⃣💞☑️ :
ቀሊል ነገር እዩ ገዛ ቀይሪ ማዓረይ ኣይደልየክን እዩ
2024-08-13 06:39:24
18
hawey1.07.24
መን ከም ኣደ :
hiyabat ayteqbli 🎁🚫
2024-08-12 23:41:15
8
iloveyoumama249
ኣይርድኣናን'ዩ እምበር ክንፋቶ ምዓት ኢና📚🤞 :
እዘን ምስ ዓረብ ከምዚ ትገብራ ግን ከመይ ገጽክን ትከወል መዕበይአን ዝበደለን ርኹሳት ፎእ 🤮🤮🤮🤮
2024-08-14 02:21:05
7
merh115
እድብቲ ነዲኣ :
እዚ ቀሊል እዩ ምክሪ ከማን ዘየድልዮ ገዛ ቀይሪ
2024-08-13 09:00:49
6
user3030068405009
user3030068405009 :
ገዛ ቀይሪ
2024-08-12 19:01:01
6
alal36240
alal36240 :
RUN ... . LEAVE EVRTHING. YOUR LIFE IS MORE IMPORTANT THAN MONEY.
2024-08-14 02:23:17
5
user748882044853
ጓል በሪሁ ፈቃር💎✝️ :
ኣፍቂረዮ እንዶ በሊ ብቅንዕና ባዓለገ.?
2024-08-14 04:51:39
5
berhia
ትምኒተይ 💞 🔰🙏 :
ስቅ በሊ ቀላል ሕልክስቲ ባዕልኪ ቀሪብክዮ😂
2024-08-15 03:12:39
4
user8666559741953
user8666559741953 :
አጃዛ አየ ኢልኪ ስራሕ ቀይር ሓደ ምረፂ ልዕሊ ሂወትኪ ማንም የለን አይትፍርሒ መጀመርያ አወን አምላክ አሚኒኪ አምበር ናቶም ስራሕ አሚንኪ አይመፃአክን ሸሪሓኪ አዉን ቀይሪ
2024-08-13 08:27:18
4
user8277020476161
ሰላም ለሁሉ ወድሰብ :
ገዛ ቀይሪ ሓፍተይ
2024-08-13 23:57:47
4
aiu7818
AIU :
ኣይትደልዩምን ስዑዳውያን ርጉማት እዩ
2024-08-13 00:46:23
3
user30003973579904
user30003973579904 :
sheritkyom wxi kab sudi
2024-08-12 18:06:24
3
w.sam08
【S】【A】【S】【E】 :
እቲ ገዛ ገዲፍክዮ ዓድኺ ተመለሲ ወላ ናብ ኢምሲ ከድኪ ሓጉዙኒ በልዮም
2024-08-13 08:34:19
3
azebabrha16
𝑨𝒁𝒊𝒕𝒊 𝒀𝒆 16✝️💒🙏 :
ገዛ ምቅያር እዩ ዘዋፅአኪ ዝሓፍተይ
2024-08-13 17:31:54
3
nnnn10404
ADALEY :
please Kab alimaki keytkyri please Saudi Arabia zelnyo kebid eu tetnkeki 🥰🥰🥰🥰🥰
2024-08-13 17:58:36
3
sami027115
sami Hawi meri :
geza qeyri zhabtey
2024-08-12 19:32:51
3
embeba00
ስኞሪታ💜💎 🍫 :
ምስ ዓረብ ጸወታ ኣሎ ድዩ ጉድ እዩኮ🤔😅
2024-08-25 18:45:37
3
haniiiii2828
Hani :
geza qeyri wey ka adiki temelesi
2024-08-12 21:51:53
3
user9158384234976
user9158384234976ጓልዞም ወየንቲ❤💛❤ :
ሓፍትና እዙይ ምኽሪ ዘድልዮ ኣይኮነን ዓረብ ክንዲ ዝፈተወ ይፍተውኪ ሓዳር ክገብረልኪ ኣይትፀበይ መርወይ ስሚዕቱ እምበይ ዓይንኺ ናብ ቅርሽን ህያብን ኣይኹን ጥዕና ተሃልይኩይ ኣብ ካሊእ ገዛ ከይድኺ ሰሪሕኺ ተምፅእዮ ኢኺ ስለዚ ውፂካብቲገዛ
2024-08-13 19:47:03
2
lili_agame_7
Łijł ሰዉነ👄🇪🇹🇸🇦 :
ምስ ዓረብ ጸወታ ኣሎ ድዩ ጉድ እዩኮ🤔
2024-08-13 18:40:17
2
meri.meri769
meri meri :
ገዛ ቀያሪ ማዓረይ
2024-08-13 22:14:42
2
gal.zalye27
𝐆𝐚𝐥 𝐆𝐞𝐫𝐲𝐞🩵🥀 :
ክብርቲ ሓፍተይ ህያባት ይቅረይኺ ካብኡ ካዓ ገፅ ኣይተሪእይዮም በጃኺ ኣዕራብ ኸመይ ሸጣዉይቲ ምኮኖም ኣይጠፈአክን ስራሕ ካዓ ኣይሳኣኒን ፅብቅ ጌርኺ ሕሰቡሉ።
2024-08-13 10:48:05
2
yor.da.love
madridawit🇪🇸ⓚ⓾ :
ገፅኪ ትራሓቅ ዘይትስተሪ ከ🙄
2024-08-14 13:07:49
2
egziabhereregnaye7
ተዋህዶ ሃይማኖተይ💒✝️❤️ :
ኣዕራብ ገፅ እንተ ኣሪኣካዮም እዮም ዝጠብቃካ ገፅ ኣይታሪእይዮም ሃድያ ክምፅልኪ ከሎዉ ውን ንፀግዮም ንወለድኩም ክነግረልኩም እየ እልኪ ኣፋራሪሕዮም ፈራሓት እዮም ንሶም ከም ሓበሻ ኣይኮኑን ሓፍተይ🥺
2024-08-15 05:43:53
2
arsuqueen16
𝐚𝐫𝐬𝐮✞𝐐𝐮𝐞𝐞𝐧👸🏼🩷𝄢 :
ገዛ ቀይሪ
2024-08-13 07:05:04
2
To see more videos from user @mahustar, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About