Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@alljeva: 🌙
alljeva
Open In TikTok:
Region: AZ
Saturday 17 August 2024 17:13:25 GMT
89490
5633
16
337
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.18MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
33.51MB
)
Watermark .mp4 (
1.36MB
)
Music .mp3
Comments
. :
Mahir Ve Canfeza 💞💞
2024-10-11 12:20:46
15
lin🤎 :
Şehrazad❤️Urfalı
2024-10-17 08:25:15
7
Wid kasem :
اسم الاغنيه
2024-10-07 22:23:02
0
. :
Bir Gece Masalı 💖💖
2024-10-11 12:20:50
2
•~_ALİ_~• 035 :
şarkı mı o mu beni benden alıyo anlayamıyorum
2024-09-30 13:28:10
2
. :
MahCan 💞💞🥺
2024-10-11 12:20:41
0
﷽》ℓฉ iℓฉhฉ iℓℓฉ Аℓℓฉh》﷽ :
dünən çəkmisən?
2024-10-07 08:31:03
0
F :
هلغنيه تذكرني بشخص🥹😂
2024-10-16 13:08:04
0
CEKO.451 :
🤍
2024-10-06 13:40:16
0
A :
@N 🫠
2024-09-12 19:49:02
1
a@ :
☺️☺️☺️
2024-10-07 16:26:57
0
enginalgul :
❤❤❤
2024-09-29 19:26:37
0
حياتي M :
❤️❤️❤️
2024-09-08 12:43:53
0
Hidayet :
Şair sormuşlar demişler ki güzel bir şey söyle şair demiş ki Beyazlar içinde bunlar tek kalp olmuşlar yarısı sen yarısı da ben aşkın yolu şairin dili
2024-10-12 14:40:51
0
To see more videos from user @alljeva, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Taylor Swift Donates 75,000 Meals To South Louisiana Families In Need Following New Orleans Eras Tour Stop #taylorswift #swifties #erastour #NOLATSTheErasTour #riristea #rivetsoro
Chị em cây khế =)) @•βes_βi™©ute•
ደወል ኣስመዐት ። "ን EXካ ፣ ከምዝረሳዕኻያን ፍቕራ ከምዝወጸልካን ሓቢርካኒ ክንስኻ ፣ ካባይ ድላይካ ምስ ረኸብካ ፡ ፍቕርኻ እናሃረፍኩ ፡ ከም ትናፍቓ ክትነግረኒ እንከለኻ ፣ ኣብ ውሽጠይ "ሽዋሕዋሕ" ዝብል ድምጺ ሰሚዕኻ ዶ፧ ድምጺ ዝተሰብረት ልቢ። ዝሰበርካያ ልበይ ፣ ክሳዕ ትጽገን ፣ ዘሕልፎ ስቅያት የፍርሓኒ'ኳ እንተኾነ ግን ክኽእሎ'የ። ጽቡቕ ህይወት እምነየልካ! ኣዝየ ከፍቅረካ ክኢለ ከምዝነበርኩ ፍለጥ።" .. እዚ ምስ ነበብኩ ፣ ዝኾነ ኩሉ ስለዝበረሃለይ ብቕልጡፍ ንኸረድኣ ሞባይለይ ክሳዕ ባትሪ ትውድኣኒ ክድውል ፈተንኩ። ክረኽባ ኣይከኣልኩን .. ድሮ BLOCK ገይራትኒ ... 🎶"ድምጽኺ ክሰምዕ ቴለፎን ደዊለ የላን ኢሎምኒ ብዙሕ ተሻቒለ ፍጹም ኣይከኣልኩን ምዝራብ ስኢነ ንብዓት ዓይነት ማንታ ማንታ 'ናወረረ"🎵 #charitey #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ሙዚቃ_ኣድማሳዊ_ቃንቃ🇪🇷🎬 #Fyp #eritreantiktok #habeshatiktok #fypシ゚ #Eritrean #Eri #Fyp " width="135" height="240">
#Haile_Gebru__kemey_Aleki 💔🎼 ዋጋ ጌጋ-ርድኢት! • • ልኡም ንፋስ ይነፍስ ምንባሩ ፣ ነቶም ብውህደት ቃና ተፈጥሮ ፡ ለዚቦም ዝወዛወዙ ዝነበሩ ኣግራብ ርእየ ክፈልጥ ክኢለ ነይረ’የ። "ተፈጥሮ ፣ ዝሰምዓኣ ኣእዛን እንተረኺባ ፣ ልክዕ ከም ናይ ሃይለ ገብሩ ዜማታት ጥዕምቲ’ያ።!" ዝብሉኒ ዝነበሩ መሲሉኒ ፍሽኽ በልኩ። ፍቕረይ .. ፍሽኽታይ ርእያ ፣ ዓጸፌታ ክትምልሰለይ ኣይደንጎየትን ጥራይ ዘይኮነ ፣ ሉስሉሳት ኣጻብዕታ ሰዲዳ ፡ ን ኣብ መንጎ ኣጻብዕተይ ዝነበረ ክፍተት ውን መልኣቶ። ስጥመት ኣእዳውና ዝፈጠሮ ምቁር ዋዒ "ከም’ዚ ብፍቕሪ ተሓቛቒፍና ምዉቕ ናብራ ክንምስርት ኢና" ትብለኒ ዝነበረት ኮይኑ እናተሰመዓኒ ጠመትኩዋ ። ልክዕ ከም ኣብ ደንደስ ባሕሪ-ሃገረይ ኮይነ ዘማዕድዎ ዕራርቦ ጸሓይ ፣ ሃሳስ ብርሃን ዝዓብለሎ በለጭታ ጽባቐ ኣብ ኣዒንታ ረኣኹ [wow ክትጽብቕ’ኮ] ። ከም’ቲ ክንገብሮ ዝቐነና ፣ ኣነ ብ ስዕመት ከንፈራ ፡ ንሳ ኸኣ ብ ሙቖት ሑቕፎይ ፣ ናብ’ታ ብ ፍቕሪ ሎምን ብ ሃረርታ ጽባሕን ዝተነድቀት ዓለምና ክንከይድ ሃቂንና ኢና ብዘይቆጸራ ዝተራኸብና። ሓይሊ ጉጅምጅም ውሽጥና ዘይሰመዐ ፣ ንጉስ ናይ'ታ ምሸት ስቕታ ምመሰሎ። ነቲ ፣ ብደረጃ ሕሹኽታ ካብ መሳኹቲ መጉልሒ ድምጺ ማኪናይ ወጺኡ ዝዕጅበና ዝነበረ ድምጺ ፡ ኣቃልቦይ ሃብኩዎ ... 🎶"ካብ ትኸዲ ኣትሒዘ ክሳዕ ሎሚ ዕለት ጣዕሙ ጠፊኡኒ ናይ ናብራ መቐረት የሕልፎ'ለኹ ንመዓልቲ ከም ዓመት ናይ ደቒቕ ዕረፍቲ ዘይብሉ ቅሳነት"🎵 [ተሓቛቒፈን ብዝፈጠረኦ ሙቐት ክርህጻ ጀሚረን ንዝነበራ ኣእዳውና ፡ ክፈላሊ ትብዓት ስለ ዘይረኸብኩ ብ ጸጋመይቲ ኢደይ ፣ ዓቐን ድምጺ ወሲኸ ሰፊኑኒ ዝነበረ መንፈሳዊ ቅሳነት ፣ ሓይሊ ሙዚቃ ተሓዊሱዎ ክዓሙቕ ተፈለጠኒ።] ኣብ ፈለማ ሌላና ፥ "ንምንታይ ኢኻ ናይ ሃይለ ገብሩ ደርፍታት ትፈቱ፧" ቢላ ክትሓተኒ ኣይረሳዕኹዎን። ገና ንላለ ብምንባርና ፣ ብዛዕባ ሕሉፍ ናይ ፍቕሪ ህይወተይ ንኸዕልላ ዕድል ዝረኸብኩ ኮይኑ ስለዝተሰመዓኒ ፥ "ዘፍቅራ ነይራትኒ ። እቲ ንዕኣ ዝስመዓኒ ዝነበረ ስምዒት ክገልጾ ዓቕሚ እስእን ስለ ዝነበርኩ ፡ ሃይለ ገብሩ ብዜማታቱ ኣብ ምግላጽ ስምዒተይ ይሕግዘኒ ነይሩ። ንዕኣ እንተስኢነያ ኸኣ ኣብ ደርፍታት ሃይለ ገብሩ እእልሻ'ሞ ኣብኡ ትጸንሓኒ።!" ቢለ ከዕልላ ውን እዝክር። ክንዮ ኣፋ ጉምጽጽ ኣቢላ "ዕድለኛ’ያ!" ምባል ፣ ካልእ ዝመለሰትለይ ኣይነበረን። ሕጂ ግን ፣ እሳ "ካብቲ’ኣ" ንላዕሊ ዕድለኛ ኮይናስ እነሀት ብዘይ ሓገዝ ደርፊ ኣብ'ቲ ኣኽሊል ዘውዲ ደፊኣ እተቐመጠትሉ ውሽጠይ እረኽባ ። 🎵"ከመ’ለኺ ኮኾብ ኣዒንተይ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ደሃይ ኣጥፊእኪ ሰንፈላል ጌርክዮ ተሻቒሉ ልበይ " 🎶 ንነፍሲ ወከፍ ቃላት እዛ ጣዕመ ዜማ ብውሽጠይ እናደገምኩ ፣ ናብ ሰማይ ኣማዕድየ። እታ ፣ ኣብ ግዝኣት ልበይ ካልእ ንግስቲ ከምዝሸምኩ ፈሊጣ ዝቐንአት ትመስል ዘፍጣጥ ወርሒ ፡ ከም ሰብኣይ እንዳማታ ንክትወስድ ዘንቀደት ውሽማ ፥ ካብ ካልእ እዋን ዝያዳ ብርሃን ተለቂሓ ፡ ዶብ ኣድማስ ጥሒሳ ዝቐረበት ክሳዕ ኮይና ትስመዓኒ ተኾሊዓ : ገዚፋ ነበረት። ኣብ’ዛ ብትንግርታዊ ግርማ ዝዘቕበበት ህሞት ፡ ዝናፍቓን ክዝክራ ንዝቐነኹ ዓባየይ ወዝቢ ናብ ስእለ ኣእምሮይ መጸት። ምልእቲ ወርሒ ኣብ ዝርእየሉ ንምንታይ’የ ንዓባየይ ዝዝክር ኣይፈልጥን። ኣብ ጽፍሒ ዓንኬል ወርሒ ምስላ ለጢፈ ፣ ብ ቋንቃ መንፈስን ትዝታን ከዕልላ ስለተፍቅደለይ ዶ ይኸውን፧ እንድዕለይ ግን ን ምልኣት ናይ'ዛ ወርሒን ዕላል ምስ ዓባየይን ኣዝየ'የ ዝብህግ። [ወድሰብ ለካ ብኣካል ንዝተፈልዮ ዘይኮነ ነቲ ኣብ ውሽጡ ዘትረፎ እዩ ዝናፍቕ።]ኣይጸንሐን እቲ ድምጺ ውሽጠይ ፡ ብድምጺ ዓባየይ ተተኪኡ ፣ ኣብ ከቢድ ወግዒ ተጸሚደ ፣ ነታ ኣብ ጎነይ ዝነበረት "ሰብኣዊት ወርሒ" ረሳዕኹዋ። ቀውታ ጠመተኣን ጸኒሑ ዝተኻዕወ ንብዓታን ክሳዕ ምስትብሃል ዝስእን ፣ ዕላል ምስ ዓባየይ ምቁር ዕላል.... ወግዒ ኣደን-ወድን... ቀጸልኩ። 🎶"ኩሉ ብላሽ'ዩ ናይ ኮንቱነት ኮንቱ ናብራይ ብዘይካኺ ጠፊኡ መቐረቱ ናብራይ ብዘይካኺ ጠፊኡ መቐረቱ ቀትሪ ጸልማት ለይቲ ነዊሑ ሰዓቱ"🎵 ሃንደበት ፣ ምቑራር ናይ'ታ ዕርቃና ዝወጸት ኢደይ ተፈሊጡኒ ነቓሕኩ። ካብ'ታ ፣ ኣብ ሰሌዳ ሰማይ ዝነበረት ግእዝቲ ወርሒ ፡ ናብ'ታ ንግስቲ ኣድማስ ውሽጠይ ዝኾነት ጽብቕቲ ጠመትኩ። ንብዓታ ፣ ከም ዝተፈርሸሐት ቡምባ ን ብምሉእ ሜዳ ገጻ ኣዕለቕሊቑዎ ረኣኹ። ዝኸውን ዝነበረ ኣይተረደኣንን። "ከማይ ዶ ደኣ ናብ ዓባያ ገይሻ ጸኒሓ'ያ፧" ቢለ ክሓታ እናበልኩ "ትናፍቓ ኢኻ! ምሽ፧" በለትኒ ፣ ታሕቲ ታሕቲ እናጠመትት ። ከም'ዛ ምሳይ ዝጸንሐት .. ንዓባየይ ማለታ መሲሉኒ "ማራ እምበር!" በልኩዋ ። ካብ ዝነበረቶ ብድድ ድሕሪ ምባል ብ ሓውሲ ጉያ ክትስጉም ጀመረት ። ከም'ዛ ዝባዕገግኩ ፣ ካብ ምጥማት ሓሊፈ ዝገበርኩዎ ኣይነበረን። ኣብ ከባቢ ገዝኦም ብምንባርና ፣ ማዕጾ ገዝኦም ክትከፍት እርእያ ነይረ። ኣትያ ማዕጾ ቅድሚ ምዕጻዋ ናባይ ገጻ 'ቁሊሕ' በለት ፥ ናይ ስንብት ቆላሕታ ። ናይ ደሓን ኩን ቆላሕታ ። ቻው! ንዓይ ኣብዚ ገዲፋ ፣ ውሽጠይ ግን ምስኣ ሒዛቶ ከደት :: ክምለስ እንከለኹ ፣ እንታይ ከምዘጋጠመ ኣብ ምስልሳል'የ ነይረ። እንታይ እዋነይ ገዛይ ተመሊሰ ከይተረድኣኒ ፣ ነብሰይ ኣብ ደንደስ ዓራት ረኸብኩዋ ። ሞባይለይ ናይ <"መልእኽቲ ኣሎካ"> ደወል ኣስመዐት ። "ን EXካ ፣ ከምዝረሳዕኻያን ፍቕራ ከምዝወጸልካን ሓቢርካኒ ክንስኻ ፣ ካባይ ድላይካ ምስ ረኸብካ ፡ ፍቕርኻ እናሃረፍኩ ፡ ከም ትናፍቓ ክትነግረኒ እንከለኻ ፣ ኣብ ውሽጠይ "ሽዋሕዋሕ" ዝብል ድምጺ ሰሚዕኻ ዶ፧ ድምጺ ዝተሰብረት ልቢ። ዝሰበርካያ ልበይ ፣ ክሳዕ ትጽገን ፣ ዘሕልፎ ስቅያት የፍርሓኒ'ኳ እንተኾነ ግን ክኽእሎ'የ። ጽቡቕ ህይወት እምነየልካ! ኣዝየ ከፍቅረካ ክኢለ ከምዝነበርኩ ፍለጥ።" .. እዚ ምስ ነበብኩ ፣ ዝኾነ ኩሉ ስለዝበረሃለይ ብቕልጡፍ ንኸረድኣ ሞባይለይ ክሳዕ ባትሪ ትውድኣኒ ክድውል ፈተንኩ። ክረኽባ ኣይከኣልኩን .. ድሮ BLOCK ገይራትኒ ... 🎶"ድምጽኺ ክሰምዕ ቴለፎን ደዊለ የላን ኢሎምኒ ብዙሕ ተሻቒለ ፍጹም ኣይከኣልኩን ምዝራብ ስኢነ ንብዓት ዓይነት ማንታ ማንታ 'ናወረረ"🎵 #charitey #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ሙዚቃ_ኣድማሳዊ_ቃንቃ🇪🇷🎬 #Fyp #eritreantiktok #habeshatiktok #fypシ゚ #Eritrean #Eri #Fyp
#وفي_ليلة_الجمعة #رحم_الله_كل_روح_غاليه_تحت_التراب #اللهم_ارحم_موتانا_وموتى_المسلمين #اذكروا_امواتكم_بدعوة #foryoupag #fyp #foryou #تصاميم_ورد🌸
THEN AND NOW | #hugohilaire #iwantmoney #fP #fyp #idontwantyou #therock #edit #fypage #fyppppppppppppppppppppppp #viral #capcut_edit
About
Robot
Legal
Privacy Policy