@selamey.22: Replying to @arsug26 #CapCut #habesha #habeshamusic #habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #foryou #foryoupageofficiall #viralvideo #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳

𝄞_𝐌𝐈𝐒𝐓𝐑𝐀𝐖𝐈𝐓_🩶
𝄞_𝐌𝐈𝐒𝐓𝐑𝐀𝐖𝐈𝐓_🩶
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 19 August 2024 19:54:39 GMT
308750
17611
346
1739

Music

Download

Comments

kidus2618
KDUS 1621 :
በጃኪባ ሰሉ ተገዲስኪ ሙሉእ ግበርያ ኣብ ዩቲዩብ ሲኢነያዋ ምቅርተይ
2024-08-20 13:16:02
16
user219187237977
ኣይ ሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ🅱️ :
ዋሪ በድንግሉ👌🤣
2024-08-20 10:41:17
3
kemdlayey63
ፍረ የቅሱ ታናሽ🎧🫦🤍 :
ናይዛ ደርፊ ኣርእስቲ እባ ንገሩኒ🥺
2024-08-20 10:46:57
1
user9244485612179
danial melake ( wreseni )T.d.f :
አመና ናይ ቀደም ደርፍታት ዮም ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ ኣብ ጎንኺ ኣለና ናይ በይነይ መኽሰብ ።
2024-08-25 15:06:43
4
user6957149202921
አደውይ :
ማሓዛይ ረኽበ ኣነውን ኣብ ዩቱብ እዩ ምዓለይ ናይ ቀደም ደርፍ ሰርች እናገበርኹ እንተ ናይለም ግን ወዝ የብሎምን🤣
2024-08-20 07:48:01
3
meribahta
Meri :
ዋሪ ባዓል ጥዑም ድምፂ
2024-08-20 03:15:36
2
jafe.perfume
💛ዓጋመ ዓድግራት❤💀 :
እዞም ቀዳሞት ከምቀደም ደርፊ ዝኣበዮም ታይ ይኾን ምኽንያቶም
2024-08-20 18:24:50
1
amx7358
🏋🏿‍♀️ ኣቤ"444)🇪🇹 :
ስሊተይ ንግስቲ መድርኽ ናይ🎧🎼
2024-08-23 00:03:54
1
danieltareke
Dani T :
ab youtube dani show nia
2024-08-21 16:22:45
1
ghymh070
𝐒"𝐐𝐮𝐞𝐞𝐧💊𝐌𝐚𝐦𝐢🤱✝️ :
ሑሉፈዶ ይርሳዕ ናይ ሓዚ ኣሚንካየ እምበርከ ይርከብዶ ከምናይ ፈላማይካ💯እኮ ኢልዋ ዙደራፋ 💔 💔
2024-08-19 23:08:38
3
abrsh.barber3
abrsh BARBER :
ግን ምልእቲ አበይ ትርከብ ምልእቲ እባ ግበርያ ኽነውርዳ ፅሪተይ
2024-08-20 14:41:22
1
havenfeven
Haven & Feven 💍 :
😢 እፎ ወደይ አበይ ረኺብካዩ 😔
2024-08-20 23:45:29
1
.2121043
ኤልዳ ጓል ደጃት ስባጋድስ :
መዓረይ እቲ ጥዑም ጊዜ አስታዊስክኒ ከምዚ ሎሚ ልብና ብሐዘን ከይደመየ ካብ ቁፅሪ ብመስዋእቲ ኸይጎደልና ከም ስድራ ተአኻኺብና ብቪዲዬ ካሴት ተመሲጥና ብደስታ ብሰሐቅ ንሪኦ ኔርና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2024-08-20 09:06:15
3
haftu.wedi.rahade
ይሳካል ይሆን ምኞቼ :
ከምዝወርድባ ግበርልና
2024-08-21 06:39:09
1
yemane.guish21
ግዜ ለኩሉ :
ሎሚ ዶ ደርፊ ኣሎ እዩ
2024-08-20 08:04:28
1
user8173611541621
ቅ/ሩፏኤል ባለ ውለታየ((13)) 🙏 :
በጃኺ እቶም እትለቅዮም ደርፍታት ከላይ ሽሞም ጥቀስዮም
2024-08-21 11:02:34
1
tswarkunlebby
“ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኺድ፣ ምስ በሉኒ ተሓጐ :
😢😭ኩሉ ሓሊፉ እህህህ 😢ፍቅሪ😢2011😢2012😢213😢2014😭 ኩሉ ሓሊፈዮ ፈታኒ ዘበን ተመስገን♥️
2024-08-20 08:45:45
1
efrem_negasi
Efrem Negasi :
ሓቅኪ መዓረይ መብዝሓትኡ ናይ ሎሚ ደርፊ ማይ ዝበዘሖ ቢሑቕ እንዳመሰለ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
2024-08-21 12:04:28
1
son93480
son :
ኣነ ብቻ ናቀደም ደርፊ ዝፈቱ ይመስለኒ ኔሩ😘
2024-08-20 16:32:45
1
netsi720
kadija Muhammad ❤️ ❤️ ❤️ :
ዋሪዋኒ🥰🥰🥰
2024-08-20 18:53:54
1
eluye507
ኤማንዳ :
ዋሪ ሽኮር🥰🥰🥰🥰
2024-08-20 08:33:53
1
magi5209
ye saymon enat :
የሄ ዘፈን ሰወደው
2024-10-16 20:39:52
0
selamnfkrnnkuluwediseb
ኬብ & ብርቱ :
ስራሕትኪ ቀፅልሉ ደስ በሃልቲ እዬም ግን ብናይ ሰለሙን ሃይለ በዓልቲ ማዕዶ ትብል ስርሕለይ🥰🥰
2026-08-23 09:39:15
0
ramteshshay2
ብፃይ ብፂት ፅልልቲ እየ ብብፆተይ :
መን ከም ናይ ቀደም ደርፊ ጅግናይ ቀፅለሉ ማዓረይ💪💪💪💪💪
2024-10-23 20:20:45
0
richifkr
ፈረሰኛው ገወርጊስ✝️⛪ :
አዚሩ ዚሩ😂🎼❤️
2025-01-21 13:01:44
0
To see more videos from user @selamey.22, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About