@brhane.kinfe: 🌿 እዚ ስእሊ እዚኣ ሓደ ኣገዳሲ ትምህርቲ ትምህረና። ንሱ ክኣ ሎሚ ልዕል ኢልካ ንሰማይ ትበርር እንተለኻ፡ ጽባሕ ድማ ዝስከመካ ኣብ ምድሪ ከም ዘድልየካ እዩ። ስለዚ ትሑታት ንኹን፡ ንሰባት ነፍቅር፡ ዘለና ጸጋ ድማ ምስ ሰባት ንምፍቓርን ንሰባት ኣብ ምሕጋዝን ነውዕሎ። ትምህርቲ፦ ማዕረ ክንደይ ዓቢ ሰብ ኢኻ፡ ማዕረ ክንደይ ኣብ ብራኸ ዓወት ደይብካ ኣለኻ ብዘየገድስ፡ ኣብ መወዳእታ ዘልዕለካ ሰብ ከም ትደሊ ኣይትረስዕ። ነቶም ትሕቴኻ ዘለዉ ሰባት ኣይተስተናዕቆም፡ እንተኽኢልካ ንላዕሊ ሰሓቦም፡ እንተ ዘይኽኢልካ ግን ንታሕቲ ኣይትድፈኣዮም። fellow ምግባር ክኣ ኣይ ንረስዕ🙏

Tehefe📚✍️💫✨
Tehefe📚✍️💫✨
Open In TikTok:
Region: ET
Friday 27 September 2024 07:58:58 GMT
3404
85
7
157

Music

Download

Comments

gideynegasi
Gidey Negasi :
😍😍😍
2024-09-28 18:47:27
0
user8751693902280
eba tsgab :
🥰🥰🥰🥰
2024-09-27 18:59:26
0
jerru9068
jerry dc :
🥰🥰🥰
2024-09-27 10:29:05
0
ashu.habte1
Ashu :
🙏🙏🙏
2024-09-27 09:54:43
0
dnbenamedia
ብዘይ ፍቅሪ እታይ ይኽወን፡ ስጋ ሓዚልካ ዓወንወ :
👍👍👍
2024-09-27 09:53:30
0
becki337
becki becki :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2024-10-17 12:51:19
0
wetru.amlakey.123
wetru amlakey :
🙏🙏🙏
2024-10-16 21:52:08
0
To see more videos from user @brhane.kinfe, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About