@kbrom731:

kB 444 🫰
kB 444 🫰
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 27 September 2024 18:38:44 GMT
368315
5795
428
392

Music

Download

Comments

user30790700
የፍቅር ቤት :
ምስቶም ሰብ ገዛ ድና ንገዝኦም🙄🙄
2024-09-27 22:46:40
79
goodlave15
Emu (Yoakin ) :
ብወርቂ ድዩ ተሰሪሑ ኣቱም ሰባት ተፀሉልና ኢኩም
2024-09-27 21:39:38
21
eri__love91
Mubarek_Eri_peace🇪🇷☪️🇺🇸 :
ኤርትራዊ ኢየ ይፍቀደኒ ድዩ ኣነ ክገዝኦ?
2024-10-29 15:02:07
0
tsilalhzbi
🌾ICONIC TIGRAY 🌾 :
Adi-Grat ከምዚ እዩ ዝፅሓፍ ::ታይ እዩ Adagra 😡..ኣነ ኣብ መይዳ ዓጋመ 600qm ብ 7.million ዝሽየጥ ኣለኒ ግዳይ ...ዝደሊ ተሎ ይድሀ
2024-09-28 19:34:55
0
helen__chento
Never give up :
ኣብ መቐለ ባዶ መሬት ትሕቲ 2 ሚልየን ርኣይለይባ
2024-09-29 16:33:03
0
agameadey5
md :
ከቢሩ ሓፍተይ ክልተ ክትሃቡኒ ትኽእሊ ዶ
2025-09-19 09:22:49
0
hiwi.hiwi870
M&H :
እሞ ቅናሽ እዩ🥰🥰🥰🥰🥰 ውቅሮ ተዝከውን ፁቡቅ ነይሩ
2024-09-27 22:15:28
1
titi_fkr
ቲቲ :
ንኣዉድ ሰሪሐ ክከፉል😳😳😳😳😳😳
2024-09-28 04:57:12
1
1god.ok
𝖒𝖎𝖑𝖎 ↦🔗 :
€ 50 የሮ የዋጸካ ድዩ ?
2024-09-28 12:54:46
0
wedidesta245
ዘሪጋ እባሃል ሰላም በሉኒ ጋሻ እየ :
እሞ ዓድኻ ኸይትመፅእ ኢልኹም ዘይትፀዊኒ በረኻይ ምንበር ይሕሸኒ 🤔🤔
2024-09-28 21:48:42
5
user4383103138226
ወዲ ማዙ ፍቃር 🤙 :
ጽቡቅ ገርኩም ስርሕወ ሽዓቢያ ኢና ከንስፎሮ😂😂
2024-11-10 19:50:47
0
abnobikahsu19gmil.com
ገነተይ አደይን ዓደይን 🇪🇷🙏 :
ንኤርትራውያን ከ ይምልከተና ድዩ
2024-11-20 11:59:28
0
userrr0497
User0497 :
ና ዋጋ ልኾነ ይኹን ግን ዙ ሽንትቤት ድዩ ልሽወጥ እሳ ብቻ ተሪኣና 😂😂
2024-09-29 06:42:27
0
hasethaset
ከደረይቲ 💜🤌 :
5. ንጥዕናና ክትብሉ ዋጋ ኣይትፅሓፉ 🥺
2024-09-28 20:59:18
1
turn.a12
well done :
1.5 million yiwaxei eyu
2024-09-28 10:16:13
11
zeritweditsenadegle200
zeritwediTsenadegle200 :
ንኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ገዛ ክንገዝእ ይፍቀድ ድዩ, ኣብ ሃገርና ሲ ተስፋ ቆሪጽና ኢና,
2024-09-29 21:26:17
0
mammy56rt
ቶሚ (ወዲ ዓጋመ) :
ብጣዕሚ ርካሽ እዩ
2024-11-08 00:54:46
1
user3337790777052
ሊድያ እንደርታዊት :
700000000 የዋፀኩም ድዩ 😑
2024-12-19 20:19:37
1
nigistenigiste
nigistenigiste :
500 ሚኢቲ ረካሸ ኣብይ ባታ እዩ😂
2024-09-28 14:11:26
2
wedi.keshi60
ብገርሀይ ፍቕሪ ሒዙኒ :
5 ሚልየን ክንርኢ ዓይኒ ዝዓደለና ምስገና ይግበኦ ንፈጣሪ
2024-09-27 22:01:37
4
blxts._
❕ :
ንስኹም ትሕሹ ካባና ካልእ ይትረፍ ገዛ ከማን ትሰርሑ
2024-11-13 11:19:44
1
user7995404773504
ጋል ትግራይ💊🇪🇹 :
2 ዓመት ተፀብዩኒ በጃኩም ቀሪበይ እየ ከእክለን
2024-09-27 21:10:23
4
bleeding224
Blessed 🙏 :
ኣብ ዓድግራት ኣካባቢ ክትገዝኡ ዝደለኩም ባዶ ቦታ(ዝተሰርሐ)ከከም ዓቅምኩም ኣናግሩኒ
2024-10-02 16:28:31
1
f720938
ዜድ 🦋🥀 :
ህምባእ ን 140 5ሚልዮን ከመይ ዲዩ ነገሩ 😂
2025-04-29 12:40:11
1
selulegese
selulegese :
በይዛኺ ኮለይ ውሽጢ ኣርእይና እባ ከባባቢ እውን ቁፅሩን እቅመጥል ዝያደይ
2024-10-01 20:48:06
1
To see more videos from user @kbrom731, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About