@rasluele: ራሄለይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #tigres #ethiopian_tik_tok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habes @it's Markos📸💊 @Kalab anhna @Semere Re-dae @𝙰𝚊𝚛𝚘𝚗 𝙲𝚎𝚎🤟 @ሜጀር TDF 💊💪🏿🔥 @AmanFlipOs @BISRAT GEBRIEL @𝐆𝐞𝐜𝐡 💊 🎬 ዓሩ ✌️ -☝️🎥 @Lil_Temu✍️ @Magi music @Monaliza_abraha @suzana hluf

ራዕሲ ልዑል
ራዕሲ ልዑል
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 10 December 2024 19:25:59 GMT
230299
30544
1493
3565

Music

Download

Comments

its_aaron_cee
𝙰𝙰𝚁𝙾𝙽 𝙲𝙴𝙴🥷 :
ካብ ማንም ብላዕሊ ኸቢድ መዓልቲ ኔሩ ልኣኻ ናየ ሓው ጠንክረለይ💪
2024-12-10 19:38:16
265
jossi.mk.12
jossi mk 12 :
ልኾነ ቻለንጅ ጀሚርና ግን መኪና ገለ ልክገዝእ ንግበር በተለይ ኣቱም ዳሕና ትበሃሉ ቲክቶከራት ወላ ካብ መንግስቲለ
2024-12-10 19:41:25
181
www.tiktok.12141921
@meaza :
በቃ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ😭😭😭😭😭😭እውይይይይይይይ
2024-12-11 07:27:19
78
brhanu419
wedi assefa :
ትርጉም ጫፍ ብፃይነት ራስ ሉኡል።።።።።። ኮሪዐልኻ ብፃይ
2024-12-11 06:16:04
232
its_robeaam_official
መንገደኛው ሮብዓም® 💊 :
ልዑል ሃወይ ኩልጊዜ ናትካ ቪዲዮ ክርእይ ከለኩ ብባዕለይ እየ ልሃፍር ማንም ለይገብሮ ነገር ኢካ ትሰርህ አለካ በርትዕ ሃወይ ብምንም ነገር ይኩን ኩል ጊዜ አብ ጎንካ እየ......ኩልና ንሃግዞ አብጎኑ ንኩን 🙏🙏🙏
2024-12-10 19:44:39
31
heldana.12
💫 :
😭😭😭ከማይ ንብዓቱ ምቁፅፃር ልኣበዮ ...ተባረኽ ልዑለይ 🙏🙏
2024-12-31 13:18:44
61
adhanom369
NOTA ELECTRONICS PLC :
ድንግል ማርያም ኣብዝኸድኻዮ ኹሉ ትከተለካ ሓው 🙏❤🙏
2024-12-10 19:54:40
83
real.s756
REAL 👁️👁️s :
ታሪክ ራሄል ክፈልጦ ይደሊ leul hawey neshten awgeani
2024-12-11 11:17:38
93
amaniga88
ትሁቱ ማን ነው ! :
ናይ 100 ቻሌንጅ ይጀመረሎም ነዞም ገዛ plsssss !
2024-12-11 09:20:44
53
1214gueshtadese
ጉዕሽ ጭራ ጉዕሽ ታደሰ :
ኣረ መገለፂ ሲኢነልካ ሉኡለይ ጅግና ኢካ ብሓቂ ኣብ ዘከድካዮ ፅብቅ ይፅንሓካ
2024-12-10 19:36:36
7
bekie81
bekie :
ሰለ እውነት እንባየን መቆጣጠር አልቻልኩም አንተ ግን ይመችሕ ብሮ
2024-12-11 13:30:29
9
miki3602
miki :
ብዙሕ ግዜ ሰብ ዝረድእ ሰብ ይከታተል እየ እዚ ግን ንዓይ ፍሉይ እዩ ምስ ራሄል ዝተተሓሐዘ አገላልፃኻ ካብ መጠን ንላዕሊ አንቢዕኻኒ
2024-12-24 08:44:22
8
kingjohnmekelle
👑 King John Mekelle🇮🇩 :
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ልምንታይ እየ ግን ንብዓተይ ምቁፅፃር ልኣብየኒ ለሎ
2024-12-27 21:51:21
6
haftishelove
@ℎ𝑎𝑓𝑡𝑜𝑚 ℎ𝑎𝑏𝑒𝑠ℎ𝑎 :
ከማካ ኣይረአኩን ክብረተይ ኣብ ዝከድካዮ ቅ/ሚካኤል ምሳካ ይኩን🙏ክብረተይ😘🤔
2024-12-27 17:28:20
5
yememe132
kb With diary 11 :
ኣነ ግን ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአ ኡፉፉፉፉፉ እስቲ 1000 ዓመት ንበረልና በጃኻ🥰🥰🥰🥰🥰
2024-12-15 11:57:09
5
user54126603595105
milu :
ልዑል ናይ ብሃቂ አበክካኒ
2024-12-22 18:22:24
5
tigraygiz
💛❤️𝕜𝕠/ብ/𝕥𝕕𝕗🇻🇳 :
ብፃይ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት ሲኢነ😭😭😭😭😭😭😭
2024-12-23 17:38:41
6
esetsabawit7
Eset sabawit🦋 design👗 :
respect hawey 🥺💔 🙏
2024-12-11 07:24:54
7
weyni4602
wina princess 🫅 :
real hero 💪🥹
2025-01-10 11:32:51
2
tigisthaftielias1
Tgu🦋🦋🦋 :
እመብርሃን ተሓልካ ሓወይ 💕🙏💕
2025-01-24 06:58:27
4
frut029
Frut fiti💎🦋 :
ብምንታይ ቃላት እየ ክገልፀካ ፉሉይ ብፃየይ ጠንክረለይ ኣጆካ🥺😥💪🙏
2024-12-10 21:10:54
4
tedros.tsge
ወዲ_ኣብሻይ :
ሕድሪ ብፆቱ ለየዕብር ጀግና ኢካ
2024-12-10 20:00:56
4
tsegalauel.gebrea
Tsegalauel Gebreamlak :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ብሓቂ ኩርዓትና
2024-12-20 08:43:16
3
hanetay7
DaVe (hantay) :
a real Hero...ናይ ብማን ጅግንና ክብሪ ይግብአካ ክቡር ብፃይ...ንስካ ኢኻ መንግስትይ ኻሊእ መንግስቲ የብለይን ይሞችኻ...ክብርን ሞጎስን ናቶም ዘይትክኡ ሰማእታት ብፆት...ሉኡለይ ንስድራ ስዋኣት ዝከውን ወርሓዊ 100,200,300 በቢ ዓቅምና challenge ተትጅምር
2024-12-13 17:01:46
4
To see more videos from user @rasluele, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About