@wesani_camera: #abrahamafewerki @Logbiba #eritreantiktok2025 #ኣብራሃም_ኣፈወርቂ❤ #ሓበሻ_ቲክቶክ🇪🇷🇪🇷☘🌿🇪🇷🌿🌿🌿 #eriboy #eritreantiktok2024 #tgraytiktok🇻🇳ትግራይቲክቶክ #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐🦋👑 #habeshatiktok #oromotiktok #ቲክቶክ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹ኢትዮጵያ #new_eritrean_movie #eritreanmusic #eritreantiktok2021 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #eri #solomonhalie❤ #tgraytiktok🇻🇳 #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷 #foruyou
ወሳኒ_ካሜራ 💠
Region: UG
Saturday 14 December 2024 09:12:13 GMT
Music
Download
Comments
redai medhn :
አብራሃም ሂወተይ ዩ ትግራዋይ የ
2024-12-14 19:09:30
133
ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር🔋 :
yes Bro🤘💔
ምንባር ዕላማ ናይሓባር✅
ምንባር ንዘለካ ምፍቃር✅
ምንባር ንግሆ ንግሆ ምጅማር✅
ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር✅
ምንባር ሓያል ምካን ጸዋር✅
ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር✅
2024-12-14 09:46:17
150
girmay :
ዘይኸውን ኣይትዛረብ ደርፍታቱ መፃናዕናዕትን መምሃርትን እዮም።
2024-12-14 12:18:01
63
kate winselt :
መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ ሰማዒ ምስኣን የ ምቅባል ሲኢነዮ😌😌
2024-12-14 14:54:36
52
🆈🅾🅽🅰🆃🅰🅽 🌶️🥃🤸🏿♂️mc :
ኣነ ስ ኣብ በይነይ እየ ዝሰምዖ 🥺🥺
2024-12-14 14:13:18
37
ናርዶስ ኣብርሃ :
ንዓይ ግን ሓይሊ እዩ ዝኮነኒ 👑💗
2024-12-14 11:15:26
82
Nataniem Tekle :
እቲ ዝዓበየ ፍልጠት ከምዘይትፈልጥ ምፍላጥ እዩ።💯💯
2024-12-14 15:18:41
26
Dave electronics repair :
ብ ሕልሚ ሪኤኪ ሎሚ ለይቲ ተደጊፍኪ ናይ ኣክሱም ሓወልቲ
2024-12-16 01:28:32
15
𝔹💙🙌 :
ድሙቅ ሂወት የ ዝምነ ድኽም ዊዒልካ አፍሪኻ ትዕርፈሉ ✍️💯
2024-12-14 22:05:23
53
ኤልሮኢ💎ካሚካዘ🦋🌹 :
ምንባር ዕላማ ናይሓባር
ምንባር ንዘለካ ምፍቃር
ምንባር ንግሆ ንግሆ ምጅማር
ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር
ምንባር ሓያል ምካን ጸዋር
ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር❤️💪
2024-12-14 10:58:09
22
ካፒ ሶፋ :
7ግዜ ወዲቅካ 8 ግዜ ትትስእ
2024-12-14 13:58:37
20
Henon_10 :
ኣሎ ዘይ ጸገበ ድራር እለት፣ ብዙሕዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት ፣ 🥰
2024-12-17 20:48:11
9
ሙሉእብርሃን :
ኣብ ባሕሪ ኮንካ ምጅላብ ኣብ ደንደስኮንካ ምዕዛብን ይፈላለ ኢዩ
2024-12-14 14:53:30
6
black star 🦋 :
ኣበይ'ዩ ቲ ድኽመት ሰኣን ፍልጠት ድዩ
ወይስ ናይ ትሕትና ሕጽረት
ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ'ዩ ዝዓበየ ፍልጠት
(ሕሹኽታ)✔️
2024-12-15 06:57:06
12
ደጀን :
ሰብ ሰብ እዩ ዝደሊ ጽምዋ ሕሱም እዩ፡
2024-12-14 19:25:02
8
Ⓢⓐⓜⓘ ❷❶ :
ስቃይ ሕማም ንዝሰገሮ መቀረት ጥዕና መንይነግሮ
2024-12-15 19:27:41
15
🇪🇷🐍መንደላይ ወራሲት ሻዕብያ 🐍🇪🇷 :
ልበይ ምለሰለይ
ካልእ ከፍቅረሉ ትብልኒ
ልበይ ሒዝኪ ልቢ ትሓትኒ
ተዝኽእሎስ ነዓይ መሓሸኒ
ማራ ደስ ትብለኒ ኣገላልጻ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2024-12-14 10:59:15
20
🤍 :
ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር🥺
ኣይትተሓለሊ
ዓለም ናይ ፀዋራት'ያ ናይ ሰብ ዓቅሊ
ክገጥማ' የ በሊ ልዕሊኣ ሓይሊ 💪🙌🎼🤴
2024-12-14 11:40:09
17
Aman :
ስኒት ይገብራ ዓለም ሓንቲ ሃገር✌️
2024-12-14 11:31:22
28
S.Abraha :
Don't worry logbiba brother, this generation doesn't have a taste for a good music.They won't even bother to listen to artists like abrham.
2024-12-16 05:52:18
53
SEGAR81 (T.D.F)💪👊 :
ኣሎ ዘይፀገበ ድራር እለት ብዙሕ እዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት(abrsh king✅)
2024-12-14 14:21:06
14
ብሕታዊ መንፈሱ🌎🥀❤️ :
ከምዘይ ትፈልጥ ምፍላጥ ዩ ዝዓበየ ፍልጠት👑A.A♥️
2024-12-14 09:59:23
11
merhawit hair stayl :
ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎዳኒ ዕድለይ ኣይትግደፈኒ 🥺ብዝኾነ ናይ ኣብርሃም ተዛሪብካ ኣይውዳእን ኢዩ ቃላቱ ኩሉ ትርጉም ኣለዎ
2024-12-14 18:49:23
6
kimikin21 :
ባህሊ ድዩ ወይስ ባህሪ
ቃልኪዳን ድዩ ወይስ ፍቅሪ
ዘልኣለም ጠማሪ
2024-12-16 15:05:39
6
ተስፋዩ ስንቀይ :
ስቅ ስከ በል ናይ ኣብራሃም ከምዚ ትብሎ ዘለካ ዘይኮነስ ፡ሞራል ፡ተስፋ ከም'ኡ ዉን ብዘለካ ዓጊብካ ንሂወት ኪትነብራ ከም ዘለካ አዩ ዝምህር ስለዚ ዘይዓቅምካ ጥበብ ኣይቲተንክፍ።
2024-12-14 09:45:58
18
To see more videos from user @wesani_camera, please go to the Tikwm
homepage.