@bisrat.gebriel.2: ትብፃሕ ናብ ህዝቢ መቐለ🙏🏽 ብገርህነት እዩ ይቅርታ🙌 . . . . . . . . . . #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #tigraytiktok #habeshatiktok #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #viral_video

BISRAT GEBRIEL
BISRAT GEBRIEL
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 14 January 2025 15:15:07 GMT
50146
5164
215
281

Music

Download

Comments

meaziaura
Meazi :
ካብ ናይ ሰብ ጌጋ እንዳኣለሽና ንውዕል ኣብ ጎኒ ተፈናቐልትና ንኹን ይኣክል!!!
2025-01-14 17:12:49
42
weldush1627
W-e-l-d-u-s-h :
ክላ በሽቃጥ ቅድሚ ምንጋርካ ዶ ሕሰበይ። ኩሉ ግዜ ዲካ ትሽኩል።ብስሩ ንህዝቢ መቀለ ትናገር ሞራል የብልካን።
2025-01-15 02:37:03
19
brebriliant
briliant :
እቲ መልእክቲ ትክክል ሓሳብ እዩ ምክንያቱ ንሕና ህዝቢ ከም ህዝቢ ድምፂ ዝተመዛበሉን ድምፂ መሬት ዓድናን ተዘይኮይና ታይ ዋጋ ኣለና።
2025-01-14 16:17:10
13
zeki_m.b.a
Maeda {ማዕዳ} M.B.A :
እዚ ቆልዓ ልቡ ፃዕዳ ምዃኑ ብቀሊሉ ምርዳእ ይካአል እዩ፤ ኾይኑ ግን ቁልዕነት ዝዓብለሎ ዘይምርግጋዕ ተብ ተብ ናይዐምባል( ብጥቅሉ ብስለትን ስኽነትን ግን የድሊዮ እዩ፤ ልክዕ ከም ሓዊ ሐሖት ብንእሽቶ ንፋስ ተሎ ዝነድድን ዝጠፍእን ባህሪ አንተዕቢዩ ፅቡቅ ኣይኸውንን። ያው ካልኣይ አዶናይ ምኻኑ ኣይተርፍን። ንሓግዞ!
2025-01-15 19:08:02
9
birahane7
b.z :
ምንም ጌጋ የብልካን ሕጂ እውን ያኣክል
2025-01-15 05:09:05
9
tes12211221
tes12211221 :
እቲ ዝበልካዮ ሰብ ስለ ዝውሓደ ዩ ተረድኢና ዩ ኢና ኣይትብከ ብሴ
2025-01-14 16:19:46
5
kevenkeven4031
keveñⓚ✟ :
ብሓቂ ይኣክል🙌 ግን ፈሪሐ ኔረ account warning koynu kebl😁
2025-01-14 19:34:15
5
haylish93
Haylish faf💪✍️5 :
አብ ገንካ እና bro💪💪✌✌✌😘
2025-01-14 19:32:47
5
user2220561243223
medi :
ይአክል ይአክል ይአክል ይአክል ፀበባ ትግራይ
2025-01-14 16:15:56
4
desu.tadese3
Desawi tadese :
ኣብ ጎኒ ህዝቢ ተመዛባላይ ምዃንካ ፅብቅ እዩ ግን ቾኬ የትኹኒ....
2025-01-14 19:00:49
2
mazitdf19
hani John🦋 :
buzh serihka neshtey gaga zelo eyu zkalka kulu gerka eka btsay💪💪💕
2025-01-15 19:39:59
1
lsan02
Lsan 12 :
ይኣክል ስለ ዝበልካ እትምልሶ ህዝቢ ኮነ መሬት የለን የግዳስ እቲ ፕሪቶሪያ ዘዕንቅፍ ዘሎን መንግስቲ ንከይህሉ እምቢ እናበለ ፎቆዶ ኣዳኣብራሽን ቀምሽ ኣንስቲ ተሓቢኡ ኣነ እንተዘይመሪሐ ናብ ጦርነት ዝህንደድ ዘሎ ጉጅለ ይኣክል ንበል !
2025-01-14 19:14:24
1
fiyori2716
ገዛ ተጋሩ 24🤴💊🔰✝️23 :
💪💪💪💪💔
2025-01-15 12:30:07
1
eldana_haile
♛ 𝕪𝕠𝕦𝕣 𝕡𝕣𝕚𝕟𝕔𝕖𝕤𝕤 👸 :
ይኣክል ናብ መረበትና መልሱና😢😢
2025-01-15 11:03:21
0
eldana_haile
♛ 𝕪𝕠𝕦𝕣 𝕡𝕣𝕚𝕟𝕔𝕖𝕤𝕤 👸 :
ይኣክል😢
2025-01-15 10:56:16
0
user16312313593668
FRE HAGOS :
ቀፅለሉ ብስራተይ ሓላል
2025-01-15 11:15:52
0
gidey_solomun
geday selomon :
አዮካ ዝወደይ
2025-01-15 10:34:22
0
karya9204
karya🌶️🌶️🌶️ :
ይኣክል ይኣክል ይኣክል ስቃይ ተመዛበልትና😭😭😭😭😭😭😭😭
2025-01-15 12:30:23
0
mulue.tadese0
ፍቕሪ ካብሄር እዩ። :
❤❤❤
2025-01-15 11:27:43
0
day12213435
daimond :
ብዝኮነ መንዓቂና እዩ ከምዚ ዓይነት ምፍልላይ አብ ጎኒ ተፈናቀልቲ ንኩን
2025-01-15 12:13:46
0
ashuade1
Ashu Ade :
🥰🥰🥰
2025-01-15 09:18:10
0
negasi_tdf
One day :
ይኣክልልልል
2025-01-15 13:03:32
0
To see more videos from user @bisrat.gebriel.2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About