@mjahdalnjy3: من اي قبيله في السودان #الخرطوم #السودان #الخرطوم #عاداتنا_و_تقاليدنا #السودان #الخرطوم #سودانيز_تيك_توك #القوات_المسلحة_السودانية #اغاني_و_اغاني #سودانيز_تيك_توك #جيش_واحد_شعب_واحد #كادقلي_الجميله #الدلنج

MJ_Laughs🇸🇦🇸🇩
MJ_Laughs🇸🇦🇸🇩
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 01 February 2025 16:38:32 GMT
1624
45
4
3

Music

Download

Comments

242misoonbabiker2
الشيخة سونا :
من قبيله المساليت اهلي وناسي منورين
2025-02-02 10:34:36
0
user7y43xbakyt
Mero ahmed :
ماشاء الله تبارك الرحمن انا في الواطه ما ماشه عديل 😂😂😂
2025-02-02 00:04:10
0
jamal_4.k
جمال :
غالبا مساليت
2025-02-01 16:43:13
0
To see more videos from user @mjahdalnjy3, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ደሚቁ ክኽበር ይስራሕ ኣሎ። ==================================== በቢዓመቱ ሕዳር 21 ኣብታ መሰረት ስልጣነ ዝኾነት ቅድስትን ታሪኻዊትን ከተማ ኣክሱም ዝኽበር ክበረ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣብዚ ዓመት እውን ብርክት ዝበሉ ምእመን፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ሰብ መዚ መንግስትን ፈደራልን ክልልን፣ በፃሕቲ ዓድን ኣብዝተረኸብሉ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተሰኒዩ ብድምቀት ክኽበር እዩ። እቲ ክብረ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ሃገርናን ዓለምን ዝመፁ ተሳተፍቲ በረከት በዓል ሕዳር ፅዮን ናብ ከተማ ኣኽሱም እንትኣትዉ ብዝግበር ያተዊ ኣቀባብላ ጋሻ ምሕፃብ እግሪ ጀሚሩ፤ ምጉብናይ ታሪኻዊ ስፍራታት፣ ዓውዲሪኢ፣ ምርኢታት ሃይማኖታዊ ወረብ፣ መድርኽ ዘተ ዓውደ መፅናዕቲ፣ ብሓፈሻ ንሃይማኖታውን ባህላውን ክብርታት ህዝብና ብዘንፀባራቅ፣ ሰላምን ሓድነትን ህዝብና ብዘሐይል ክኽበር እዩ። ስለዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዓለም እትርከቡ ወገናትና ኣካል እዚ ክቡር በዓል ክትኮኑ እንትንዕድም ገያሹና ዝህልዎም ፃኒሒት ሕጉስን ሰላማውን ክኾን፣ ናይ መጓዓዝያ ፀገም ውን ከይህሉ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ደ/ር ሓጎስ ኣብረሃ ሎሚ ኣብዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ሓቢሩ።  እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሚድያታት ቀጥታ ፈነወ ክሓልፍ እዩ። በዓል ሕዳር ፅዮን ብሓባር ኣብ ቅድስትን ታኻዊትን ከተማ ኣክሱም ነኽብር። ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

About