@bayukurnia070: 😇#fyp #trukmaniaindonesia

Mas_Bayu
Mas_Bayu
Open In TikTok:
Region: ID
Tuesday 04 February 2025 11:54:59 GMT
3017
317
5
6

Music

Download

Comments

_adisaputra264
𝓜𝓪𝓼 𝓐𝓓𝓘 :
Aku pernah tengok mobel ni bg parker depan lorong nak masuk valencia😂
2025-02-06 00:05:40
1
_dentiktok_
𝘿𝙚𝙣𝙆𝙖𝙙𝙞𝙧 ✪ :
lewat pal 10 kemaren😅
2025-02-04 12:13:22
1
To see more videos from user @bayukurnia070, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ማርያም ዝብል ቃል ብዕብራይስጥ ማሪሃም ክኸውን ከሎ ትርጉሙ ኸኣ እመ ብዙኃን (ኣደ ብዙሓት) ማለት እዩ፥ ኣብርሃም ኣበ ብዙኃን (ኣቦ ብዙሓት) ዝብል ትርጉም ከምዝህብ ማለት እዩ ዘፍ. 17፥5። ንምዃኑ ማርያም ማለት ምስጢራዊ ትርጉሙ እንታይ ማለት እዩ፧ መንፈሳውያን ኣበው ንስም ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (እመቤትና) ብኸምዚ ዝስዕብ ኣመሥጢሮም ተርጒሞም እዮም፥ እዚ ከኣ ጸጋ ስለዝተዋህቦም እዩ እምበር ብኻልእ ኣይኮነን። ክንፈልጦ ዘይክኣልና ንሕና ሥጋውያን ኢና እምበር እቲ ወሃቢ ጸጋስ ይፈልጦ እዩ። እግዚኣብሔር ዘይከኣሎ ነገር ከምዘሎ ጌርና ኣይንጠራጠርን። ጐይታና ግን  > ብምባል ምሉእ ዝኾነ ጸጋን ሃብትን ከምዝተዋህባ ካብ ሥጋኣ ሥጋ ካብ ነፍሳ ነፍስ ወሲዱ ዝውለድ ናይ ሃብታት ኩሉ ጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኩልሳዕ ምስኣ ከምዝኾነ መስኪሩ`ዩ። እቲ ምስክርነቱ ኸኣ ሓቂ እዩ። ንእግዚኣብሔር ይኣምኖ`የ እንዳበለ ናይ ዝኸበረት ኣዲኡ ኣማላድነት ዘይቅበልን ዘየፍቅራን ሰብ ካብቲ ጸግኡን ካብ መንፈሳዊ ሃብትን ንርእሱ ድኻ ከም ዝገበረ ክፈልጥ ኣለዎ። ንዝተዋህባ ኣምላኻዊ ውህበት ምንዓቕን ከም ዘይጠቅም ጌርካ ምዝራብን ነቲ ጐይታ ውህበት ንዝኾነ እግዚኣብሔር ምንዓቅ እዩ። ነቲ ዝጠቅም ጸጋ`ውን ከንቱ ምግባር እዩ። እግዚኣብሔር ንዝመረጻ፥ ንዘኽበራ፥ ንዝፈትዋን መሕደሪኡ (ኣዲኡ) ጌሩ ንዝፈለያ፥ ዝኹንን፥ ዘነኣእስን ዘዋርድን ሰብ ብመንፈስ ቅዱስ ካብ ዝወሃብን ካብ ዝርከብን ጸጋን ሃብትን ዝዓረቐ (ዝተፈለየ) እዩ። ስለዚ ንሕና ክንገብሮ ዝግባእ እግዚኣብሔር ፈትዩ ጸግኡን ሃብቱን ብዝዓደላ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላድነት ብምእማን ናይቲ ጸጋ ተሳተፍቲ ምዃን እዩ። ንዓኣ ንፈቱን ነኽብርን ኹልና ነዚ መዓርግን ክብርን ንዝመረጻ እግዚኣብሔር ንፈትዎን ነኽብሮን። ንዓኣ`ውን ክትፍቶ፥ ክትክበርን ክትምስገንን ዝገበረ ናይ እግዚኣብሔር መንፈስ እዩ። ካብ ድንግል ማርያም ዝተወልደ መድኃኔዓለም ንኣዳም ናብ ዝቐደመ ክብሩ ስለዝመለሶ ኣዳም ስኢንዎ ንዝነበረ መንፈሳዊ ሃብትን ናይ ውሉድነት ጸጋን ረኺቡ`ዩ። ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (እመቤትና) እውን ጸጋን ሃብትን ዝተረኽበላ እያ። ሐ/ ማርያም ማለት ብሥጋን ብነፍስን ፍጽምቲ ማለት እዩ። እግዚኣብሔር ንጹሓ ባሕርይ፥ ቅዱስን ፍጹምን ክኸውን ከሎ ነቲ ድኹም ዝኾነ ናይ ኣዳም ሥጋ ተዋሂዱ ንናይ ደቂ ሰባት ዘርኢ ካብ ባርነት ናጻ ምእንቲ ከውጽእ መሕደሪ ዝኾኖ ይደሊ ነበረ። ብምዃኑ`ውን ነቲ ንጹሕ ባሕርይ ዝኾነ እሳተ መለኮት ክትጸውር ዝመረጻ ቅድስት ድንግል ማርያም እያ። ቅድመ ዓለም ብኣምላኽ ሕልና ተሓሲባ ዝነበረት፥ ናይ ኣዳም ኃጢኣት ዘይሓለፋ (ዘይተንከፋ)፡ ንጽሕተ ንጹሓን፡ ቅድስተ ቅዱሳን ብምዃና ብስጋን ብነፍስን ፍጽምቲ ትበሃል። ፍጽምቲ ማለት መንቅብን ጉድለትን ዘይብላ ማለት`ዩ። ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ዕብ. 5፡14 <<ጸባ ዝቕለብ ዘበለ ኹሉ፡ ሕጻን ስለዝኾነ ንናይ ጽድቂ ቃል ኣይፈልጥን`ዩ እሞ ዕጹብ ምግቢ ግና ነቶም ጽቡቕን ክፉእን ምፍላይ ብስርሖም ዝለመደ ልቦና ንዘለዎም ንፍጹማን ሰባት እዩ>> ብምባል ብዛዕባ ፍጹማን ተዛሪቡ`ዩ። ቅዱስ ያዕቆብ`ውን ኣብ ምዕ. 1፡4 << ትዕግስትን ከምኡ`ውን ብሓንቲ እኳ ከይጐደልኩም ፍጹማትን ምሉኣትን ምእንቲ ክትኮኑ እታ ትዕግስቲ ፍጹም ግብሪ ይሃልዋ>> ኢሉ`ዩ። ኖኅ ብትውልዱ ጻድቕ ፍጹም ሰብ`ውን ኔሩ ዘፍ. 6፡9። ኢዮብ ፍጹምን ቅኑዕን ንእግዚኣብሔር`ውን ዝፈርህ ካብ ክፍኣት`ውን ዝረሓቐ`ዩ ኔሩ ኢዮ. 1፡1። ይትረፍ`ዶ ኣደ ኣምላኽ ብእምነትን ኣካይዳን ዝበሰሉ፡ ዝዓበዩን ዝጸንዑን ናይ እግዚኣብሔር ሰባት ፍጹማን ተባሂሎም`ዮም። ብምዃኑ`ውን ብናይ ኣዴና ፍጽምቲ ምዃና ክንጠራጠር ኣይግባእን። ንሳ ካብዞም ኩሎም ትበልጽ እያ እሞ፡ እዚ ከምዚ እንተኾይኑ ጥርጥር ቦታ ኣይክህልዎን`ዩ። መ/ ማርያም ማለት መልዕልተ ፍጡራን መትሕተ ፈጣሪ፡ ካብ ፍጡራን ንላዕሊ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ዘላ ማለት እዩ ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ባሕርይ ኣምላኽ ናይ ኢየሱስ ኣደ ብምዃና ኩልሳዕ ብምፍራህን ብምንቅጥቃጥን ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እንዳበሉ ካብ ዘመስግንዎ መላእኽቲ`ኳ ዝበለጸ ክብሪ ኣለዋ። ኣብ ኢሳ. 6፡2 ሱራፌል (መላእኽቲ) ኣብ ቅድሚ ናይ እግዚኣብሔር ዝፋን ደው ኢሎም ኣብ ዘመስግኑሉ እዋን ብኽልተ ኣኽናፎም ንገጾም ይሽፍኑ፡ ብኽልተ ኣኽናፎም ከኣ ንእግሮም ይሽፍኑ። ብክልተ ኣኽናፎም ከኣ ይነፍሩ። መዓልትን ለይትን ከኣ ከየዕረፉ የመስግንዎ ራዕ. 4፡7-9። እቶም ዕስራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ ኣብ ዝፋኑ ንዘሎ ኣምላኽ ኣብ ቅድሚኡ ወዲቖም ካብ ዘለዓለም ክሳዕ ዘለዓለም ብህይወት ንዝነብር እንዳሰገዱ ክብሪ ምስጋና ሓይሊ ክትቅበል ይግበኣካ እዩ ይብልዎ ራዕ. 4፡11። ንሳ ግን ኣብ ማኅፀና ተሰኪማቶ፡ ጡባ`ውን ኣጥቢያቶ፣ ኣብ ዝባና ሓዚላቶ፡ ሓቚፋቶ። ሄሮድስ ከይቀትሎ`ውን ሒዛቶ ተሰዲዳ፡ ኣብ በረኻ`ውን ነበረት። ከምዚ እንዳበለት ኣብ መስቀል ክሳዕ ዝስቀል ኣይተፈልየቶን። መላእኽቲ ይትረፍ`ዶ ክትንክፍዎ፣ ክርእይዎ ንዘይከኣሎም ባህርየ መለኮት ኣብ ማኅፀና ተሰኪማቶ እያ እሞ ካብ ፍጡራን ኹሉ ንላዕሊ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ብዃና ዝተኣመነ እዩ። እቲ ዓቢ ናይ ቤተ ክርስትያና ኣቦ ቅዱስ ያሬድ`ውን << ኣቲ ምልእቲ ጸጋን ምንጪ ሓጐስን ዝኾንኪ . . . ግርማኺ ኣዒንቶም ብዙሕ ካብ ዝኾኑ ካብ ሲሩቤልን ኣኽናፎም ሽድሽተ ካብ ዝኾኑ ሱራፌልን ዝበለጸን ዝተፈተወን እዩ። ካብ መለኮታዊ ኃይሊ ካብ ዝወጽእ ሓዊ ምእንቲ ክድሕኑ ንሳቶም ገጾም ይሽፍኑ። ንስኺ ግና ንመለኮት መሕደሪ ኮንኪ። ናይ መለኮት ባሕርይ`ውን ኣየቃጸለ" width="135" height="240">
ማርያም ዝብል ቃል ብዕብራይስጥ ማሪሃም ክኸውን ከሎ ትርጉሙ ኸኣ እመ ብዙኃን (ኣደ ብዙሓት) ማለት እዩ፥ ኣብርሃም ኣበ ብዙኃን (ኣቦ ብዙሓት) ዝብል ትርጉም ከምዝህብ ማለት እዩ ዘፍ. 17፥5። ንምዃኑ ማርያም ማለት ምስጢራዊ ትርጉሙ እንታይ ማለት እዩ፧ መንፈሳውያን ኣበው ንስም ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (እመቤትና) ብኸምዚ ዝስዕብ ኣመሥጢሮም ተርጒሞም እዮም፥ እዚ ከኣ ጸጋ ስለዝተዋህቦም እዩ እምበር ብኻልእ ኣይኮነን። ክንፈልጦ ዘይክኣልና ንሕና ሥጋውያን ኢና እምበር እቲ ወሃቢ ጸጋስ ይፈልጦ እዩ። እግዚኣብሔር ዘይከኣሎ ነገር ከምዘሎ ጌርና ኣይንጠራጠርን። ጐይታና ግን  "እቲ ብኣይ ዚኣምን ነዚ ኣነ ዝገብሮ ዘሎኹ ግብርታት ከም ዝገብር ካብኡ ዚዓቢ`ውን ከም ዚገብር ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ" ኢሉ ንሰዓብቱ ተዛሪብዎም`ዩ ዮሓ. 14፥12። ኣምላኽና ይትረፍ ነዲኡ ንሰዓብቱ እውን ዘይጠፍእ ስምን ናይ ዘለዓለም መዘከርታን ኣብ ቤቱን ኣብ ውሽጢ ደምበኡን ሂብዎም`ዩ ኢሳ. 56፥5። ሀ/ ማርያም ማለት መርሕ ለመንግሥተ ሰማይ፥ ናብ መንግስተ ሰማያት መሪሓ እተእቱ ማለት`ዩ። ካብ ክብሩ ዝተዋረደ፡ ካብ ማኀበረ መላእክት ዝተፈልየ፡ ምስ ኣምላኹ ዝተበኣሰ፡ ንግዝያዊ ድልየቱ ክብል ውሉድነት ስላሴ ዝሰኣነ ኣዳም ምስ ዘርኡ ናብ ዝቐደመ ክብሩ ንኽምለስ ምኽንያት ዝኾነቶ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምዃና ዝተዓጽወ ናይ ገነት ማዕጾ ዝተኸፈተ ብኣኣ ምዃኑን መርሓዊት ጽድቂ ስለዝኾነትን ናብ መንግስተ ሰማያት መሪሓ እተእቱ ትበሃል። በዚ ምኽንያት ከኣ ናታ ኣደነትን ኣማላድነትን ጸግዒ ከይገበረ ናብ መንግስተ ሰማያት ምእታው ዝከኣሎ የሎን። ንናይ እግዚኣብሔር ናይ ድሕነት ስራሕ ክንዛረብ ከሎና ንድንግል ማርያም ክንርስዕ ኣይንኽእልን ኢና። ምኽንያቱ ንጐይታ ዝወለደት፥ ሓዚላ ዝተሰደት፥ ኣብ ዝመሃረሉ እዋን`ውን ምስኡ ከርተት ዝበለት እያ። ኣብ ዝተሰቕለሉ እዋን`ውን ካብ እግሪ መስቀሉ ኣይተፈልየትን። ልዕሊ ኩሉ ድማ ንክርስቶስ ጐይታ መንግሥተ ሰማያት ኣዲኡ እያ። ለ/ ማርያም ማለት ጸጋን ሃብትን ማለት እዩ። ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ኣብ ሉቃ. 1፥28 << ኣቲ ምልእቲ ጸጋ እግዚኣብሔር ምሳኺ እዩ እሞ ባህ ይበልኪ>> ብምባል ምሉእ ዝኾነ ጸጋን ሃብትን ከምዝተዋህባ ካብ ሥጋኣ ሥጋ ካብ ነፍሳ ነፍስ ወሲዱ ዝውለድ ናይ ሃብታት ኩሉ ጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኩልሳዕ ምስኣ ከምዝኾነ መስኪሩ`ዩ። እቲ ምስክርነቱ ኸኣ ሓቂ እዩ። ንእግዚኣብሔር ይኣምኖ`የ እንዳበለ ናይ ዝኸበረት ኣዲኡ ኣማላድነት ዘይቅበልን ዘየፍቅራን ሰብ ካብቲ ጸግኡን ካብ መንፈሳዊ ሃብትን ንርእሱ ድኻ ከም ዝገበረ ክፈልጥ ኣለዎ። ንዝተዋህባ ኣምላኻዊ ውህበት ምንዓቕን ከም ዘይጠቅም ጌርካ ምዝራብን ነቲ ጐይታ ውህበት ንዝኾነ እግዚኣብሔር ምንዓቅ እዩ። ነቲ ዝጠቅም ጸጋ`ውን ከንቱ ምግባር እዩ። እግዚኣብሔር ንዝመረጻ፥ ንዘኽበራ፥ ንዝፈትዋን መሕደሪኡ (ኣዲኡ) ጌሩ ንዝፈለያ፥ ዝኹንን፥ ዘነኣእስን ዘዋርድን ሰብ ብመንፈስ ቅዱስ ካብ ዝወሃብን ካብ ዝርከብን ጸጋን ሃብትን ዝዓረቐ (ዝተፈለየ) እዩ። ስለዚ ንሕና ክንገብሮ ዝግባእ እግዚኣብሔር ፈትዩ ጸግኡን ሃብቱን ብዝዓደላ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላድነት ብምእማን ናይቲ ጸጋ ተሳተፍቲ ምዃን እዩ። ንዓኣ ንፈቱን ነኽብርን ኹልና ነዚ መዓርግን ክብርን ንዝመረጻ እግዚኣብሔር ንፈትዎን ነኽብሮን። ንዓኣ`ውን ክትፍቶ፥ ክትክበርን ክትምስገንን ዝገበረ ናይ እግዚኣብሔር መንፈስ እዩ። ካብ ድንግል ማርያም ዝተወልደ መድኃኔዓለም ንኣዳም ናብ ዝቐደመ ክብሩ ስለዝመለሶ ኣዳም ስኢንዎ ንዝነበረ መንፈሳዊ ሃብትን ናይ ውሉድነት ጸጋን ረኺቡ`ዩ። ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም (እመቤትና) እውን ጸጋን ሃብትን ዝተረኽበላ እያ። ሐ/ ማርያም ማለት ብሥጋን ብነፍስን ፍጽምቲ ማለት እዩ። እግዚኣብሔር ንጹሓ ባሕርይ፥ ቅዱስን ፍጹምን ክኸውን ከሎ ነቲ ድኹም ዝኾነ ናይ ኣዳም ሥጋ ተዋሂዱ ንናይ ደቂ ሰባት ዘርኢ ካብ ባርነት ናጻ ምእንቲ ከውጽእ መሕደሪ ዝኾኖ ይደሊ ነበረ። ብምዃኑ`ውን ነቲ ንጹሕ ባሕርይ ዝኾነ እሳተ መለኮት ክትጸውር ዝመረጻ ቅድስት ድንግል ማርያም እያ። ቅድመ ዓለም ብኣምላኽ ሕልና ተሓሲባ ዝነበረት፥ ናይ ኣዳም ኃጢኣት ዘይሓለፋ (ዘይተንከፋ)፡ ንጽሕተ ንጹሓን፡ ቅድስተ ቅዱሳን ብምዃና ብስጋን ብነፍስን ፍጽምቲ ትበሃል። ፍጽምቲ ማለት መንቅብን ጉድለትን ዘይብላ ማለት`ዩ። ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ዕብ. 5፡14 <<ጸባ ዝቕለብ ዘበለ ኹሉ፡ ሕጻን ስለዝኾነ ንናይ ጽድቂ ቃል ኣይፈልጥን`ዩ እሞ ዕጹብ ምግቢ ግና ነቶም ጽቡቕን ክፉእን ምፍላይ ብስርሖም ዝለመደ ልቦና ንዘለዎም ንፍጹማን ሰባት እዩ>> ብምባል ብዛዕባ ፍጹማን ተዛሪቡ`ዩ። ቅዱስ ያዕቆብ`ውን ኣብ ምዕ. 1፡4 << ትዕግስትን ከምኡ`ውን ብሓንቲ እኳ ከይጐደልኩም ፍጹማትን ምሉኣትን ምእንቲ ክትኮኑ እታ ትዕግስቲ ፍጹም ግብሪ ይሃልዋ>> ኢሉ`ዩ። ኖኅ ብትውልዱ ጻድቕ ፍጹም ሰብ`ውን ኔሩ ዘፍ. 6፡9። ኢዮብ ፍጹምን ቅኑዕን ንእግዚኣብሔር`ውን ዝፈርህ ካብ ክፍኣት`ውን ዝረሓቐ`ዩ ኔሩ ኢዮ. 1፡1። ይትረፍ`ዶ ኣደ ኣምላኽ ብእምነትን ኣካይዳን ዝበሰሉ፡ ዝዓበዩን ዝጸንዑን ናይ እግዚኣብሔር ሰባት ፍጹማን ተባሂሎም`ዮም። ብምዃኑ`ውን ብናይ ኣዴና ፍጽምቲ ምዃና ክንጠራጠር ኣይግባእን። ንሳ ካብዞም ኩሎም ትበልጽ እያ እሞ፡ እዚ ከምዚ እንተኾይኑ ጥርጥር ቦታ ኣይክህልዎን`ዩ። መ/ ማርያም ማለት መልዕልተ ፍጡራን መትሕተ ፈጣሪ፡ ካብ ፍጡራን ንላዕሊ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ዘላ ማለት እዩ ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ባሕርይ ኣምላኽ ናይ ኢየሱስ ኣደ ብምዃና ኩልሳዕ ብምፍራህን ብምንቅጥቃጥን ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እንዳበሉ ካብ ዘመስግንዎ መላእኽቲ`ኳ ዝበለጸ ክብሪ ኣለዋ። ኣብ ኢሳ. 6፡2 ሱራፌል (መላእኽቲ) ኣብ ቅድሚ ናይ እግዚኣብሔር ዝፋን ደው ኢሎም ኣብ ዘመስግኑሉ እዋን ብኽልተ ኣኽናፎም ንገጾም ይሽፍኑ፡ ብኽልተ ኣኽናፎም ከኣ ንእግሮም ይሽፍኑ። ብክልተ ኣኽናፎም ከኣ ይነፍሩ። መዓልትን ለይትን ከኣ ከየዕረፉ የመስግንዎ ራዕ. 4፡7-9። እቶም ዕስራን ኣርባዕተን ካህናተ ሰማይ ኣብ ዝፋኑ ንዘሎ ኣምላኽ ኣብ ቅድሚኡ ወዲቖም ካብ ዘለዓለም ክሳዕ ዘለዓለም ብህይወት ንዝነብር እንዳሰገዱ ክብሪ ምስጋና ሓይሊ ክትቅበል ይግበኣካ እዩ ይብልዎ ራዕ. 4፡11። ንሳ ግን ኣብ ማኅፀና ተሰኪማቶ፡ ጡባ`ውን ኣጥቢያቶ፣ ኣብ ዝባና ሓዚላቶ፡ ሓቚፋቶ። ሄሮድስ ከይቀትሎ`ውን ሒዛቶ ተሰዲዳ፡ ኣብ በረኻ`ውን ነበረት። ከምዚ እንዳበለት ኣብ መስቀል ክሳዕ ዝስቀል ኣይተፈልየቶን። መላእኽቲ ይትረፍ`ዶ ክትንክፍዎ፣ ክርእይዎ ንዘይከኣሎም ባህርየ መለኮት ኣብ ማኅፀና ተሰኪማቶ እያ እሞ ካብ ፍጡራን ኹሉ ንላዕሊ ካብ ፈጣሪ ንታሕቲ ብዃና ዝተኣመነ እዩ። እቲ ዓቢ ናይ ቤተ ክርስትያና ኣቦ ቅዱስ ያሬድ`ውን << ኣቲ ምልእቲ ጸጋን ምንጪ ሓጐስን ዝኾንኪ . . . ግርማኺ ኣዒንቶም ብዙሕ ካብ ዝኾኑ ካብ ሲሩቤልን ኣኽናፎም ሽድሽተ ካብ ዝኾኑ ሱራፌልን ዝበለጸን ዝተፈተወን እዩ። ካብ መለኮታዊ ኃይሊ ካብ ዝወጽእ ሓዊ ምእንቲ ክድሕኑ ንሳቶም ገጾም ይሽፍኑ። ንስኺ ግና ንመለኮት መሕደሪ ኮንኪ። ናይ መለኮት ባሕርይ`ውን ኣየቃጸለ

About