@filiwiz: #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ፍላንሳ #ወዲ ፈንቅል💙💙💙

ፊሊ ወዲ ሰገን(ወዲ ፈንቅል)💙✊🇩🇪🇺🇸
ፊሊ ወዲ ሰገን(ወዲ ፈንቅል)💙✊🇩🇪🇺🇸
Open In TikTok:
Region: DE
Monday 10 February 2025 14:15:38 GMT
5256
122
89
6

Music

Download

Comments

mexreb_02
𝗠𝗲𝘅𝗿𝗲𝗯 :
ፈንቕል ብስም ወዲ ፈንቕል ኣይኮነን ወጽዩ፡ ብዓል ቻይና ስብሓት ፈንቕል ዝብል ስም ብምንታይ ከም ዝተዋህቦ እቲ ስርሒት ይገልጹ ኢዪም፡ ከምዚ ዓብደላ ዝብሎ ዘሎ ኣይኮነን፡ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ብስም ስውእ ዝተካየደ ስርሒት የለን።
2025-02-10 18:10:37
9
akelehagere
ኩማንዶ ሃገር ኣከለ 5/25 🐝🐝💙💙💪 :
1/ግባር ናቕፋ በርሀ ጻዕዳ( ሃዞመታይ ) 2/ግባር ናደው ዕቁበ ኣብራሃ (ደቀምሓረታይ ) 3/ ቅያ 18 ደቒቕ ምሕረታኣብ ገብረ (ሰንዓፈታይ 4/ፈንቅል በርኺ ወዲ ፈቅል (ሰገነታይ ) ምስ ታክታቶም ምጽዋዕን ኤርትራ ናጻ ዝገበሩ ደቂ ሃገር ኣከለ 💙💙💙🐯💪
2025-02-10 16:48:28
17
hagerey.ayedfrn
Hagerey Ayedfrn♥️🇪🇷🇪🇷♥️ :
ክንደይ ይሕሱ እዚ ሰብኣይ ፈንቅልን ወዲ ፈንቅልን እንታይ ኣራኸቦ ሃዳሚ ፍንቅል ዝፈንቀልዎን ዝሰመይዎን እኮ በኣካል ኣለዉ እቲ ሓቂ ከኣ ገሊጸሞ ኣለዉ መግዛእቲ ንምፍንቃል እዩ ትርጉሙ ወዲ ኣፌ ኩቡር መራሒና እዩ ሰሚዋ። ሓሶት ግደፉ ታሪኽ ኣይትጸይቁ።
2025-02-11 18:22:45
0
tekl1991
ሕልና ቆረራ :
ምስ ናቱ መትእስሳር የብሉን ታሪኽ ኣይትጸይቁ ነቲ ስርሒ ፈንቅል ዝተዋህበ ሰምዩ ነቲ ኣብ ባጽዕ ዝነበረ ጸላኢ ንምፍንቃል ዝተዋህበ ስም
2025-02-10 21:01:20
1
zaryebarye
zeresenay :
በዚ ኣጋጣሚ ፈንቅል ናይ ኣከለ ያ ሰረት ጉዳያ ኣይኮንነ ን 🤣🤣🤣💙💙
2025-02-10 14:39:15
0
mahder83
. :
ፈንቅል ዝበላ ጴጥሮስ ሰለሙን እዩ ንኽብሪ ወዲ ፈንቅል!
2025-02-11 13:33:06
4
tekl1991
ሕልና ቆረራ :
ተጻሕፈ ርእየ ኢለካ ኮ ኣይርዳካን ድዩ
2025-02-12 21:30:49
0
aladin2024wadya
𝔾𝕖𝕟𝕖𝕣𝕒𝕝 𝕒𝕝𝕒𝕕𝕖𝕖𝕟 :
ፈንቅል ዓያሹ ዝተፈንቀልሉ ዩ፡ ዓያሹ መዝሓሊ ጥይት ጌርና ዘምጻናዮ ዓወት ዩ 😂😂😂፡ እዚም ተረፍ ናፓል ኢዮም
2025-02-12 20:16:11
0
To see more videos from user @filiwiz, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About