@etimuqurwedi: #erilove🇪🇷 #erilove #zeytewdehelmi

zey tewde helmi
zey tewde helmi
Open In TikTok:
Region: BE
Tuesday 18 February 2025 18:06:13 GMT
44834
1516
69
39

Music

Download

Comments

lili_habeshwit_99
Lili🤌Meron🫀🇺🇸✍ :
ታይ ዘቅርብ ኣለኺ ምርዕዉቲ ተኮንኺ😳🤣🤣🤣
2025-02-18 23:33:37
31
godislove888
.. :
ወዲ ወዲ ምኻኑ ኣይትረስዒ ፡ እንታይ ክገብረልኪዩ ወዲ ፡ ጋል ዘይትሕዚ መሓዛ ንዓኺ ከማን ጽቡቅ ኣይኮነን ባዕልኺ ኣብ ፈተና ኣይትእተዊ ፡ ግድን ሓገዝ ካብ ወዲ የድልየኒ እዩ ተኢልኪ ግን ኸማኪ ምርዕዋት መሓዙት ሓዚ ደሓር ትተሓጋገዙ
2025-02-18 20:25:41
18
aaron40232
Aaron :
ምርዕውቲ እንተዄንኪ እንታይ ኣወዳት ዘህድን ኣለኪ ምስ ጓል ዘይትመሓዘዊ
2025-02-18 22:24:27
6
aaron40232
Aaron :
እንበር ወዲ ኣጥምኒ ምባል ኣይገድፍን ኢዩ😂
2025-02-18 22:25:10
12
fsmarddb
ትማሊ ናፊቀ 🇪🇷 :
ሰብኣይ እንተ ኣለኪ እንታይ ናብ ወዲ ዘቅርብ ኣለኪ ግድን ድዩ ወዲ ማሓዛ ክህልወኪ
2025-02-19 12:22:43
9
kiloman98
Kiloman :
በይንኺ ኩኒ ከምዚ ናተይ ኣነ ወዲ እየ ዝኾነ ዓይነት ሰብ ክቐርበኒ ኣይደልን እየ
2025-02-18 22:59:00
8
wedi.azwara
wedi azwara ✝️ኣከለ 💙🕊️💛 :
ግድን ድዩ ወዲ መሓዛ ኽትሕዚ?
2025-02-19 03:25:42
5
natublue
Tiji_n5k :
ኣጥኒሰ ኣለኩ 😞
2025-02-19 00:48:49
1
daniasmara16
ወዲ ዓሰብ ኤርትራ 🌍🌶️🤣ሜሪ ሐንቲ ስና🦷 :
እሞ ምሰ ገይ ተማሐዘዊ🤣🤣🤣🤣
2025-02-19 14:13:15
1
alemaalema222
alemaalema :
ክተዝብጣ ደልያ ከይትኮን
2025-02-19 01:22:03
0
eritrea9536
ልኑር ተደብቄ 👸💙 :
ዋይ ሕማም ወዲ ታይ ገባሪ ዩ ያላ በልዮም😂😂
2025-02-19 20:56:16
2
moses.thagreat
Moses Tha-Great :
ሰይት ሰብኣይ ተኮንኪ ቃል ኪዳንኪ ኣኽብሪ: ንስኺ ኢኺ ቃል ኪዳን ኣስርኪ እምበር እቶም ዝሓቱኪ ኣይኮኑን::
2025-02-19 16:08:49
2
selamawitey2
ይዝከር ይዝከር ♥️🌍👀 :
ኢሂ ኣወዳት ጥራይ ዲዮም ዘለዉ ኣብ ኢሮፓ😳
2025-02-19 12:35:42
2
zekarias.brhane
zekarias brhane :
ሓቆም😀
2025-02-19 03:24:39
2
qanzaaleni
🅐🅕🅘🅔 :
ኖ ቅድሚ ሕጂ ሄዋን ንኣዳም ሰለ ዘጋገየቶ ንጥንቃቐ እዮም ዝርሕቁኺ ዘለዉ ነቒሖም'ዮም
2025-02-18 22:54:03
2
user595242688397
ሚኪ :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🥰🥰🥰ኣጀኺ
2025-02-18 19:38:09
2
user876558031451
user876558031451 :
ወሽላኽ ኮንኪ እንታይ ኣለኪ ዘቅረብ ወላስ ኣሳሓትኪ
2025-02-19 12:06:08
1
welday.futur
BeLadin :
ምሳና ምስ ኣወዳት ምሓዛይ ኣይስርሕን ዩ ሰጥ ኢልኪ ሓዳርኪ ግበሪ😎
2025-02-19 11:53:19
1
esaywadey
Esaywadey :
እንታ ከይተርፈኪ ስለ ዝራሓቁኺ ኩሉኹም ካብ ጌጋ ትድሑኑ ጽቡቅ ኣለዉ ኣይተጋጌዮን እዚ ምኽሪ ዘድልዮ ኣይኮነን🥰🥰🥰
2025-02-19 10:25:00
1
nevergiveup.n2
Dc❤️❤️❤️❤️ :
ታይ ዘቅርብ ኣለኺ ምርዕዉቲ ተኮንኺ🤣🤣
2025-02-21 06:14:47
0
user429ewd9lrr
ነፂ ተምቤናዊት💘💛💃 :
ሃለዉለዉ ወዲ ንምሓዛ ኣይድልይክን🤔
2025-02-20 14:09:36
0
user5005426259937
user5005426259937 :
አለመቅረብ እኮ ይቻላል ፈልገሽ ካልሆነ በስተቀር 😏😏
2025-02-19 18:19:39
0
user462281999170
እንድዒ :
ኣነ ኣለኹ ትርጉም ምሕዝነት ዝፈልጥ hii በልኒ ብዉሽጢ
2025-02-19 16:57:09
0
abss627
❤️🇪🇷❤️shanet🇪🇷❤️🇪🇷 :
aye halewlow sebay enteleki entay mehaza wedi zidli aleki mis sebayki zeytimhazewi😭
2025-02-19 16:50:44
0
yorus30
ጽሉል በዚሑ :
ንድሕነቶም አዩ ማለት በዓልቲ ሓዳር አንተኮንኪ ንሶም ከኣ ምስ በዓልቲ ሓዳር ክራኣዩ ደስ ኣይብሎምንዩ።
2025-02-19 16:15:29
0
To see more videos from user @etimuqurwedi, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About