@wedi_john_black: kflom 💙🦁

°
°
Open In TikTok:
Region: DE
Friday 21 February 2025 13:33:45 GMT
179742
13223
707
719

Music

Download

Comments

tigrinya.09
ቦስ ትግርኛዊ💚❤️💙🦁 :
ኣታ ኢዞም ኣከለ ክንደይ ደስ ይብሉ ፡ ኣጆኩም ኣለና ኢቶም ሰብ መትከል ሰራየ ምሳኩም 💚🌿💙
2025-02-21 15:42:04
132
snafe1815
ጋዞ :
ህዝቢ ኣውራጃ ኣከለ ጉዛይ ምስ ዘይግበኦ ህዝቢ ኣብ ኤርትራ ምህላዉ መሪር ሓዘን ኢዩ 😳።
2025-02-21 16:14:49
61
user1427255233006
Brey Tigraweyti⓰✝️ :
ክፍሎም ጎይታ ፍቅሪ ❤
2025-02-21 16:21:15
30
user7815567723624
tewelde geremkal :
ብሂወት ናሃለወ ሓወልቲ ክስርሖ ኣለዎ ክፍሎም ማለት ኣብቲ ፀላም ግዜ ኣብ ጎንና ዝነበረ ጅግና ከያኒ
2025-02-21 19:03:41
11
blue_revolution1
Yoyo👿KDB 17👑🩵 :
ከፋሊ በዓል ሕልና💙🤟
2025-02-21 14:00:04
32
12hlen
Helu :
I love this guy he's hero
2025-02-21 16:12:01
7
segar1235
Segar :
ክፍሎም በቃ ዝተማለአ ስብእና ኣበኻ ኣሎ ሓወይ!!! ኣብ ልብና ነጊስካ ኢኻ! ትምኒትካ ክሳኸዐልካ ካብ ልበይ ይምነ ❤️🙏🙏
2025-02-22 07:44:26
3
mesetay6
I'm መሰታይይ💙🌿💙🦁🫡💪👈 :
ኣጆካ ኣታ ወዲ ተባዕ💙🌿💙🌿💙🫡🫡💪💪👈👈
2025-02-21 14:02:19
22
selemawi004
ድግሳዊ✝️💙💪🏾🥷 :
ሕልና ማለት ሪኤዮ ኣብ ኣሕዋተይ💙
2025-02-21 16:37:20
14
infinite2171
𝗔𝗚𝟐 :
ኣብ ሂወተይ ክልተ ሰባት ኣለው ብርሃን ክሪኡ ዝደልየም ቃልሶም ኣብ ፍረኡ ክበጽሕ ንሳቶም ከኣ ኪሮስ ኣስፋሃን ክፍሎም ይካኣሎን።
2025-02-21 20:44:42
4
user9837543838436
𝐋𝐮𝐥 𝐛𝐚𝐡𝐫𝐢✝️👸 :
ኩፍሎሞይ ክቡር ሰብ ባዓል ሕልና ሓውና ንበረልና🥰
2025-02-21 19:57:25
7
meadibetna3
ኤማሁስ אמאוס 🙇‍♂️ በረኸት ኣብ📚💥✍ :
በዓል ሕልና ኣቦ ጥበብ ውላድ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ)💙💙💙💙💙💙💙ከፋሊ
2025-02-21 14:54:58
7
eriboy210
23Daniel😇 :
ዓሕ ከፋሊ ጅግና💙
2025-02-21 17:21:24
4
kiloman98
Kiloman :
ተጋሩ ለባማት መጸናናዕቲ ሓዎም ኣጆኹም እስከ ንዓና ዝኸውን ግዜ የምጻልና ብፍቕሪ ተኻባቢርና ንነብረላ እዋን ይፍጠረልና 😔😔😔💙💙💙💙💙💙💙💙💙
2025-02-21 16:06:09
11
tesfaxbah63
ተስፋ ጽባሕ :
ከፋሊ በዓል ሕልና እንድካ 💙💙🙏🙏🙏
2025-02-21 14:11:52
8
dahalakhalal
wedi meley :
jigana kefali 💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏
2025-02-21 22:23:35
2
famllyismylife212
ወለላይ🥰 :
የቀንየልና ኣብ ጉኑና ዝነበርኩም🙏
2025-02-21 16:06:04
11
tamea.brhane
ta :
ክፍሎም ሓውና
2025-02-21 17:58:55
5
geni5958
Geni 🇨🇦 :
Telaeka ynbae kflomey 💙💙❤️❤️❤️💪💪
2025-02-21 19:57:59
3
user1504219748379
ሓራቅ ጋል ኣሕፎሮም :
ማዓረይ🥺🥺🥰🥰🥰🥰🥰
2025-02-21 19:50:33
3
futsumhagos81
Faጨ.Black .Boy🎭 :
follow ዝብለኒ ወዲ ማርያም👏
2025-02-21 20:58:53
2
selmh20647735q6i
ጋል ፈራውን ❤️💛❤️💒✝️ :
ፀላኢካ ይንባዕ ሓወይ ማዓረይ ኣርማ ሰላም 💙❤️💙❤️
2025-02-21 22:55:44
2
united.africa.with
success studio :
ኣንታ ንጉስ ፍጥረት 🙏🏻ዕድመ ይሃብካ ካብ ሓውካ ትግራዋይ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
2025-02-21 20:52:46
2
peaceout994
peaceout994 :
kflom hawey 💙💙
2025-02-22 09:34:19
1
tagalhagresebktfto
ጋል ሃገረሰብ ክትፍቶ💕💕 :
Abotbeb ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2025-02-21 23:34:37
1
To see more videos from user @wedi_john_black, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About