@wedibiteweded0: #eritreantiktokhabe💚💚💚💚💚🌿habesha

𝕤𝕙𝕖𝕜𝕚𝕣𝕒
𝕤𝕙𝕖𝕜𝕚𝕣𝕒
Open In TikTok:
Region: ET
Wednesday 26 February 2025 09:10:49 GMT
129418
10255
447
751

Music

Download

Comments

lemenor77
ለመሮር :
ሓዳ ሓደ ግዜ ትፅቢት ክነዉሕ ከሎ እትፅበዮ ነገር ትርስዖ ሞ ትርጉም ትፅቢትካ ዋጋ ዘይብሉ ምኻኑ ምስ ትርዳእ 💀💀 ተርጉም መንባርካ ትርስዖ
2025-02-26 12:56:13
153
.life8882
One day 😔💊🇪🇹💒🇮🇱♎ :
ናይ ሎሚ ትውልዲ ኣይኾነይ 40 ዓመት 40 ሰከንድ እውን ኣይፀንሕን
2025-02-26 18:43:29
47
wizhayu2
wiz hayu 💪 :
ንክቀትላ ድዩ
2025-02-26 12:24:33
20
fffgggjkkgghjjgfg
ኣስሊ ወለድ ከረን🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 :
4 ስዓት ምጽባይ እኩል እዩ ብእዋኑ ካልእካ ዳምዳም ትብል
2025-02-27 05:46:33
3
ns82301
💫ሱቕ✨ጥዑም💫 :
ፈጣሪ ንእስነትካ ኣብ ምፅባይ ኣሕልፎ ክብለካ ከሎ ድኣ 😳😏😏
2025-02-26 15:03:30
3
natufeqar
ዝጨከነ ልበይ ክመልሶ :
4 ማዓልቲ ኣይምተጸበኹዎን🤔🤔🤔
2025-02-26 13:54:29
11
www.tiktok.comdinu09
Dinu :
ዕሽነት እዩ ንዓይ ብዙሕ ዋጋ ዝከፈሉ ቤተሰበይ ከስታውስ ኣለኒ
2025-02-26 13:36:21
8
user2753156965420
davanchi :
ሕጂ 4 ሳዓት አሎ 4 ደቂቃ ተሓሊፋ ቻው 😂😂😂
2025-02-27 06:57:23
2
hilushtesfaye
HL ተርቡ🫡 :
ይቅር 40ዓመት 4ዓመት እውን ኣይምተፀበኩን ንምርሳዕ ዋላ ተዘይተከኣለ ምስ ገዲፋትኒ ዝከደት ምስኣ ክሞት ማለት ድኩም ምኳንካ እዩ ዘነፅር ተካሒድና ሞ ንነብር ለና ሓዱሽ ሂወት ዋላ ተዘይጀመርኩ ንዓኣ ተስፋ ዝገበረሉ የብለይን ኣለቀ
2025-02-28 11:52:08
1
kovie122157
𝕂𝕆v𝔼ie🤴💫 :
ካልእ ሂወት ተጀሚራ ኣይኮነን 40 ዓመት 40⏲️
2025-02-26 13:00:37
7
user546930423218
betty💚 :
ዋይ 4ተ መዓልቲ ዉን ነዋሕ እያ😂😂😂
2025-02-27 06:15:01
1
gfgghhhgffggh
gerye ወዲ ሕንቅቅቲ :
አብዚ ሕዚ ግዜ ዘይከውን ነገር
2025-02-26 15:28:24
3
hellu543
heli :
ኣይኮነን 40ዓመት 40 ሰኮንድ እውን ዝፀበ ዘሎ ኣይመስለንን ኣብዚ ናይሎሚ ዎሎዶ
2025-02-26 16:08:01
3
crazyeriboy
ወርቃዊ ቃላቱ 💨 :
4ካልኢት ይኣኽላ እዩ
2025-02-26 11:17:20
4
amudidi0
line 👑 :
aye alem mekera 🥹🥺😭😭😭😢😢😢😥😥😥😲😲😲
2025-03-01 04:21:22
1
kingdem573
Black king :
ሰሙን ኣይፅበያን
2025-04-05 16:25:45
1
wedi.werede
wedi werede :
ያ ሰብ ሎሚ 40 ኣመት ኣይኮነን 40 ምዓልቲገዲፉዎ አዩ።
2025-05-03 16:51:43
1
senbley
ደቂ ኣስመራ ጻዕዳ። ሰንበለይ :
ajoka father 👨 👩‍🍼
2025-02-26 12:42:07
3
user7146770104590yjo
jo ,y :
ደሕሪ 27ዓመት ናብኡ እየ 40 ቆልዑክወልድ ተስፋ ይገብር
2025-02-27 14:31:03
1
gualsilkie14
H.N.S :
4 ቀንምእምጠብቅየለምበዚግዜ
2025-02-26 13:40:57
1
siemdawit2025
Wedi Asmara 🥀🥀🥀🥀💐🌹🌷💞💘 :
kem gele gere 0:05 second diheru gen kali damdam tibel😏😏😏😏
2025-02-26 17:15:52
1
user31506104635441
"ዓይኒ ኸኾብ" :
ዓሰርተ ቆልዑ ሒዛትለይ ኽትመፅእ
2025-04-08 10:47:05
0
......a998
🕸ዘይ.ማልሰይ🫆 :
ya
2025-05-10 16:35:30
0
freede71
freede :
ፌሩዝ ዝርኣየ
2025-04-12 17:06:44
0
ema.emiti
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ ትኾንዮስ ይርኣየኖ ሎ :
ብገዛእ ኢድካ ዶ ክሳድካ ይሕነቅ እዩ😂
2025-02-26 19:09:32
0
To see more videos from user @wedibiteweded0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About