@shafiullah.mirali:

Shafiullah MIralikhail
Shafiullah MIralikhail
Open In TikTok:
Region: IT
Wednesday 19 March 2025 20:53:10 GMT
1004
51
7
1

Music

Download

Comments

shafiullahwafa87
شفیع الله وافادار :
❤❤
2025-03-19 20:56:56
0
malan.yar
Malan Yar :
👍👍👍👍
2025-03-19 21:31:51
0
sabihaqafghan
sabhaq afghan123456 :
🥰🥰🥰🥰
2025-03-20 03:41:46
0
laik.jan0
Laik Jan :
🥰🥰🥰
2025-03-20 07:31:02
0
abdullah.sahak1
Sahak :
🥰🥰🥰
2025-03-24 22:15:39
0
qrkingno1
Q R King no 1 :
🥰🥰🥰
2025-08-14 07:46:37
0
asif.kahan.afghan
Asif kahan Afghan :
🥰
2026-02-22 11:15:30
0
To see more videos from user @shafiullah.mirali, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

.......... ኩሉ ግዜ ክንፈልቶ ዘለና ነገር ዝኾነ ኩነታት ቀዋሚ ኣይኮነን:: ሓደ ዝኾነ ስራሕ ዘይብሉ መንእሰይ:-ን ሓንቲ ሰራሕተኛ ባንክ ዝኾነት ጓል ክምርዖ ይደሊ::ሰባት ክምርዓዋ ከምዘይብሉ  ተዘይኮይኑ ገንዘብ ስለ ዘይብሉ ከም ባርያኣ ክትሪኦ ምኳና እዮም ዘፈራርሕዎ::ንሱ ግን ንነዊሕ ብፍቕሪ ዝዘሩ ብምኳኖም ከምኡ ዓይነት ጠባይ ከምዘይብላ ይኣምን ብምንባሩ ጸማም እዝኒ ሂብዎም ተመርዓዋ::እታ ጓል  ካብ ደመወዛ 10% ዕሽር ንቤተክርስትያን ተዉድቕ ዝተረፈ 10,000,00 ብምልኡ ንበዓል ቤታ ተረክቦ:: ንሳ ወርሓዊ ከምዚ ምግባር ትቕጽል ንሱ ድማ 2,000,00 ን ዉልቃዊ ጉዳያታ መሳለቲ ዝኾና ይህባ ዝተረፈ ገንዘብ ድማ ኣብ ናብርኦም የመሓድሮ ነበረ::በዚ ዓይነት ኩነታት ን 3 ዓመታት ተጓዕዙ::እቲ መንእሰይ ስራሕ ካብ ምድላይ ድማ ኣየዕረፈን::ኣብ ዉሽጢ እዚ ኩሉ ዓመታት ምስ በዓልቲ ቤቱ ብዘይ ዝኾነ ምጉርምራምን ግርጭትን ብፍቕርን ስኒትን ይነብሩ ነበሩ ::ቤተ ሰባን መሓዙታን ግን በዚ ሕጉሳት ኣይነበሩን እንተወሓደ ነቲ  ጉልበታ ከይበቐቐት ብትግሃት ትሰርሖ ዝነበረት ንዕኡ ክትገድፈሉን ብዛዕባ ነብሳ ክትሓስብ ይጭቕጭቕዋ ነበሩ:: ንሱ ድማ ተስፋ ብዘይ ምቑራጽ ካብ ቦታ ናብ ቦታ እንዳ ተንቐሳቐሰ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕ ቃለ መሕተታት ይገብር ነበረ::ነዚ ንኽፍጽም እዉን ኣብ ወርሒ ከባቢ 2,000,00 ገንዘብ ይዉድእ ነበረ::ኣብ መወዳእትኡ በቲ ዝተመረቐሉ ዓውዲ ኣብ ሓደ ዓቢ ኩባንያ ጽቡቕ ስራሕ ረኸበ::ወርሓዊ ደመወዙ ድማ 25,000,00 ነበረ:: ስራሕ ካብ ዝጅምር ድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ካብ ሓደ ብሉጽ ትካል መሸቲ መካይን ሓንቲ ሓዳስ ሞዴል መኪና ብምግዛእ መፍቱሕ ንበዓልቲ ቤቱ ኣረከባ (ህያብ)::ንሱ ከም ቀደሙ ንዝቐጸሉ 3 ዓመታት ሕዝባዊ መጎዓዝያ ምጥቃም ቀጸለ::ድሕሪኡ ካልኣይቲ ዝበለጸት ሞዴል መኪና ገዚኡ ንበዓልቲ ቤቱ መፍትሕ ናይታ ቀዳመይቲ መኪና ብምቕባል ነቲ ናይታ ሓዳስ መኪና መፍቱሕ ኣረከባ:: ድሕርዚ ድሕሪ ገለ ዓመታት ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም ገዛ ክነብሩ ጀመሩ::ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ድማ እታ ሰበይቱ ገለ ዘድልዩዋ ወረቓቕቲ ክትደሊ እናገማጠለት እንከላ ሓንቲ ኣቓልቦኣ ዝሰሓበት ፋይል ረኣየት::ትሕዝቶኣ ክትርኢ ግንጽል ምስ ኣበለታ ካብ እቲ ዝዓበየ መሬቶም/ገዝኦም ክሳብ እቲ ዝደቐቐ ንብረቶም ዋንነታ ምኳኑ ዝገልጽ ዝተፈላለዩ ረሲታትን ሰነዳትን ነበሩ::ኣብ መወዳእታ ገጽ ድማ ምስ ናይ መርዕኦም ስእሊ ዝተተሓሓዘት ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝብል ወረቐት ነበረት:-
.......... ኩሉ ግዜ ክንፈልቶ ዘለና ነገር ዝኾነ ኩነታት ቀዋሚ ኣይኮነን:: ሓደ ዝኾነ ስራሕ ዘይብሉ መንእሰይ:-ን ሓንቲ ሰራሕተኛ ባንክ ዝኾነት ጓል ክምርዖ ይደሊ::ሰባት ክምርዓዋ ከምዘይብሉ ተዘይኮይኑ ገንዘብ ስለ ዘይብሉ ከም ባርያኣ ክትሪኦ ምኳና እዮም ዘፈራርሕዎ::ንሱ ግን ንነዊሕ ብፍቕሪ ዝዘሩ ብምኳኖም ከምኡ ዓይነት ጠባይ ከምዘይብላ ይኣምን ብምንባሩ ጸማም እዝኒ ሂብዎም ተመርዓዋ::እታ ጓል ካብ ደመወዛ 10% ዕሽር ንቤተክርስትያን ተዉድቕ ዝተረፈ 10,000,00 ብምልኡ ንበዓል ቤታ ተረክቦ:: ንሳ ወርሓዊ ከምዚ ምግባር ትቕጽል ንሱ ድማ 2,000,00 ን ዉልቃዊ ጉዳያታ መሳለቲ ዝኾና ይህባ ዝተረፈ ገንዘብ ድማ ኣብ ናብርኦም የመሓድሮ ነበረ::በዚ ዓይነት ኩነታት ን 3 ዓመታት ተጓዕዙ::እቲ መንእሰይ ስራሕ ካብ ምድላይ ድማ ኣየዕረፈን::ኣብ ዉሽጢ እዚ ኩሉ ዓመታት ምስ በዓልቲ ቤቱ ብዘይ ዝኾነ ምጉርምራምን ግርጭትን ብፍቕርን ስኒትን ይነብሩ ነበሩ ::ቤተ ሰባን መሓዙታን ግን በዚ ሕጉሳት ኣይነበሩን እንተወሓደ ነቲ ጉልበታ ከይበቐቐት ብትግሃት ትሰርሖ ዝነበረት ንዕኡ ክትገድፈሉን ብዛዕባ ነብሳ ክትሓስብ ይጭቕጭቕዋ ነበሩ:: ንሱ ድማ ተስፋ ብዘይ ምቑራጽ ካብ ቦታ ናብ ቦታ እንዳ ተንቐሳቐሰ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕ ቃለ መሕተታት ይገብር ነበረ::ነዚ ንኽፍጽም እዉን ኣብ ወርሒ ከባቢ 2,000,00 ገንዘብ ይዉድእ ነበረ::ኣብ መወዳእትኡ በቲ ዝተመረቐሉ ዓውዲ ኣብ ሓደ ዓቢ ኩባንያ ጽቡቕ ስራሕ ረኸበ::ወርሓዊ ደመወዙ ድማ 25,000,00 ነበረ:: ስራሕ ካብ ዝጅምር ድሕሪ ቁሩብ ዓመታት ካብ ሓደ ብሉጽ ትካል መሸቲ መካይን ሓንቲ ሓዳስ ሞዴል መኪና ብምግዛእ መፍቱሕ ንበዓልቲ ቤቱ ኣረከባ (ህያብ)::ንሱ ከም ቀደሙ ንዝቐጸሉ 3 ዓመታት ሕዝባዊ መጎዓዝያ ምጥቃም ቀጸለ::ድሕሪኡ ካልኣይቲ ዝበለጸት ሞዴል መኪና ገዚኡ ንበዓልቲ ቤቱ መፍትሕ ናይታ ቀዳመይቲ መኪና ብምቕባል ነቲ ናይታ ሓዳስ መኪና መፍቱሕ ኣረከባ:: ድሕርዚ ድሕሪ ገለ ዓመታት ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም ገዛ ክነብሩ ጀመሩ::ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ድማ እታ ሰበይቱ ገለ ዘድልዩዋ ወረቓቕቲ ክትደሊ እናገማጠለት እንከላ ሓንቲ ኣቓልቦኣ ዝሰሓበት ፋይል ረኣየት::ትሕዝቶኣ ክትርኢ ግንጽል ምስ ኣበለታ ካብ እቲ ዝዓበየ መሬቶም/ገዝኦም ክሳብ እቲ ዝደቐቐ ንብረቶም ዋንነታ ምኳኑ ዝገልጽ ዝተፈላለዩ ረሲታትን ሰነዳትን ነበሩ::ኣብ መወዳእታ ገጽ ድማ ምስ ናይ መርዕኦም ስእሊ ዝተተሓሓዘት ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝብል ወረቐት ነበረት:-"ሰበይተይ ነዓይ ኩሉ ነገረይ እያ ናይዚ ቤትን ንብረትን ዋጋ ኣይኮነን ብ ቢልዮናት ገንዘብ ከማን ክትርከብ ዘይትኽእል ካብ እግዚኣብሄር ዝተወሃብክዋ ህያብ እያ ይብል ነበረ"::ነዚ ምስ ኣንበበት ንብዓት ካብ የዒንታ ኽዉሕዝ ግዜ ኣይወሰደን::እዞም ሰብ ሓዳር ካብ ዝምርዓዉ 20 ዓመቶም መሊኦም 3 ዉሉዳት ፈርዮም:ብ ሓቀኛ ፍቕሪ ክሳብ ሎሚ ይነብሩ ኣለዉ::እቲ ንመጻምድካ ዘለኻ ፍቕሪ ምስዚ ሕጂ ክተንብቦ ዝጸናሕካ ኽወዳደር ይኽእል ድዩ? ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ "ኩሉ ኩነታት ነባሪ ኣይኮነን" እግዚኣብሄር ብፍቕርን ስኒትን ሰላምን ቅሳነትን ዝማሞቐ ናይ ሓዳር ህይወት ይሃበና🙏 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪ንዘልኣለም ትንበር🙏
وكل شيء يأتي من الله جميل فالحمد لله دائماً وأبداً.. #اكسبلورexplore #عبارات  . فيلم وحيد في المنزل (Home Alone) هو فيلم كوميدي عائلي أمريكي شهير صدر عام 1990، من بطولة ماكولي كولكين. تدور قصته حول الطفل
وكل شيء يأتي من الله جميل فالحمد لله دائماً وأبداً.. #اكسبلورexplore #عبارات . فيلم وحيد في المنزل (Home Alone) هو فيلم كوميدي عائلي أمريكي شهير صدر عام 1990، من بطولة ماكولي كولكين. تدور قصته حول الطفل "كيفن" الذي يدافع عن منزله بذكاء وفكاهة ضد الصوص بعد نسيانه وحيدا خلال سفر عائلته لعطلة التدبير المنزلي، متنوع، سينمائية خالدة. تفاصيل دقيقة لفيلم وحيد في المنزل المنزل دولار تاريخ الإصدار: عرض لأول مرة في شيكاغو في 10 نوفمبر 1990 وصدر واسعا في 16 نوفمبر 1990 قصة القصة كيفن مكاليستر (8) سنوات عن طريق الخطأ في شوارع بضواحي شيكاغو عندما تسافر عائلته إلى باريس، فيضطرب لصين مارف وهاري للبدء بحيله الذكية لحماية نجاح خواص المسرح لارون لين 476.7 مل للجميع، بما في ذلك خواص إنتاجه التي لم يمض 18 مل الهاوت خواص المسرح بخواص عيد ميلاد خواص تصويرية مميزة لجون جيل، مما جعله من عضوات المسرح التي لا تنسى غيرها من أفضل هذا المسرح الجزء الأول من سلسلة وحيد في المنزل

About