@kahsaykidane2:

Kahsay 🐆  Kidane  70
Kahsay 🐆 Kidane 70
Open In TikTok:
Region: NO
Thursday 27 March 2025 06:48:54 GMT
160544
5943
1699
942

Music

Download

Comments

erikuhlay0031685070788
ወዲ ጀጋኑ ብታሪኹ 0685070788 :
😥😥😥😥ብትግራይ ዝመጽእ ሽግር ምዓት ኢዩ ኣምላኽ ዶብና ክጸንዕ ኣለዎ
2025-03-27 08:41:39
18
user565550521
$ØĹØ♧💙⚖️🫆 :
very sad omg🖤💔😥😥😥😥
2025-03-27 13:19:43
1
lionmanjkf
lionmanjkf :
ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘመሳስል የብልኩምን ዶብኩም ጥራይ ሓዙልና ስድራ ግን ፅንዓት ይሃብኩም
2025-03-27 14:39:02
2
senay.meley
Senay Meley :
እዋይ ሕማቅ ስማዕ 😭 ኣታ እዞም ተጋሩ በስምኣም ዘይብሉ እዮም ኣብ ዓዲ ሃይማኖት ኣብ ዓዲ ማርያም ጽዮን እንዳ ነበሩስ ክንድዚ ምጭኽኻን ። ኣምላኽ ይደብስካ 🙏
2025-03-30 23:59:16
0
eya.tad
Eya Tad :
በእውነት እነዚህ በአምሳለ እግዚአብሄር ነው የተፈጠሩ እኔ ሰው መሆናቸውን እጠራጠራለሁ ለዚህ ሁሉ ተጠያቂ የኢትዩጵያ መንግስትና መሰሎቹ ናቸው ግን ፍትህ የታለች አይዛችሁ የግዜ ጉዳይ ነው
2025-03-30 02:55:39
0
edufkr19
መሕታራም ጓል ታሓተይ መጋሪፅምሪ❤🚫🇸🇦 :
ኣጃካ ሓወይ 😭😭😭😭😭😭ዓፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭
2026-05-18 12:23:14
0
user150543847244
ቃል ኣለንይ ቃል ሓውይ :
በስምኣብ ኣምላክእ ኣቦይ ካብዚይ ምሓረና
2025-03-27 07:18:34
56
1344bclmnlnedef
✝️✅✅ :
ደበሳ እዮብ ይደብስካ ሓወይ መዓረይ💔💔💔😭😭😭
2025-03-27 12:06:54
44
user4311359437414
one love :
ጽንዓት ይሃብካ ደበሳ እዮብ ይድብስካ
2025-03-27 12:42:13
40
nebyatadisalem5
ዓለም ቦሻዕ :
ክመይ ኢሉ ብሂወት ይነብር ኣነ ሓወይ 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺 ኣብየት ጭካኔ
2025-03-27 06:58:29
33
rashaeri5
🇪🇷 :
ካብ ሕሱም ጎረበት ካብ ኣሻኩ ምንድሪበት ኣድሕነና ገይታ 😭😭
2025-03-27 09:02:43
28
dejenmasaka
ለተብርሃነይ እያ ዓለመይ :
N.abona eyob zedebso amelak yedebseka hawey natey ajoka gen maer komu xekan ab menti mentay eyu 😭😭😭 beqa an kemzi kesemee keleku aykeelen eyie ajoka beqa🙏
2025-03-27 11:02:57
20
adisabebaethiopi2
ህዝቅኤል❣️ :
ተጋሩ ግን እንታይ ዓይነት ጨካናት ኢዮም ፎእ 😭😭😭😭😭😭😭😭
2025-03-27 07:30:42
17
lilbab156
2 pac 👁️👁️⚡ :
ኣነ ብኸምዚ አየ ኢርትራዊ ምካነይ ዝኾረአ 😭😭😭
2025-03-27 13:00:05
15
fetawinebsu04
Tomi🔓❤ :
ሓደ ሓደ ጊዘሰ ሰላም ዘይምኻን ትመርጸ
2025-03-27 12:08:22
13
azera.r
ጥዑም ጸናኣ ናፍቀአ 🤮 :
ሰብ ምኻነ ኣጽልእኒ
2025-03-27 09:10:26
13
esrael_2
esrael_2 :
ዋ እሞ ታይ ዳኣ ትገብርለካ ኪድ እና ዘፍዝፎም ታይ ሂወት ኣለካ
2025-03-27 17:24:04
9
aronay.raya
Aronay raya :
አምላክ ይፋረዶም ንስኻ ለ ፅንዓት ይሀብካ ሓዉ ንዝሞቱ ለ ነብሶም አብ ገነት የንብሮም🙏 😭😭ጭካን ን ትግራዋይ መን አምሂርዎ?ትግራዋይስ ርሕሩሕ እዩ ነይሩ አዴታትና አያታትና ርሕራሐን ፈሪሓ አምላክን ጅግንነትን ፅንዓት እዮም አረኪቦምና!እምባአይ ካበይ መፀ እዝ ጭካነ😭😭😭
2025-03-27 18:43:29
7
gzemayjogro
ማይ ጆግሮ :
ከመይ ኢሉ ይጾሮ ኣሎ እዚ ኹሉ ስቓይ 😢😢😢ዝሞተስ ኣይርእዮ ኣይሶምዖ ዘሎ ዩ ዝኸፍኦ ዝብሃል ከምዚ ዩ 😢😢😢😢
2025-03-27 10:28:07
6
mulugeta.hadish7
Mulugeta Hadish :
ኣኻእሎ ይሃብካ ኣምላኽ ከም ግብሮም ይፍደዮም።
2025-03-27 08:49:24
5
selamawi73
ወዲ ሃይለ 💙። :
ልዕሊ ዝሰብ እዚ ዝተበደለ ኣይራኣኩን ።
2025-03-27 10:20:47
4
mahammedgine
salih 1975 :
እንታይ ዝበለ ጭካኔ ዶ ክንብል ድንቁርና ይገርም ተጋሩ እንታይ ትኾኑ ኣለኹም
2025-03-27 11:22:47
4
user4157686036725
የኤርትራ ልጅ :
ጽንዓት ይሃብካ ሓወይ ንዝመቱ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንጸላእትኻ ከኣ ሓያል ይፍጠረሎም
2025-03-27 10:41:24
3
shek.tesfay8
Son of king 🇪🇷🫶🇦🇺 :
ሕጂ ንስኻ እንታይ ትገብር ኣለካ የለዊን ዲዮም ኮይኖም እቶም ዝቀተልዎም ወላ እንታይ
2025-03-27 10:39:10
3
user8973757
Eritrea n eritrawyan :
Tegaru aytkrebuna nblekum sk eilna aykonan hasadat ajoka hawey xnat yhabka fetari😳
2025-03-27 14:03:00
3
user3261733493537
user3261733493537 :
ho my GOD.....be strong is heart breaking
2025-03-27 17:01:12
3
deju952024
Deju ስናይፐር ካሚካዘ 💙09/5/2024🤬 :
ሽት። ከምዚኣ ኢያ ተስጋኣኒ 😡🤔 😡🤔
2025-03-27 11:30:52
3
mymam215
ሶሲ Love :
ካብ ሕሱም ሰብ ኣድሕነና ኣምላኽ ኣቦይ 🥺🥺🥺ጽናዓት ይሃብካ ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
2025-03-27 08:33:29
2
asmera662
ሳሚ ሳሚ :
ከብደይ በሊዕኒ ብውሽጡ እህ እህ እንዳበ እዩ ድዛረብ ከቢድ ጓሂ 😢😢😢 ሕጂ ግን ጓል ረኪቡ ወሊዱ ኣሎ ብኦኦም ይተሓጎስ 😢😢😢😢
2025-03-27 20:23:27
2
22amaretadele0
22amaretadele0 :
ፅንዓት ይሃብካ ሓወይ ታማ ሕማቅ ግዜ
2025-03-27 17:35:00
2
sfml454545
@@@@@@ :
kebid eu😭 gn xnat yhabka hawey natey nsdraka ka bsemay yqebelom.
2025-03-27 10:13:33
2
allwaysbehappy21
User Feb 29/202-✍️MH🥰🙏🏻LODM :
Soooooooo painful😭😭😭😭
2025-03-27 13:54:58
2
dolfin.red.sea
MOSSAD EBR :
ብደቂ ዓዱ ስድርኡ ዝስኣነ መንእሰይ ጨካናት ፍጥረት እኹም ግን ባይዘወይ ንዕኡ ውን ሞይቱ ኢሎም እዮም ገዲፊፎሞ😥😥😥😥😥😥
2025-03-27 11:24:28
2
rhawafe
rahawa brhane :
eway hawey 😭😭😭😭
2025-03-28 09:46:53
2
baka33192
Baka ቼላው 💙 :
ቤዛኹም መን እዮ ከምዚ ዝገብርሎ። ማለተይ የተረደአኒይ
2025-03-27 19:28:51
2
.f72444
Ñêẅ Ĺîfê 😊 :
ኣቤት ጭካነ😭😭
2025-03-27 14:36:13
2
user8230386121861
ኩሉ ኪሓልፍ ኢዩ :
ኢንካዕ ትጉራዋይ ኣይ ኮንኩ
2025-03-27 12:07:08
2
1115roba
Řøbă :
ፅንዓት ይሃብካ ካብዚ ይመሓረና ጫፍ ጭካነ...
2025-03-27 19:20:55
2
user9102101158729
LELANA QUEEN :
ahhhhh 😭😭😭😭😭
2025-03-27 14:26:39
2
mehretmhret
🥰🥰🥰🥰🥰💚💚💚💚 :
baelu eyu qetilwom
2025-03-27 08:02:36
2
adwoaagyei775
ሰሊና :
አይ ዛ ዐለም አረመን 😭😭😭😭😭
2025-03-27 10:36:22
2
16hyabey
رمضان كريم رشيد 404 :
ኤርትራዊ ድዩ ዝቅተልዎ ዘለዉ ወይስ ትግራዋይ ዩ ብዝኮነ መስኪናይ ኣክእሎ ይሃቦ ፈታርይ ኩኒያት ጨካን ዩ
2025-03-27 11:23:24
2
diegeileaus47
ናበይ ኢና ንከዶ :
ዋይ ተጋሩ ዘርኢ መርገም ንስኩምሲ ካብ ሰብ ኣይኮነን ፍጥረትኩም ገርምኒ 😏😏😏
2025-03-27 12:50:52
1
www10383
@ Joni Habesha🤝 :
ተበዲልካ ሓወይ ሓዚነ። ጽንዓት ይሃብካ😭😭😭 ህዝቢ ነዚ ክሕግዞ ይግባእ🥰
2025-03-27 13:21:11
1
harnetharu7
haru wedi asmera 👑 🦁 :
Kitqibelo kebid zkone agatami sorry for your loss man 😭
2025-03-28 13:15:17
1
ansaralah.w.w.w
ansaralah w.w.w :
ክርስቲያን ሕጊይ ዓለም እበር እጊይ ፈጣሪ የይቡሉን ዋላ እቲይ መጽሓፎም እዉን ቅተል ሕረድ ኢዩ ዝብል ስለዚይ ኢዩ ዝጫኻኹኑ
2025-03-27 19:28:46
1
welduhaben
welsh :
መን እዩ ቀቲልዎም? ፀንዓት ይሃብካ
2025-03-27 19:53:17
1
shewit.bigan
shewit bigan :
ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ
2025-03-29 02:55:45
1
user8484728219111
G^2~Tse :
ፅኑዕ ሰብ።።።ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓወይ
2025-03-28 13:11:05
1
sol78958
Sol Cake :
ፅንዓት የሃብካ
2025-03-28 07:02:55
1
gize8863
ደቀይን👩‍👦‍👦💖ኣደይን🤱💝👑ዓለመይ :
በስምኣም ምስኪናይ😭💔😭
2025-03-27 12:36:12
1
sk109181
እምነት🎀 :
እግዚኦ ማሓረኒ ክርስቶስ😢
2025-03-27 17:00:46
1
To see more videos from user @kahsaykidane2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About