@mahder83: ግድላት ሰላሕታ ወራር ዝፈትሖ ተሳኢኑ! ህዝባዊ ግንባር ኣብ መዋጥር (ክባ) ብሰራዊት ደርጊ ኣትያ! ብዙሓት ብርጌዳት ኣትየን መስዋእቲ ጥራይ ኮይነን ፍጹም ነቲ ግድላት ዝብድህ መራሒ ተሳኢኑ እቲ ኣብ መገሻ ኣብ ዓዲ ጣልያን ዝነበረ ወዲ ሰለሙን ንሱ ጥራይ እዩ ክፈትሖ ዝኽእል ተባሂሉ ብቅልጡፍ ክመጽእ ጸዊዐሞ!
መጉሽኡ ኣወንዚፉ ከይደንጎየ ናብ ሜዳ ተመሊሱ ሓመድ ከይነገፈ ካርታ ቅዲ ኩናት ኣውጺኡ እዛ ብርጌድ ብሸነኽ ጸጋይ ተጥቅዕ እዛ ሓንቲ የማን ታንክታት ንቅድሚት ኢሉ ሬድዩ ሄሎው ሒዙ ነቲ ኩናት ባዕሉ መሪሑ ፈሪሱ ዝነበረ ድፍዓት ኣብ ሳልቲ መሊሱ ካብ ምሉእ ህዝባዊ ግንባር መራሕቲ ጸላእቲ ርሑቕ ኣባሪሩ! እቲ እንኮ ንግድላት ፎርሙላ ሰላሕታ ወራር ዝፈትሐ መራሒ ተባሂሉ ብሰራዊትን መራሕትን ህዝባዊ ግንባር ብዙሕ ወደሳን ምስጋናን ረኺቡ ንህዝባዊ ግንባር ድማ ካብ ናይ ምድምሳስ ዕጫ ኣድሒ ዳግማይ ትንፋስ ዘሪእላ።
#ፊልድ_ማርሻል_ጴጥሮስ_ሰለሙን🦁🤍🌟#habeshatiktok#tigraytiktok#logochiwa🕊️#eritreantiktok#
ABRAHA AL-ASHRAM🐘
Region: GB
Saturday 29 March 2025 00:54:53 GMT
Music
Download
Comments
ኤርትራ 1962 :
ንሓደ ሰብ ዋላ እንተ ጸላእካዮ ነቲ ዝገበሮ ጅግንነት ከተጸልም ካብ'ዚ ዝከፍእ ዑሱብነት የለን ከዳዕ ኩሉ ግዜ ሓተላ ግለት እዩ
ፕ/ት እሰያስ ጅግና ኤርትራዊ መራሒ እዩ
2025-03-29 05:10:30
50
Fetawit Aboa 🌏👑❤️ :
Fedel Marshall pertos Solomon 🥺👑
2025-03-29 01:09:06
27
bini man :
ንጴጥሮስ ዘይትኸውን ሃገር ክትፈረስ እዪ ዘላዋ
2025-03-30 00:01:37
5
Free Eritrea :
Jegina 👑👑
2025-03-29 06:36:13
2
ናደው 88🇪🇷🇪🇷Assab port🚢⚓🛳️ :
ኣድሓርሓርቲ ! ሃደምቲ ! ኸድዓት ! 3ይ ወራር (2000) ግን ብኣካል ኢና ርኢናዮ ባረንቱ ንሕውሓት ደው ዘበላ ምስ ስራዊቱ ።
2025-04-01 13:34:21
2
ትግርኛ🔜🕎 :
Our Hero 🦁 Field Marshal Petros Solomon
2025-03-30 14:53:52
2
Pure Eritrean can't replace US :
💙💙💙🥰🥰🥰isyias dictator has destroyed our heroes
2025-03-29 07:13:48
4
maties36 :
Exactly 👍 Esias is danger ‼️Peter is the hero of our country
2025-03-29 06:43:40
4
ኮብራ🐍 :
እዚ ኩሉ ተጋዲሎም ባዕሎም ብዝሃንደስዎ ባዕሎም ብዝፈጸምዎ ታሪኽ ሕጂ መን ይሕበነሉ ኣሎ ንነብሶም ውሕስነት ዘይፈጠሩላ እንታይ እዮም ይሓስቡ ነሮም እንታይ እዩ የዕንዘዝዎም 🤔 ኣነ ዝገርመኒ
2025-03-29 17:18:19
3
ሮቤል ዘ-ሃገረ ሓማሴን🦅 :
መፍትሕ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ኢድ ወዲ ሰለሙን ኢያ ነይራ🥰🥰🥰
2025-03-29 09:29:21
3
Robi wedi koday :
ወዲ ሰሌ🔥
2025-03-29 13:42:41
2
ሓማዊ ❤️❤️🇬🇧 :
ወዲ ሰሌ ጎይታ ኩናት ንጅግና ዘይትኸውን ሃገር
2025-03-29 06:12:10
2
ድምጺ ቐታሊት ብርዒ ✍️ :
ማርሻል ጅግና ✌️🥰
2025-03-30 06:13:53
2
ደንበላስ 🌾 7🤴 :
ወዲ ሰለሙን🥰❤
2025-03-29 02:15:51
2
Murad_art12 :
wedi solomon 👑 hero revolution
2025-03-29 01:31:06
3
ኦሪት 🍀🌽 :
Anabs bi wekaruya kieseru eko 2 mot eyu
2025-03-29 16:42:24
1
ፊሊ Love❤️🇪🇷 :
ኣየ ናይ ገዛና ነገር ዘይውዳእ
2025-04-01 21:43:40
1
GOD is always with me::mmm :
king wedi solomn aahhhhhh mewaxo yfter amlak edmen tenan abti zelekayo xelmat........
2025-03-29 12:55:12
2
NOBODY CARES :
Marshall Peter De King Aya Eritrea 🥷🫡
2025-03-29 01:00:05
10
Gebar ( wedi gebar ) :
6ይ ወራር ውን ኣብ ሜዳ ኣይነበረን
2025-03-29 02:41:29
2
Alye 👸💫🦋📲 :
Ezi inet mesgedelat halifu ab esrbet alo 😢
2025-03-29 03:54:56
1
Tigre 🐅 :
Fedel Marshall pertos Solomon 🥺👑
2025-03-29 07:38:11
1
yonn :
@yonn:ወድ ሰሎሞን፡ ዑቅበ፡ ብርሃነ፡ በራኺ፡ ሸሪፎ፡
ድሩዕ ብኢሲያስ ታኣሲሮም ክትሰምዕ ዓሰርተ ሞት
ሕጂ ነዚኦም ዘይትኸውን ሃገርሲ ምስ ኢትዮጵያ ዋላ ዘይትሕወስ
2025-03-31 20:04:48
0
user3186136986314 :
ወዲ ሰለሙን ጂግና መሃንድስ ኪናት
2025-04-25 13:50:58
0
4 :
ኩሎም እቶም ኣለው ዝብሃሉ ጀጋኑ ናይቲ ግዜ ተጋድሎም ዘጋደሉ ጀጋኑ ኩሉ'ነገረ ክኾኑ ዝኽሉ ዝነበሩ ንህዝብና። ንኩሎም ከም ሓንቲ ዓባይ ገሪብ ንኩሎም ጸንጽልዎም እዩ።
ናይዚ ኩሉ ውጽእት'ካ ህዝብና ስደተኛታት ክንከውን ተፈሪድና።
2025-03-29 07:58:58
0
To see more videos from user @mahder83, please go to the Tikwm
homepage.