Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@tantan.2932: 𝐃𝐚𝐰𝐢𝐭 𝐄𝐲𝐨𝐛🤞💯 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habshatiktok #fpy #viralvideos #fpyシ #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #fpyシ @ℬℯ𝓉𝒾ℰ𝓇ℯ𝓎❤︎︎👸🏽🕊️ @ጽንብላሊዕ🦋
𝄞𝐓𝐚𝐧𝐭𝐚𝐧 🎭♠️
Open In TikTok:
Region: LY
Saturday 29 March 2025 12:46:24 GMT
386325
39443
1420
2783
Music
Download
No Watermark .mp4 (
3.41MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
2.34MB
)
Watermark .mp4 (
5.89MB
)
Music .mp3
Comments
TOM :
ሰልክ ደልይንይር አይትህብብሮንን ስልዝፍተው ከድወልል ድልንይር 🙏🙏🙏🙏🙏
2025-03-29 16:04:04
11
qeran :
ኩሉ ኤርትራዊ ኣዲኡ ኢያ የዕብያቶ ኣቦታትና ዳኣ ኣበይ ከርክቡልና ምስ ሻዓብያ ክሕኩሉ
2025-03-29 23:51:17
41
SEQUoia :
comedy always come from dark times .
2025-03-29 17:30:55
315
Christ‼️ :
ሓሊፉ ክትዛረቦ ጡዑም እዮ 😔
2025-03-29 17:25:31
413
Kaleb :
አደታት ትግርኛ ንዓና ንደቀን ንምዕባይ ዝኽፈልኦ ዋጋ መግለፂ የብሉን::ስርዓታት ደርግን:ስርዓታት ህወሓትን ሻዕብያን ንህዝብና ኣብ መገዛእ መሬቱ ገሃነም እዮም ፈጢሮምሉ::
2025-03-30 05:27:26
48
@Gorogora-Meara :
ኣነ ኻዓ ኣይተዓደልኩን ብጽፍራ እያ ኣዕብያትኒ ክብል ተዝኾነለይ ከመይ ምተዓደልኩ😥😥 ብዕሸለይ ስኢነያ😊
2025-03-29 21:51:45
81
1%🪫 :
me too
2025-03-29 17:43:16
127
ሞናሊዛ ሰበረ 🇪🇷💚ሃኒተይ🌿ዓሪተይ🌿ብረይ :
እቲ ጎደና ኢና ደይ ወጸናዮ እምበር ኣደይ ናዓይ ዕድሚኣ ኩሉ ንእስነታ ኢያ ዋጋ ከፊና ኣቦን ኣደን ኮይና ይዕቢያትና ኣደይ ንዓይ ዓለመይ ኢያ 😢🥺😢
2025-03-30 01:26:14
17
Estif Amanios :
እቶም ጅግና ኣደ ዘዕበየትና ብዙሓት ምንእሰያት ደቂ ሰበይቲ ክብሉና ከለዉ ኣፍልብና ክነፍሕ ኣለና ግን ደቂ ሰበይቲ ዘብለና ሕማቅ ብህርያት ክህልወና የብሉን
2025-03-29 20:30:50
26
2 pac 👁️👁️⚡ :
ዋውውውው ዳርጋ ኩሉ ኤርትራዊ አዩ ኣጀኻ ዳዊት 🥰🥰🥰
2025-03-29 14:58:48
50
Joss UPⓂ️🇧🇻🇨🇭 :
ኹሉ ኤርትራዊ ብጽፍሩ
2025-03-29 18:47:40
24
ተስፋ 😔 :
ናተይ ናብራ ኢዩ ይሕሊፉ ካብ ዳዊት ተፍልየኒ ግን ኣደይ ቀልጢፈ ኢየ ሲኢነያ 😢
2025-03-30 01:19:23
12
nakfa 🇪🇷✍️🫡 👈 :
ኩሉ ሰብ ዩ ከምኡ ኣደይ ውን ንዓይ ማራ ያ ዋጋ ከፊላ ኣብዚ ኣብጺሓትኒ ክብሪ ነደይ ክብሪ ንኹለን ኣደታትና ክብሪ ንኹሎም ስድራና❤️❤️❤️😍😍😍😍👏👏👏
2025-03-29 18:35:01
285
ከም ድላየ✨🦋✨ :
ድኽነት ዓይኑ ይጥፋእ😏
2025-03-29 17:02:12
31
መ'ር ኣሚት 🥷 🌗 :
ዝበዝሓ ኤርትራዊ እዚኣ እያ ሂወቱ ብዘንኪ ኰናት ወዲ ኰናት ክንደይ ህዝቢ እዩ ተጎዲኡ 🥺
2025-03-30 11:09:33
8
ማርያመይ ኣደ ጎይታ❤🙏 :
አሕ ድኽነት ወ ወያል 🙏🙏
2025-03-29 16:08:05
61
ቃንዛና በበይኑ እዩ💔 :
ድሕሪ ሽግር ዓወት ኣሎ ክብሪ ምስጋናንን ንኣምላክ🙏🙏🙏
2025-03-29 19:20:20
43
ሓየት ፃዕዳ(ሰበቡ)💊💊💊🇪🇹 :
ወዲ ራያ እየ ብጣዕን እኻ ትሚችዎን ሓዎይ 🥰🥰🥰
2025-03-29 20:04:04
28
รเﻮคเﻮ💥👀💎 :
ናይ ብሓቂ ከቢድ አዩ ማማ ቁዱሳን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ከምዚ ደርጃ ዝብጽሕትካ ምስጋና ይግብኣ አዩ ዳዊተይ🙏💜
2025-03-29 21:38:15
12
Nahom kebede :
ሓት ነዛ ኮሜንት ተንብቡ እዛ ታሪኽ ከምዛላታ ታሪኸይ እያ ቪድዮ ክሰርሓላ እየ እሞ በማርያም እምሕፀነኩም ላይክ ፈለው ክትገብሩለይ
2025-03-31 12:52:37
5
Mr.⚡ :
wow agelakxa 😭 ane kea kemaka eye bro tesfa ygebiri hade mealti ab hade dereja kbexh shiu kemzi natka gere kgelzo eye devo hawey
2025-03-29 18:40:45
19
Robel :
Ane wn kemzi nay Dawit hiwet eye abiyeeee. I love you 4Life mama❤️☝️
2025-03-29 23:45:58
18
Rasha (ራሻ) :
Best Teacher...
2025-03-29 14:54:51
35
MTB :
እዛ ጫማ የብለይን ኣነ ወዲ ድካ ኢየ, ኣደይ ኢያ በይና የዕብያትኒ ዒሚም ትብሉ ሰባት,ክንደይ ኣለዋ ጸጉሪ ቆኒነን ዘዕበየኦም ዳሕረይ ወዳ ፓይሎት ይከውን...
2025-03-29 17:19:00
22
To see more videos from user @tantan.2932, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#usa🇺🇸 #dailyvibe #sayhi #fyp #lonelygirl
Virgo ♍️ Tarocchi evolutivi #cartomante #tarot #letturetarocchi #oroscopo #virgo
Soporte magnético de succión, con giro de 360°. #viraltiktok #mexico #soporte #soportemagneticoparacelular #futurem
#pattie #Patricia #tina #pattie #Kats @PatriciaKatrina redmum❤️❤️ @wasswa Ashiraf @MUGAGGA CALTURAL TROUPE @JANE
🎧 : Thanks you allah - ( Wally seck ) #musiquesenegalaise #lyric #amour #Love #viral
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy