@neshnesh_show: 😂😂😂#neshneshtv #justforfun

Neshnesh show
Neshnesh show
Open In TikTok:
Region: DE
Thursday 03 April 2025 09:53:02 GMT
311382
15904
1641
1937

Music

Download

Comments

zeriga99
𝑳𝒏𝒗𝒊𝒔𝒊𝒃𝒍𝒆•𝒈𝒐𝒍𝒅✰ :
መን ኣሎ ከምዙ ከማይ ገና ከይጀመረ ዝሳሓቀ ወላዲተይ ሞይተ🤣🤣
2025-04-03 10:06:26
102
siemoji2
𝓨𝓞𝓓𝓐𝓝7💎💫 :
አዛ ትግራይ አኮ ገለ ከተስምዓና አያ🙄
2025-04-03 10:49:50
77
kalebwediaxum
ካሌብ ,𝙬𝙚𝙙𝙞.𝙖𝙭𝙪𝙢.🇺🇸💊 :
ሸጠጥሲ ሰብ ክተታልል ጀሚራ ኣብ ትግራይ 😭😂🤣
2025-04-03 10:18:00
18
..popkhal16
PØP*SMÕKÊ💨 :
ሰብአይ ኢካ አብ ሰለክለካ ኪድ ከሙ ተዛረብ 💀
2025-04-05 12:19:56
2
user6619669317754
ሓላል ወዲ ሸካ :
ዘመኑ እዩ ናይ ሰይጣን ምምላክ በጃኩም ኣየሰሕቅን ።ምከርዎም
2025-04-04 12:41:12
1
www.tiktok.comhale27
Hale G27 :
🤣🤣🤣
2025-04-04 04:24:02
0
user32015242281617
በመንገድህ ምራኝ ኣምላኬ :
😂😂😂😂😂😂
2025-04-03 22:45:18
0
berihuhargay
wedi hadgay :
o goyta akllo
2025-04-04 07:52:22
0
user8359872705380
ወዲ ስብሓት ኤፍሬም :
እቶም ዓዲ እዮም ዑቡዳት 😏😏
2025-04-03 10:00:38
379
tnshu97
🕷️🕸️Tnshuሺ24 🦂🕷️ :
ንሕና TDF ቡኡ ሓሊፍና ግን ምንም አይ ገጠመናን TDF ንዘልአለም ይንበር ቃባፅ TDF💪💪
2025-04-03 14:31:21
86
rut56348
Rut 🦋 :
ኢያሱ 24:15፤ ንእግዚኣብሄር ምግልጋል ክፉእ ኰይኑ እንተ ተራእየኩምሲ ንመን ከም እተገልግሉ፡ ነቶም ኣቦታትኩም ኣብ ክንየው ርባ ዜገልግልዎም ዝነበሩ ኣማልኽቲ ወይ ኣማልኽቲ ናይቶም ንስኻትኩም ኣብ ምድሮም እትነብሩ ዘሎኹም ኣሞራውያን፡ ሎሚ ሕረዩ። ኣነን ቤተይን ግና ንእግዚኣብሄር ኢና እነገልግል።
2025-04-03 11:32:23
30
tedi.yo75
tedi yo :
ኣብ ኤርትራ ተዝከውን ሲ ዘሕዝን ሕማቅ ስማዕ ጉድ ርኣዩ እንዳበልካ መቅረብካዮ ነሹ ወዲ ተንቤን።
2025-04-03 13:10:55
27
asmir425
asmir37👸 Gual bitew🦁👑 :
😳😳😳gud mexina lezeben amlak mhretka liek 🙏🙏
2025-04-03 10:03:56
26
mamiy.love8
ሳይሞን 🥷 :
ኣውረሮም ይምረሓና ትብሉ ተጋሩ 👍😂
2025-04-03 10:29:48
23
mg226780
ሙደኛ ወዲ እገላ🇸🇦🤴 :
መን ኣሎ ከምዙ ከማይ ገና ከይጀመረ ዝሳሓቀ🤣🤣
2025-04-03 12:54:08
18
meratdf3
Mera wk fam10 :
ሕ.ወ.ሓ.ት እሞ ናዩ ዘርኢ እዮም😄😄😄
2025-04-03 17:36:16
16
lul4500
Lul diamond 💎 :
kemxka u 😜😂😂
2025-04-03 09:56:38
15
nahomdc3
Arsenal 💙 :
ምጾታት በዛ ክልል እያ ክትቅልቀል 😂
2025-04-03 20:19:25
11
meley697
ፓስተር ሰላም :
ካብ ደብረጼን ዳኣ ይሕሾም 😂 😂😂😂😂
2025-04-03 11:50:06
10
143denu
ዲና-ጋል ማዘራ👸🦋 :
🤣ኣብረሮም ኢዪ ሽሙ ኢለሞ😂😳
2025-04-03 10:05:56
10
bsegalkeshi
Bዬ👑የማትበገር ጀግና ሴት💪🦅😘 :
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭😭
2025-04-03 12:49:57
9
user4594236448831
ጋል ትግራይ :
ፈጣሪ ይቅረ ይበለና ጥራይ😢😢😢
2025-04-04 02:21:38
7
user01865u
ሰራየ ዓደይ ዓዲ ጣፍ ስገም 🌿🌿🌾🌾💚 :
ስይጣን ዕቡድ ከድኣ 😁🤣🤣🤣🤣
2025-04-03 10:30:45
7
netsi9942
እነኩም ሽሕ ዓመት ትምበረልኩም 🌍💯💥😘🎆 :
ክንደይ ፀላእቲ ኣጥሊቁ እዩ 🤣
2025-04-03 11:37:58
7
sebey286
መርከብ🥰😇✥ :
There is something wrong with my Tigray😩
2025-04-03 12:59:10
6
anointing838
§@f®@፺ ✨🦋(ጓል ጻጸ) :
ኣብ ኩሉ ምድሪ ሓበሻ ኣሎ እዩ ሰብ ክዛረበሉ ስለዘፍርሖ ጥራይ እዩ ዘይዛረበሉ እምበር ሓድሽ ነገር ኣይኮነን።ደቂ-ሕድርትናን ካልኦትን..... እናበሉ ዝዛረቡሉ እንድኣሉ።ብኸምኡ ኢና ኩሉ ግዜ ጎይታ ተቀበሉ ንብለኩም።
2025-04-03 10:44:25
6
heri2522
Heri :
ኣብሮሮም እዩ ከኣ ሹሙ ኢሎሞ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
2025-04-03 10:32:47
5
rakilovely_
Raki sweet😭😭😭 :
Omg 😳
2025-04-03 12:09:26
5
kdsanyeabyo
ቅድስቲ🧕🏼✝️❤️ :
እቶም መራሕቲ ሃይማኖት እንታይ እዮም ዝኾኑ ዘለው ግን ምሕረትካ ለኣኸልና😭
2025-04-03 16:44:38
5
galdc12
𝐌a𝐠i_𝐠a𝐥_𝐀r𝐬e𝐧al :
ኣምላኽ ኣቦይ ክፊእ ኸየስማዕኻ ዉሰደኒ
2025-04-03 16:19:02
4
meseret.4
ወዲ ጾሮና💙💪 :
ኮሞንቲ ብድንግላ ናይ ሳሌም ደርፊ ኣጋቢዘካ ኣለኩ ነሹ ኣብሎ ድርግም ብጎለይ ኮይነ እየ እምበር ከንደይ ከ ይጥዕም😁😁😁
2025-04-03 10:02:52
4
user66341740807801
EE :
እዙይ ዝሰማዕኩም መራሕቲ ሃይማኖት እንተሃሊኩም ነቲ ከባቢ ናይ ሃይማኖት ትምህርቲ እና ግንዛበ ክረክቡ ግበሩ ማሕበረሰብ እና ትውልዲ ብከምዚ ዝበለ ኣጉል እምነት ንከይጠፍእ ን ቀሺ ዝኣክል ከምዙይ ዝበለ እምነት ምርኣይ ማለት ብጣዕሚ እዩ ዝገርም
2025-04-03 13:13:13
4
tiravolo.com
Eritrea.com 🌋 :
ናይ ኤርትራ እንተ ትኸዉን እዛ ጉዳይ ካልእ ምስ በልኩም👍
2025-04-04 11:57:09
5
haftom381
Haftom :
ክመፀእካእየ ክሳድካ ክጠዌካእየ
2025-04-03 13:56:28
4
luli01347
Luli💙 :
ሸይጣን ዕቡድስ ስብ ክሕዊ🤣🤣🤣
2025-04-03 10:25:49
4
merafi23
Sundu🦋👸🦋 :
በስመ ስላሴ ኣምላክ ኣቦይ ይቅረ ይበለና 🤔😭
2025-04-03 20:41:55
3
user5135455916176
user5135455916176 :
ዝወለደን ዝዘርአን ዝበሃል ኮይንዎም ፍርሒምበር ኣምልኾካ ኣይኮነን ግን ካብዙ ጭንቂ ንምግልጋል ሓገዝ በዓልሞያ የድልዮምዩ
2025-04-03 10:28:02
3
user324365591323
kisnet Negasi :
yes
2025-04-04 05:01:30
3
john.habesha6
JOHN HABESHA :
አረ ግደፉ ናብዘይኮነ መንገዲ አይትውሰድዎ አቦና ኢና ንብሎ እምበር አይነምልኾን አዚ ቪድዮ አውርዶ በጃኻ 😭🙏🙏🙏🙏
2025-04-03 12:22:03
3
munamohammed02
Muna Mohammed Official :
Exactly 😔👏
2025-04-03 19:10:12
3
getachewtesfay585
👊 gecho ☦️☦️☦️💊💊💊 :
😁😁😁😁😁😁ኣረ ገለ ክንርኢ ኢና
2025-04-03 10:49:53
3
ebayasedega
ትወዓ :
እንተ ዝሕዊ ነሩ መጀመርታ ነዐን መሐወየን ነሩ
2025-04-03 11:05:09
3
bzetawit_12
✞︎ ኣኽሱማዊት :
ጠፋእና ኣረ ኣፍቲ ዓዲ ዘሎኩም ዓዲ ቀይሩ መጠሻ ክንህበኩም ኢና ወይ መፅሓፍ ቁዱስ ኣብ መደቀስኩም ገርኩም ደቅሱ በይዛኹም
2025-04-03 21:24:36
3
haftom981
hafi.ዩናይትዳዊ(ቡሩኖ) :
በይዛኩም ተጋሩ ኢና ኣይትበሉ ዘይዛኩም ኣይትለክሙና
2025-04-03 11:37:07
3
faniaesenal
fani wedi forto 🤍🇺🇳🤍 :
ሓቆም እዮም ወላ ኣብ ዓድና እሰያስ ዝበሃል ነይሩ ምሸት ምሸት ድራርን ንህቦ ኔርና እንተዘይህብናዮ ከኣ ማዕጾና ይሰብሮ ነይሩ
2025-04-03 11:38:41
3
mukurgere
ngus nebsu🫅 :
ኣታ ወዲ ኣይንኣምኖን ዘይትፈልጦ ነገር ኣይትዛረብ
2025-04-04 09:30:51
2
niusey25
𝐍𝐚𝐞𝐥 ንኡሰይ♬♪☆🎙 :
ነሹ ቦጅባጅ 😂
2025-04-03 09:58:00
2
user5257868637702
deju :
ኣብ ሰለኽለኻ እዮም ከምኡ ዝብሉ
2025-04-03 14:36:37
2
1yoniragner
👑⚔️ ታናሹ ⚔️ ragner👑👑 :
ባይ ካውኡ ቤተክርስትያን ትስዕሙ ትፅሉዩድዩ
2025-04-05 17:08:57
2
tekar.lbi
LEWHATEY👸 :
😁𝑠𝙝𝗲𝘁𝑎𝑛 𝗲𝒘𝑑 𝑠 𝘻𝑎𝘣𝗲𝑑𝗲 𝑦𝙝𝒘𝘪 😁🤭
2025-04-03 11:26:05
2
danieldaniel2386
arsenal :
enty eyom zblu zeleu ezom dekiy adik
2025-04-04 11:32:12
2
gzegze01
ጀላዐይ :
ኣብዛ ጥቃና ኮኖም ክልኩሙና እዮም
2025-04-03 10:12:34
2
To see more videos from user @neshnesh_show, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About