@hbp42swhbaiu05:

hbp42swhbaiu05
hbp42swhbaiu05
Open In TikTok:
Region: US
Monday 21 April 2025 02:30:06 GMT
197
2
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hbp42swhbaiu05, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሰላም ገነት መእተዊ ግብሪ ኣለካ ዶ ኣለኪ ዶ ?! ኩላትና ገነት ክንኣቱ ንደሊ ኢና !!! ግን ገነት ከእቱ ዝኽእል ግብሪ ኣለና ዶ ?!  ንሎሚ'ስከ ኩላትና ነብስና ንሕከኽ ኣነ ገነት ክኣቱ እደሊ'የ ግን ጽቡቕ ግብሪ የብለይን ብኸመይ'የ ደኣ'ሞ ገነት ክኣቱ ?! ዝበዛሕና እኽሊ ከይዘራእና ኢና ምሩጽ እኽሊ ((( ክንዓጽድ ))) ንደሊ እዚ ግን ተራእዩ ዘይፈልጥ ተርእዮ'ዩ ዘይዘራእካዮ መቸም ኣይትዓጽድን ኢኻ ።  እንታይ ንምባል'የ ብዘርኢ መሲለዮ ዝበዛሕና ሕማቕ ክንገብር ውዒልና ሓዲርና ኣምላኽ ኣቦይ ኣብታ ሰመያዊት መንግስትኻ ኣምብረኒ ሓደራኻ ንብሎ ግን ብኸመይ ?! ዘይዘራእካዮ ዶ ትዓጽድ ኢኻ ?!  ገነት ክንኣትዋ እንተደኣ ኴና ((( ኮይና ))) ሎሚ ኣብ ምድሪ ከለና ከእትወና ዝኽእል ግብሪ ክንገብር ኣለና  ስለዚ ጽባሕና መታን ክደምቕ ሎሚ ጽቡቕ ግብሪ ንግበር !!! ኣነ ከምዚ ኢለ ክጽሕፍ ከለኹ ሓጥያተኛ ሰብ'የ ግን ከኣ ውሽጠይ ጸሓፍ ኢሉ ስለ ዝግድደኒ'የ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተኒ ኣሜን ፨።፨። እዛ ጽሕፍቲ ኣንቢብኩም ምስ ወዳእኩማ እንተወሓደ ናብ 10 ትፈትውዎም ሰባት ስደዱሎም ። ጸሓፊ ሜሪ ንጹር ዕላማ #habeshantiktok #ደምበፍትሒapps #nhamedu🤴👸💪💙 #brgednhameduብርጌድንሓመዱ✊🏿💙 #ንጹርዕላማ

About