@bettty0917:

Bettty0917
Bettty0917
Open In TikTok:
Region: TW
Sunday 27 April 2025 06:20:26 GMT
764
40
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @bettty0917, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እዘን ዝስዕባ እንተተጠቒምካ ዘይተፍቅረካ ኣብነት የብላን ። . . ቃላት ምርግጋጽ ፦ ምቁርን ቅኑዕን ቃላት ምስማዕ ትፈቱ ፣ ናእዳን ምድናቕን ምትብባዕን ንዓኣ ብዙሕ ትርጉም ኣለዎ ። እዚ እንተጌርካ ቀጥታዊ መልሲ ዝመጸካ ካብኣ ፦ ንዓይ ብዙሕ ትርጉም ዘለካ ዓይነት ወዲ ኢኻ ክትብለካ እያ ። ተግባራት ኣገልግሎት ማለት (ህያባት ) ነገራት ይዕበ ይንኣስ ክትገብረላ ከለኻ ልዑል ፍቕሪ ይስምዓ ወይ ውን ንኣሽቱ ናይ ሓገዝ ተግባራት ወላ ግበረላ ብዓይኒ ፍቕሪ ስለ እትርእዮ ከም እትሓለየላን እተፍቅራን እዩ ዝስምዓ ። ካብኣ እትረኽቦ መልሲ ክኣ ከም ብዓል ንስኻስ እንቋዕ ናተይ ኮንካ , እንቋዕ ረኸብኩኻ ዝብሉ ናይ ቃላት ፍቕሪ ይመጸካ ። ኣወሃህባ ግዜ  ንሳ እቲ ትፈትዎ ቋንቋ ፍቕሪ እቲ ዘይተመቓቐለ ኣቓልቦኻን ከተዕልለካ እንከላ ብምሉእ ኣድህቦኻ ክትሰምዓ እንከለኻን   እዩ ። ምስኣ ምህላውካ ወላ ዘዘናግዕ ነገራት ኣይሃሉ ናይ ብሓቂ ኣብታ ህሞት እቲኣ ሕጉስቲ እያ ። ኣካላዊ ምትንኻፍ  ምሕቋፍ , ኢድ ምጭባጥ ወይ ልኡም ምትንኻፍ  ንዓኣ ዓቢ ውሕስነትን ፍቕርን ከም ዝስምዓ ይገብራ ። ቀጻሊ ደገፍ  ተኣማንነትን , ቅንዕናን ሕልምታታ ወላ ኣብ ሕማቅን ጽቡቕን መዓልታት ከይተረፈ ምሳኻ ክትከውን ትመርጽ ቀዳምነት ትሰርዓካ ። እሙንን ቅኑዕን እንተኾንካ  ትኣማንነትን ቅንዕና ምርግጋጽ ዓሚቕ ድሌታታ እዩ ። thanks for reading if you like it please share,like ,follow , copylin#📚📚📚📚📚📚📚📚📚mexhaf sdetena

About