@unicmemo_official: The moment of surprise — so simple, yet unforgettable. #unboxing #mysterybox #giftideas #creativegifts #uniquefinds #surprisebox #cutegifts #aestheticgifts #SmallBusiness #giftinspo #birthdaygiftideas #trendingnow #viralproducts #shoppinghaul #giftboxideas#unicmemo

UnicMemo
UnicMemo
Open In TikTok:
Region: US
Tuesday 29 April 2025 03:57:16 GMT
237
5
0
19

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @unicmemo_official, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዝቐፀለ ግፍዒ ሕዋነ ማይነብሪ 💔 ​ሽሙ ሓየሎም ገብሩ ይበሃል፤ ተወላዳይ ወረዳ ሕንጣሎ፣ ጣብያ ማይነብሪ፣ ቑሸት ዓዲ ኪናዋ እዩ። ​ሓየሎም ነበር ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ (TDF) ኮይኑ፣ ብዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማይነብሪ ብዝነበረ ናይ ለይቲ ግፋ፣ ካብ ገዛኡ ተገፊፉ ናብ ዓዲጉደም ተወሲዱ። ኣብቲ ዝፀንሐሉ ዓዲጉደም፣ ነቶም ሰራዊት «ቃልሲ ዘይተርፈኒ እንተኾይኑስ፣ ናብቲ ዝነበርኩሉ ሰራዊት (ኣርሚ) ኣረክቡኒ» ኢልዎም። በዚ ምኽንያት እቲ ዝተልዓለ ክትዕ፣ እቶም ሰራዊት «እዚ መንእሰይ እዚ ኣየስርሓናን» ብምባል ንኸወግድዎ (ክርሽንዎ) ክመያየጡ ሰሚዕዎም። ​ንሱ ድማ ስለዝተናደደ፣ «እንታይ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም፧ ይሰምዓኩም እኮ ኣለኹ! እንታይ ስለ ዝገበርኩ እየ ክውገድ ዝግብኣኒ፧» ኢሉ ተኻራኺርዎም። ኣብ መወዳእታ ተኲሶምሉ፣ «ሞይቱ» ብምባል ድማ ገዲፎምዎ ኸይዶም። ​ድሕሪ ፅንሕ ኢሉ ኣኮኡ ናብ ስልኩ ክድውል ከሎ፣ እቲ ስልኪ ካልእ ሰብ ኣልዒልዎ። እቲ ኣኮኡ «እንታይ ኮይኑ እዩ ባዕሉ ዘየልዕለለይ፧» ኢሉ ምስ ሓተተ፣ እቲ ስልኪ ዝሓዘ ሰብ ድማ «ተወቒዑ
ዝቐፀለ ግፍዒ ሕዋነ ማይነብሪ 💔 ​ሽሙ ሓየሎም ገብሩ ይበሃል፤ ተወላዳይ ወረዳ ሕንጣሎ፣ ጣብያ ማይነብሪ፣ ቑሸት ዓዲ ኪናዋ እዩ። ​ሓየሎም ነበር ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ (TDF) ኮይኑ፣ ብዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማይነብሪ ብዝነበረ ናይ ለይቲ ግፋ፣ ካብ ገዛኡ ተገፊፉ ናብ ዓዲጉደም ተወሲዱ። ኣብቲ ዝፀንሐሉ ዓዲጉደም፣ ነቶም ሰራዊት «ቃልሲ ዘይተርፈኒ እንተኾይኑስ፣ ናብቲ ዝነበርኩሉ ሰራዊት (ኣርሚ) ኣረክቡኒ» ኢልዎም። በዚ ምኽንያት እቲ ዝተልዓለ ክትዕ፣ እቶም ሰራዊት «እዚ መንእሰይ እዚ ኣየስርሓናን» ብምባል ንኸወግድዎ (ክርሽንዎ) ክመያየጡ ሰሚዕዎም። ​ንሱ ድማ ስለዝተናደደ፣ «እንታይ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም፧ ይሰምዓኩም እኮ ኣለኹ! እንታይ ስለ ዝገበርኩ እየ ክውገድ ዝግብኣኒ፧» ኢሉ ተኻራኺርዎም። ኣብ መወዳእታ ተኲሶምሉ፣ «ሞይቱ» ብምባል ድማ ገዲፎምዎ ኸይዶም። ​ድሕሪ ፅንሕ ኢሉ ኣኮኡ ናብ ስልኩ ክድውል ከሎ፣ እቲ ስልኪ ካልእ ሰብ ኣልዒልዎ። እቲ ኣኮኡ «እንታይ ኮይኑ እዩ ባዕሉ ዘየልዕለለይ፧» ኢሉ ምስ ሓተተ፣ እቲ ስልኪ ዝሓዘ ሰብ ድማ «ተወቒዑ "ሞይቱ" ኢሎም ገዲፎምዎ ኸይዶም፤ ግን ብሂወት ኣሎ። ቤተሰቡ እንተኾይንኩም፣ ብቕልጡፍ ሕክምና የድልዮ እዩ» ኢሉ መሊሱሉ። ​ሽዑ እቲ ኣኮኡ ኣብቲ ከባቢ ብቐረባ ንዝፈልጦም ሰባት ደዊሉ ንኽልዕልዎ ሓቲትዎም። ብቕልጡፍ ናብ ሆስፒታል ዓይደር ሪፈር ተባሂሉ ድማ ተወሲዱ። ብቅድሚ ትማሊ መጥባሕቲ (ሰርጀሪ) ተገይሩሉ እዩ፤ ሕዚ ክዛረብ ኣይክእልን። ብዙሕ ደም ስለዝፈሰሶ ድማ ብህይወት ናይ ምትራፍ ዕድሉ ኣብ ሕቶ ምልክት ወዲቑ ይርከብ። ደዊልኹም ናብቲ ቑሸት ተረጋግፁ ትኽእሉ ኢኹም።

About