@blkcosmetics: our non-negotiable summer essential, the invisible sunscreen primer 🌞 #blkcosmetics #fyp #makeupph

blk cosmetics
blk cosmetics
Open In TikTok:
Region: PH
Saturday 10 May 2025 09:07:49 GMT
103703
1387
10
87

Music

Download

Comments

yunamotoh
yuna🍀 :
paano mag affiliate
2025-05-10 15:09:10
1
sinigangmaasimkilig
𝐀𝐋𝐈★ :
first
2025-05-10 09:13:25
0
halirin0_0
reenwa :
age limit po?
2025-05-10 09:44:10
0
louniel.nale
LoveLooney😘🦖 :
😍😍😍
2025-05-10 12:41:03
0
josch337
@josch :
Just got mine ☺️☺️☺️
2025-05-11 07:38:52
0
dimple_charm
Maria fe Flor :
❤️
2025-05-16 10:16:31
0
adoramanis
sweet smile 😊 :
🥰🥰🥰🥰❤️
2025-05-18 14:02:20
0
walminn
W A L M I N :
❤️❤️❤️❤️❤️
2025-05-21 13:37:25
0
imcristinap
imcristinap :
Is this silicone or water based?
2025-05-25 11:23:57
0
kimmbrlyy
kmmmmbrly :
really like blk🥰
2025-06-05 17:21:06
0
To see more videos from user @blkcosmetics, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዓለም ናይ ምርጫ ባይታ ስለዝኾነት፡ ኣብ ቅድሜኻ ብዙሕ ምርጫታት እያ ኣንቢራትልካ ዘላ። እንተኾነ ነየን ትመርጽ እቲ ናይ ምምራጽ ዕድል ናባኻ ስለዝገደፈቶ፡ ተጠንቂቕካን ኣስተውዒልካን ምምራጽ ድርሻኻ እዩ! ስለዝኾነ እዩ ድማ፡ ኣብዚ ገንዘብ መሰረት ኩሉ ነገር ኮይንሉ ዘሎ ዘመን፡ ብዝያዳ ኣብ ኣካይዳኻ ጥንቁቕን መስተውዓልን ምዃን ዘድልየካ። ሎሚ ወላ እውን ኣብቶም ናይ ቀረባ ቤተሰብ እትብሎም ከይተረፈ፡ ዕምቆት ዝምድናኻ ብመጠን ገንዘብ እምበር ብመጠን ፍቕሪ ስለዘይኮነ ዝዕቀን፡ ምስ መን ትኸይድ ከምዘለኻ ብዝያዳ ምፍላጥ ዘገድሰካ!
ዓለም ናይ ምርጫ ባይታ ስለዝኾነት፡ ኣብ ቅድሜኻ ብዙሕ ምርጫታት እያ ኣንቢራትልካ ዘላ። እንተኾነ ነየን ትመርጽ እቲ ናይ ምምራጽ ዕድል ናባኻ ስለዝገደፈቶ፡ ተጠንቂቕካን ኣስተውዒልካን ምምራጽ ድርሻኻ እዩ! ስለዝኾነ እዩ ድማ፡ ኣብዚ ገንዘብ መሰረት ኩሉ ነገር ኮይንሉ ዘሎ ዘመን፡ ብዝያዳ ኣብ ኣካይዳኻ ጥንቁቕን መስተውዓልን ምዃን ዘድልየካ። ሎሚ ወላ እውን ኣብቶም ናይ ቀረባ ቤተሰብ እትብሎም ከይተረፈ፡ ዕምቆት ዝምድናኻ ብመጠን ገንዘብ እምበር ብመጠን ፍቕሪ ስለዘይኮነ ዝዕቀን፡ ምስ መን ትኸይድ ከምዘለኻ ብዝያዳ ምፍላጥ ዘገድሰካ! "ገንዘብ ካለ በሰማይ መንገድ አለ" (ገንዘብ እንተሃልዩ ናብ ሰማይ እውን መገዲ ኣሎ) እትብል ሓንቲ ልምድቲ ምስላ ናይ ኣምሓርኛ ኣላ። እዛ ምስላ እዚኣ ገንዘብ ኩሉ ነገር ክገብር ከምዝኽእል፡ ሕሉፍ ሓሊፉ ካብቲ ታራ መዓልታዊ ህይወት ሓሊፉ ኣብቲ ናይ ሰማይ ነገር እውን ገንዘብ ጣልቃ ከምዝኣቱ እያ ትምህር። ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ሃይማኖትን ሃይማኖተኛታትን ምዝራብ ከም ሕማቕ ነቐፌታ ገይርካ ስለዝረአ ሃይማኖታዊ ዛዕባ ክነልዕል ብዙሕ ዘይንመርጽ እንተኾንና እኳ፡ ገለ መሰረታውያን ሓቅታት ምግላጽ ግን ኣገዳሲ እዩ። ገለ ብልሽውና ዘተኣታትዉ ሃይማኖተኛታት ነቲ ናይ ሰማይ ነገር ብገንዘብ ዝትምኑ፡ ወይ ብግዝያዊ ረብሓ ንሰብ ኣጒል ሰማያዊ ተስፋ ክህቡ ስለዝረኣዩ እያ እዛ "ገንዘብ እንተሃልዩ ናብ ሰማይ መገዲ ኣሎ" እትብል ምስላ ዝመጸት። ርግጽ እዩ፡ ናይ ሰማይ ነገር ብገንዘብ ዝርከብ ነይሩ እንተዝኸውን ድኻታት ቦታ ኣይምሃለወናን! እንተኾነ ካብ ብገለ ኣብ ባይታ ዝረኣይዎ ሓቂ ተመርኲሶም ዝመሰልዎ ስለዝኾነ፡ ከም ምስላን ከም መበገሲ ሓሳብን ምዝራቡ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ቀንዲ ሕመረት መልእኽቲ ናይታ ምስላ፦ ሰብ ብገንዘብ ክሳብ ሰማይ ከምዝእቶ ዝመስሎ እንተኾይኑ፡ ኣብዚ ምድሪ ምእንቲ ገንዘብ ክገብሮ ዘይክእል ነገር ከምዘየሎ እዩ ዘጨብጠና። በዚ ምኽንያት እዩ ኸኣ ምስ መን ንኸይድ ወይ ንመሓዞ ምጥንቃቕ ዘድልየና። ሎሚ ቀዳማይ ክትኣምኖ ዝግባእ ገዛእ-ርእስኻ እዩ! ምስ ካልኦት ትገብሮ ዝምድና ጥንቃቐን ርሕቐትን ዝሓለወ ክኸውን እቲ ኣገዳሲ ነገር እዩ። ምጥንቃቕ ካብ ዝመጽእ ሓደጋ ይሕልወና፤ ርሕቐት ድማ ግዳይ ንኸይንኾውን መከላኸሊ ስለዝኾነና፡ ነዚ እዩ ጥንቃቐ ዘድልየና። "ኩሉ ግዜ ንቑሓት ኩኑ" ከምዝበሃል፦ ርእስኻ ኣቐሚጥካ ርግባዊ ግርህነት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንቕሓት ዘለዎ ናይ ተመን ጉርሒ ሒዝካ ምኻድ ረብሓኡ ብቐንዱ ንዓኻ ስለዝኸውን፡ እዚ ምኽሪ ምስ መዓልታዊ ህይወትካ ኣወሃህዶ!

About