@fnanadal: ኣብ ግዜ ዛ ደርፊ ዝደርበዩልና ዳርባ እምኒ: ኣኪብማ ገዛ ሰሪሕናሉ ኢና: ድሮ ኳ ክዕቆቡሉ ህርዲግ ይብሉ‘ለው። ኣብ መትከልና ንነቅጽ ምስ ኣሕዋትናን ጎረባብትናን ሰላም ንደሊ: ኣብ ሃገርና ሕጊ ዝማእከሎ ንፍትሒ ንቃለስ። ከም ሰፍኢ ዝመጸ ወቒዑ መትከልና ኣይግልብጠናን: ኣብ ኣቐዲምና ዝበልናዮም ይርዕሙ: ንሕጊ ዝቃለስ ሰብ: ብሰብ ከም ወቕቲ ኣይቀያየርን። ሃወርያ ሰላም ክኸውን ዝኽእል ሰይጣን ድማ የለን።#brgednhameduብርጌድንሓመዱ✊🏿💙 #tigraytiktok #eri
Fnan Adal
Region: CA
Thursday 26 June 2025 10:20:15 GMT
Music
Download
Comments
መ'ር ኣሚት 🥷 🌗 :
ሓወይ ግጅና ኣብ ግዚኡ ስራሕ ለባማት እዩ ተሰሪሑ ብሐዚ ዝመፀ ይምፃእ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ዓብዪ ቦታ እዩ ዘለኩም እመነኒ ባዕለይ ምስክር ኣለኩካ !
2025-06-26 18:26:53
160
𝔸𝔻𝕌𝕃𝕀𝕊𝔸𝕎𝕚🦁🎩 :
ኣብቲ ሕማቅ እዋን ነቲ ዝተጸገም ህዝቢ ኣብ ጎድኑ ኮንኩም ታሪክ ሰሪሕኩም ኢኩም። ድሮ ኮ ሎሚ እቲ ሹዑ ዝበልኩሞ ሎሚ ይደግሙዎ ኣለዉ። ስለዚ ንስኩም ኢኩም እቶም ቁኑዓት ጀመርቲ ጽምዶ
2025-06-26 16:20:13
68
ብሕታዊት :
አብቲ ጸልማታ አዋን አብ ጎንና ደወ ዝበሉ ሰበ ሕልና ፍኒየ ኩሉ ግዜ አብ ልብና አኩም ደቂ መለይ ሰበ ሕልና 🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙💙💙ናአኩምስ ብቃላት ዝጋለጸ አይ ኮነነ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
2025-06-27 17:00:55
5
ድሌተይ🤎 :
ፋኒዋይ ናይ ቁርፂ እዋን ሓውና ንፎትወካ ኢና🥰💙💛
2025-06-26 16:29:18
26
𝕝𝕚𝕛 𝕙𝕒𝕓𝕖𝕤𝕙𝕒𝕨𝕚 :
ብምንም ዘይትክኡ ደቂ መለይ 💙💙💙💙 እመኑኒ መንእሰይ ትግራይ ከማኩም ኣብ ወፅዓ ስለ ዘሎ እምበር ። ሓቀኛ መቃልስቱ ብርጌድ ንሓመዱ እዩ። ንስኩም ክኣ ናይ ቃልሲ መንገዲ ኣመዓራርዩ ። ክንኣልዮም ኢና ኣብ ቀረባ
2025-06-27 03:49:36
14
ጓል ክልተ ኣውላዕሎ💛❤️ :
ፋኒ ሓወይ❤️
2025-06-29 18:14:17
0
Zebest gal Sebeya :
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፍናነይ ጅግና 👑💙
2025-06-27 19:32:15
0
ጋል ትግራይ 💊💙 :
ፍናንይ ሓወይ ጀግና ከም ስምኻ ፍናን ምሰ ውፅዕ ህዝብኻ ትሕርን ሕልና ኣቀድምኻ ይፍትካ ይኽብርካን ወደነይ ማዓረይ 😘👏👌💙👑🌹🌹🌹 ሰረሕት ታርኽ ንዓኹም ዝኾን ቃላት የብለይ ብምንታይ ሞ ክገልፀኩም ናይ ቁርፁ እዋን ሰብና ሓወልት ኣብ ልብና ኾይንኹም ትነብሩ እኹም ንዘልኣለም 👌💙💙🌿🌿😘😘💙💙💙
2025-06-27 21:55:30
13
mebrye asgedom :
fani ተባዕ ንኩሎም ጭራውያን ውን ብፍላይ💙💙💙
2025-06-28 12:52:32
0
G𝑢𝑎𝑙 70 E𝑛𝑑𝑒𝑟𝑡𝑎🌸🤍 :
ሓቀኛታትን ናይ ቁርጺ እዋን የሕዋትና ደቂ መለይ💙
ውዕለታኹም ኣይንርስዖን የሕዋትና ንስኹም ጥራሕ ኢኹም🥰
2025-06-28 03:55:00
6
mesi2025 :
Fani 🥰🥰🥰
2025-07-27 10:27:17
0
ማማ ትግራይ :
ኣብቲ ፀልማት ግዜ ብኣኩም ተፀናኒዕና ክፉእ ኣይትርከቡ ኣነ ብወገነይ ክሳብ ዕለተ ሞተይ ውዕለትኩም ኣይርሰዖን ንደቀይ ከዘንትወሎም እየ
2025-06-26 21:13:07
9
ፀዋር ወዲ 70 እገላ💊💪 :
ናይዝኦም ውዕለታ ክርሳዕ የብሉን💙💙💙💙💙
2025-06-28 19:15:17
4
አርሴማ ጓል ተዋህዶ 💒✝️ሰላም ልኹሉ🖐ወዲሰብ :
በሰላ ኣለኒ 😭በዛ ደርፊ ዝተረሸኑ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ💔😭☝️
2025-06-26 12:17:44
22
Gezaei :
ኣብቲ ፀልማት ጊዜ ብርሃን ዝኮንኩምና የሕዋትና ንበሩልና 💛💛❤❤💙💙💙💙
2025-06-26 14:36:31
7
Lina Eilyas :
ኣነ ብብርሃን እየ ዝምስለኩም ኣብቲ ፀልማት ሰዓት ንኩሉ ኪኢልኩም ኣብ ጎኑና ዝነበርኩም 🙏
2025-06-26 16:04:01
10
ጓል ሰንዓፈ 💥💊 :
ኣብ ፀልማት ጊዚ ብርሃን ዝኮንኩም አሕዋተይ ደቂ መለይ ኩፉእ ኣይንካእኩም ❤💙👏
2025-06-26 18:01:09
6
ኤዱ እገላዊት✝️🦋 :
ፍናነይ🥰🙏
2025-06-28 00:47:03
0
E❤🥺 :
my fnan ❤️🥰
2025-06-28 00:16:52
0
user6366531417239 :
Fanitey 🦁🤴💙💙🌿💪✅️✅️= 💙🌿💘💊✅️
2025-06-28 14:08:43
1
888444💎✌ :
nay hamemey 💖
2025-06-28 16:58:56
0
ሱሑላዊ 👉🪫🔰🤌100%🇪🇹🇪🇹🇪🇹 :
🥰🥰🥰🥰✅✅✅💯💯💯💯✅❤️💝💕💕💖💗💓💕🎖💚💙💙💙🎖🎖🥇🥇💛✅nberelna
2025-06-28 16:20:37
0
🐦🔥RORA🐦🔥 :
fanitey hawey men kemakum
2025-06-27 10:23:31
0
To see more videos from user @fnanadal, please go to the Tikwm
homepage.