@syedameeq110:

SYED_KING👑
SYED_KING👑
Open In TikTok:
Region: PK
Friday 04 July 2025 16:34:39 GMT
4871
162
4
17

Music

Download

Comments

pk_eagle_07
꧁ 𝑷𝑲 𝑬𝑨𝑮𝑳𝑬 𝑬𝑫𝑰𝑻 ꧂ :
💓💓💓
2026-06-25 10:19:10
1
pk_eagle_07
꧁ 𝑷𝑲 𝑬𝑨𝑮𝑳𝑬 𝑬𝑫𝑰𝑻 ꧂ :
🥰🥰🥰
2026-06-25 10:19:08
1
nazeerjatoi786
Nawab Nazeer Jatoi :
❤️❤️❤️
2026-06-19 17:35:51
1
pk_eagle_07
꧁ 𝑷𝑲 𝑬𝑨𝑮𝑳𝑬 𝑬𝑫𝑰𝑻 ꧂ :
💓💓💓
2026-06-25 10:19:07
1
To see more videos from user @syedameeq110, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሓደ እዋን ኢዩ - ኣብ ሓደ ዓዲ - ሓደ ህርኩት ሰብኣይ ነበረ።  እዚ ሓያል ኣቦ ንስድርኡ ዝከውን ጽቡቅን ሰፊሕን ገዛ ክሰርሕ ኣለኒ ኢሉ – ብትግሃት ንልዕሊ 20 ዓመታት ለይትን ቀትሪን ደኪመ ከይበለ ብምስራሕ - ኣብ መወዳእትኡ ሓሳብ ልቡ ሰሚርሉ በተን ንብዙሕ ዓመታት ዘጠራቀመን ገንዘብ እታ ናይ ሕልሙ ገዛ ሰርሓ። ሕማቅ ኣጋጣሚ ኮይኑ - ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ነታ ሓዳሽ ገዝኡ ክኣትዋ ምምዳቡ ፥ ኣብቲ ዓዲ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጠመ እሞ - እታ ተመንዩ ዝሰርሓ ገዛ ብሉእ ብምሉእ ዓነወት፡፡ እዚ ጉዳይ ዝፈለጡ ኩሎም ደቂ ዓዱ ድማ ኣዝዮም ሰንበዱን ኣብ ክንድኡ ጎሃዩን። እቲ ዓቃል ኣቦ ግን - እዚ ነገር ምስ ረኣየ ፥ ጎዩ ናብ ዕዳጋ ብምኽያድ ንኩሎም ጎረባብቱን ፈተውቱን ኣራንሺ ገዚኡ ብምምጻእ ዓደሎም፡፡ ብጥዕንኡ ዝተጠራጠሩ ጎረባብቱ - ከምዚ ክብሉ ሓተትዎ ''ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝርሃጽካሉ ነገር ዓንዩ እናረኣካሲ - እንታይ ዘሕጉስ ስለዝተረክበ ኢዩ ፥ ንዓና ብፍሱህ ገጽ ኣራንሽ ዝዓደልካና - ድሓን ዲኻ?'' መልሲ ናይቲ ኣቦ ግን ዘይተጸበይዎ ኢዩ ዝነበረ።
ሓደ እዋን ኢዩ - ኣብ ሓደ ዓዲ - ሓደ ህርኩት ሰብኣይ ነበረ። እዚ ሓያል ኣቦ ንስድርኡ ዝከውን ጽቡቅን ሰፊሕን ገዛ ክሰርሕ ኣለኒ ኢሉ – ብትግሃት ንልዕሊ 20 ዓመታት ለይትን ቀትሪን ደኪመ ከይበለ ብምስራሕ - ኣብ መወዳእትኡ ሓሳብ ልቡ ሰሚርሉ በተን ንብዙሕ ዓመታት ዘጠራቀመን ገንዘብ እታ ናይ ሕልሙ ገዛ ሰርሓ። ሕማቅ ኣጋጣሚ ኮይኑ - ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ነታ ሓዳሽ ገዝኡ ክኣትዋ ምምዳቡ ፥ ኣብቲ ዓዲ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጠመ እሞ - እታ ተመንዩ ዝሰርሓ ገዛ ብሉእ ብምሉእ ዓነወት፡፡ እዚ ጉዳይ ዝፈለጡ ኩሎም ደቂ ዓዱ ድማ ኣዝዮም ሰንበዱን ኣብ ክንድኡ ጎሃዩን። እቲ ዓቃል ኣቦ ግን - እዚ ነገር ምስ ረኣየ ፥ ጎዩ ናብ ዕዳጋ ብምኽያድ ንኩሎም ጎረባብቱን ፈተውቱን ኣራንሺ ገዚኡ ብምምጻእ ዓደሎም፡፡ ብጥዕንኡ ዝተጠራጠሩ ጎረባብቱ - ከምዚ ክብሉ ሓተትዎ ''ንልዕሊ 20 ዓመታት ዝርሃጽካሉ ነገር ዓንዩ እናረኣካሲ - እንታይ ዘሕጉስ ስለዝተረክበ ኢዩ ፥ ንዓና ብፍሱህ ገጽ ኣራንሽ ዝዓደልካና - ድሓን ዲኻ?'' መልሲ ናይቲ ኣቦ ግን ዘይተጸበይዎ ኢዩ ዝነበረ። "ሎሚ ብሓቂ ንኣምላኽ ካብ ልበይ ኢየ ኣመስጊነዮ - እቲ ገዛ ምስ ሰበይተይን ደቀይን ኣትየዮ እንተዝነብር - ሕጂ ምሳኩም ብሂወት ኣይምሃለኩን'' ክብል መለሰሎም። ኩሉ ዘጋጥመና ንጽቡቅና ምዃኑ ኣሚናን ካብቲ ሕማቅ ጽቡቅ ከምዝርከብ ተገንዚብናን - ንሂወት ክንገጥማ ዘዘካኽር ዛንታ ኢዩ፡፡❤️🙏🥰

About