@turopli1: 🔴 ሰራሕተኛታት #Seabird ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 40 ሰባት ዝሓዘት ጉማ ጃልባ ርእዮም። እቲ ኩነታት ማዕበል ሉዑል ስለዝኾነ ማይ ናብታ ጃልባ ይኣቱ ኣሎ እቲ ኩነታቶም ኣዝዩ ኣስጋኢ ስለ ዘሎ። ብቕጽበት ክድሕኑ ኣለዎም!" ክብል ቅድሚ 3 ስዓትም ገለ ደቃይቅን ኣብ x ሓቢሩ ምንጪን ስእልን (ናይ ማህደር ምስሊ)፡👉 ሲ-ዋች፡ https://x.com/SeaWatchItaly/status/1945429624055365715 16/07/2025 #news_and_information_from_libya #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #creatorsearchinsight
الاجانب في ليبياሰብ ሊብያ 🇱🇾
Region: NL
Wednesday 16 July 2025 16:11:15 GMT
Music
Download
Comments
ሕልና 'ዩ ምንባር :
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ጽላልካ ኣንብረሎም 🙏🙏🙏
2025-07-16 16:18:56
331
Rayat444 :
ኬድኩም ኣድሕንዎም ከምቲ ተበገሱ ኢልኩም ተተባብዕዎም ሕጂ ርድእዎም !!!
2025-07-16 18:54:44
12
merina :
Ferrari kulu alem msakum ykun ahwatey🙏
2025-08-31 10:04:18
0
Wedi Keshi 5/2025 🇱🇾🇮🇹🇳🇱 :
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን የሕዋተይ
2025-07-16 18:52:07
88
ድንግል ማርያም ኣደይ ዋሕስ ሂወተይ🙏🙏🙏 :
ድንግል ማርያም ምስአቶም ትኹን ብሰላም የእትዎም🙏🙏🙏
2025-07-16 16:18:47
88
Binyamé”🇪🇹 :
ፈጣሪ ብሰላም የውፃዮም ንኤልያስ ብሓሪ ከፊሉ ከምዘሳገሮም አምላክ መንገድኹም የለምልሞ 🥺
2025-07-16 22:27:28
27
ብዝሒ ዘረባ መጥፍኢ ሓቂ ኢያ ☝☝ :
ተስፋ ንገብር ጽባሕ ወጽዮም ክትብለና ኣምላኽ ብሰላም የሳግሮም🙏
2025-07-17 14:16:23
9
ሜሪ ጋል ጁንታ :
ድንግል ማርያ ኣብ ፅላሎም ትኩን🙏🙏🥺🥺
2025-07-16 19:20:02
46
melona :
ወላዲተ አምላክ ምስ ማሓሪ ዘኮነ ወላዳ መዋፅእቲ ይፍጠረልኩም
2025-09-01 21:10:19
0
ተስፋ እዩ ስንቀይ 🇱🇾🥲 :
egziabher alo baalu
2025-07-26 18:38:05
0
ማርያመይ ኢያ ዋሕሰይ :
ኦ ኣምላከይ ባእልካ ኣጽልሎሎም🙏🙏🙏
2025-07-16 18:39:19
8
መን ከም ሓው ✝️🍫🇬🇧 :
ata fetari kulu ykaleka eyu emo rdata fter 🙏🛐🤲😭
ahwety Amlak ka meskum yken mawtso yeftrlkum fetari🙏✝️🛐🤲
2025-07-16 19:56:42
16
ህያብ 💝ንማዘራ🤱 :
ቅዱሰ ገብሪኤል ፀላሉ የውድቀልኩም ኣሓተይ😥🙏🙏🙏
2025-07-17 06:35:59
6
ቢÑĨ መŇገሻ 💪🥰❤🙏 :
ኣሕዋት ኣጆኹም እግዚኣብሄር ድንቂ እዩ ስርሑ እሞ ነዚ ኣሚንኩም በብዘለናዮ 1 ኣቡነ ዘበሰማያት ንድገም🙏😔
2025-07-16 21:24:32
11
Alem betesfa :
egzabher xlalu yenbrlkum 🙏🙏🙏🙏🙏
2025-07-16 17:44:23
2
(((𝐇🫅)))መን ኣሎ ኣብ ትማሊ ዝነብር :
ድንግል ማርያም ምስአቶም ትኹን ብሰላም የእትዎም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2025-07-17 02:33:28
6
Delu🦋bini🌏 A.k💙🌿 :
amlak aboy haderaka🙏 xlalka anbrelom🙏adey maerey msom tkun😓
2025-07-17 06:37:48
1
tg121627 :
ኦ ሊዑል ኣቦይ ዝሰኣነካ ነገረ የለን እሞ ካብ ሞትን ዲራር ዓሳን ኣዲሕኖም
2025-07-16 18:57:25
8
one day :
ቅዱስ ሚካኤል አቦይ ሓደራ ደቅኻ እግዚኦ መሃረና ክርስቶስ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2025-07-16 22:49:10
3
ሁሉም ለበጎ ነው :
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏
2025-08-26 22:56:01
1
sewaiga :
እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን የሕዋተይ ጸጽቡቁ የስምዓና 🙏🙏🙏🙏
2025-07-17 08:32:37
4
hannatg247 :
🤲🤲🤲🤲 እድ ጎይታ ብቅድሜኹም ትሕልፍ ይሕዋተይ😭🤲
2025-07-16 19:04:17
4
Ram jaane :
good place you guys 🥰😳
2025-08-18 16:10:16
1
łífë ìŝ şĥôřť :
መድሃኒኣለም ኣቦይ ባዓልካ ሓልዎም 🙏 🙏 🙏
2025-07-17 05:15:22
4
@tewe brhane :
ፈጣሪ ባዕሉ ፅላሉ የነብረልኩም ኣምላኽ ይሓልኹም መዎፅኦ ይፈጠረልኩም የሕዋተይ 🙏🙏🙏
2025-07-16 18:41:47
4
To see more videos from user @turopli1, please go to the Tikwm
homepage.