@m.shopefit: Feeling myself 🤷🏽‍♂️ #fyp #armylife #goodvibes #cbreezy🐐

Michael Shope
Michael Shope
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 26 July 2025 01:48:35 GMT
1567
101
3
9

Music

Download

Comments

ghost_overkill
Ghost_overkill :
💙
2025-07-26 15:41:11
2
andreaniese6
ani :
Looking good Michael! Thank you for your service to our country and its people! ❤️
2025-07-30 20:46:32
2
To see more videos from user @m.shopefit, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

✍️❤️
✍️❤️"ፍቅሪ ማለት መስዋእቲ ማለት እዩ መስዋእቲ ማለት ነቲ እተፍቅሮ ሰብ ነብስኻ ምሃብ እዩ፡ነብስኻ ምሃብ ማለት እውን ነቲ መፃምድካ ኣሚንካ ምቕባል ማለት እዩ!! ✅✍️️ "ፍቅሪ ዝደለኻዮ ምርካብ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ነቲ እተፍቅሮ ሰብ ከምቲ ዝደልዮ ክኸውን ዕድል ምሃብ እዩ፡ሰብ ምስ ኮንካ ኩሉ ክርደኣካ እዩ ፡ብዛዕባ መኽሰብ ኣይትጭነቕን!! ✅️✍️ ፍቅሪ ሓቀኛ ስምዒት እዩ ናይ ካልኦት ስምዒት ዘይኮነስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ስምዒት፤ ልብኻ ከፊትካ ኣብ እተቐምጠሉ፤ ብሓጎስ እትደምቀሉን ንሓዘን መፍትሒ እትደልየሉን፤ ሎሚ ትነብረሉ ናይ ጽባሕ ትሓልመሉ፡ ሓድሽ ነገር ኣብ እትርእየሉ፤ሓቀኛ ፍቕሪ ኩሉ ግዜ ቅኑዕ እዩ፣ ቃላቱ ተንኮል ኣይፈልጥን፤ ጌጋታትካ ብትዕግስቲ እናሓለፍካ ጽቡቕ ነገራት ይምህረካ ፍቅሪ ማለት እንታይ ምዃኑ የርእየካ!! ✅️✍️"ፍቅሪ ማለት ዝኾነ ሰብ ክገዝኦ ኣይክእልን፣ ክሸጦ ዝኽእል እውን የለን ካብ ላዕሊ ዝወረደ ውህብቶ ኣምላኽ እዩ፡ ደረት ዘይብሉ ማዕበል ምክብባር ምፍቃር ማለት እዩ!! ✅️✍️"ፍቅሪ ማለት ብቃላት ተጠቢሩ ዝጸንዕ ዘይኮነስ ብእምነት ተመስሪቱ ዓምቢቡ ዝፈሪ ጸጋ ናይ ፈጣሪ እዩ ። እግዚኣብሔር ሓቀኛ ፍቅሪ ይዓድለና❤️🙏🏼🥰

About