@zemenmusicentertainment: #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #TikTokLIVE #fyp #duet #habeshatiktok #viraltiktok @johnbayru @𝔸𝕄ℕ𝔸ℕ 𝔹𝕚𝕫𝕦②︎⑦︎ 💔👫♾️⚓ @Magi music @Alula mampa @Robel Haile🎤🎷🔥 @Ãbü T.D.F ❤️💪(ዳንስ) @Nana Music @TDF ኣማላይ🔥ⓨ💪 @QueenLiya @ሜጀር TDF 💔💔💔💔 @Bisrat Gebriel 2 @ABEL GOYTAY⚡️ @tekle segar @teklehaimanot kinfe @𝑹𝒂𝒅𝒐𝒗 𝑳𝒆𝒐 𓋹 @እያሱ በርሀ @princess ሉሲ @ሊሞ ፕሮሞሽን @🦋princess Raya🦋 ዓሳዲአተን🦋💫 @@Abela_Gk @TDF ወዲ ኣግኣዚ ❤💪 @je @SELINA WAERO 👑💊 @@selina tdf 💛❤ @ሩታ ጋል ዛላኣንበሳ🧠 @TRozinaa kahsuaa❤💛 @Selina Kiros @ምቅርቲ🥇 @Ashenafi desta
Zemen Alemseged ዘመን ኣለምሰገድ
Region: ET
Saturday 26 July 2025 19:51:20 GMT
Music
Download
Comments
Zemen Alemseged ዘመን ኣለምሰገድ :
@Zemen Alemseged ዘመን ኣለምሰገድ:ሰላም ኣሓት ደጋጊምና ንመስዋእትን ንጦርነትን ዝተፈረድና ህዝብታት ክንኸውን ኣይግባእን ዘይ ሓወየ ቁስልና ክንሕክም ዝተመዛበለ ህዝብና መረበቱ ንኽምለስ ኹሉ ከም ሓደ ወድሰብ ነዙ ሰናይ ሓሳብ ክረባረበሉ ዘለዎ ኣገዳስን እዋናዊ ሓሳብን እዩሞ ህልቂት ህዝብና ደዉ ይበል ውግእን መስዋእትን ኣየድልየናን ኢልና ኹላትና ድምፀና ነስምዕ ።❤🙏❤
ኣብዛ ደርፊ ከዓ ንዘይ በርሀትልኩም ግጥሚ ሓሳባ
ኣይከሰርናን ማለት ?ንሕና ዘይኮናስ ዘይከሰርናስ
👌( ኣይከሰርናን ከምቱ ዝተብሃለ ) 👌 እዩ ዝብል ኣሓት ንዘይተረደኣትኩም ንትፅሕፉለይ ሪኢቶ 🙏
(((( 👌ብሓፂሩ ግና,,,, ፈፂምና ኣይንዋጋእ ኣይንቖስል ኣይንስዋእን ሓደሻብ ኢና ንነብር ዓሰርተሻብ ኣይንመውትን በቃ 👌)))))።።።።።።።።።።።።።።።።
2025-07-28 15:54:25
230
Anna :
ከሲርና እምበይ ታይ ተሪፍና ድዩ ካብዚ ንላዕሊ 😔😥
2025-07-27 09:44:29
57
President :
ክቡር ከያኒ ትግራይ ዘመን ኣለም ሰገድ የቀንየልና 🙏❤️💛
2025-07-26 19:54:05
349
መንገዲ ምንባር 14 :
ዘመን አንታ ድኣ ጠፈኢኻ ንሰላም ምዝማር ዘንገዒኻና
2025-07-27 00:57:14
104
….?🥷🏽🩸 :
እወ ጦርነት አይንደልን ግን እቲ 45% ፀላእትና ዝሓዘዋ መሬትናከ መን ይመልሰልና.?
2025-07-31 04:51:12
12
Miky kast :
Stop war in tigray🔥
2025-07-27 13:33:31
11
Řøøŋěÿ♦️ :
Stop war in tigray🙌
2025-07-27 15:30:44
6
ⓦ ⓜⒶⓈⓉⒺⓇ ⓀⒾⓃⓖ :
STOP WAR IN TIGRAY🙏
2025-07-29 08:58:01
7
tsegita :
እወ የአክል ክንደይ ግዜ
2025-07-26 23:13:51
30
tmnitey❤️ :
ኣነ ብቻ ድየ ተገዳላይ ክርኢ ከለኹ ዘሕዝኑኒ🙏❤️🥺
2025-07-27 09:18:27
24
E𝐋𝐀𝐋𝐓𝐀 🤴 🇪🇹 :
ሰላም ለሀገራችን ሰላም ለሕዝባችን🙌🥰🙌
2025-07-27 21:45:06
15
user27350430150 :
እምቢ ንጦርነት
2025-07-28 07:27:38
13
jemal moha :
🙏🙏🙏 ነመንእሰይ ትግራይ ድምፂ ኩነና አባካ እዩ ተሰፋና ሓድሽ ደርፊ ንፅበ አለና መንእሰይ ዝውክል
2025-07-27 11:04:29
9
Sielates :
No war 🛑✋ ይአzክል
2025-07-27 07:35:56
9
Leule 0327 :
ንስለ ውፊይነትካ ንዘለአለም የቅንየልና
2025-07-27 13:39:08
5
ሃላ ንስራሕ ክንልወጥ (ወዲ ምዕራብ) :
ይኣክልና ብሑልፍ ንማሃር🥰
2025-07-27 01:06:57
7
Embaye ybeyn :
አታ ጂግና ሓበን ህዝቢ ዘመናይ👍💞💞💞💞💞
2025-07-27 04:39:39
6
መርሃዊት ገ/መስቀል :
ፈጣሪ ሆይ ስለ ወላድ ኢልኻ ስምዓና
2025-07-27 12:21:22
5
💎Danu dinu🎀 :
Zemeney natey💋
2025-07-27 17:22:23
7
♡ድ.ሌ.ት♡ :
Stop war in tigray😭🙌
2025-07-27 13:59:30
6
ngsti :
ኣንታ ጅግና ፀግዒ ህዝቢ ትግራይ
2025-07-26 23:17:20
11
Ѫťì bô¥ :
Anes nayzi wedi derfi kfetwo tk elu lbey eyu ziatu zemen best 👌
2025-07-27 15:49:03
6
NØRTH MƐRHΛWI 𓆩99𓆪 :
ልዕሊ እዚ ኪሳራማ ታይ ኣሎ😭
2025-07-27 05:39:41
11
ወለላየ :
ዘመነይ ናይና ንበረልና ወድህዝቢ🥰
2025-07-26 22:49:33
6
To see more videos from user @zemenmusicentertainment, please go to the Tikwm
homepage.