@szwecrclfve: Harsh, Risky And Badly Paid Life On a Commercial TRAWLER

SB Wilderness Adventures 2001
SB Wilderness Adventures 2001
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 02 August 2025 02:34:49 GMT
27
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @szwecrclfve, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ንኻልኦት ታራ ዓርኪ፣ መሓዛ ወይ ታራ ሰብ ክትኮውን  ትኽእል እኻ፤ ንዓይ ግን፦
ንኻልኦት ታራ ዓርኪ፣ መሓዛ ወይ ታራ ሰብ ክትኮውን ትኽእል እኻ፤ ንዓይ ግን፦"ምስሊ ኣቦይ ኣባኻ ዝርእዮ፣ ብዘይ ቅንጣብ ስክፍታ ዝጽገዓካ፣ ኩሉ እምነተይ ዝህበካ፣ እምኒ ኩርናዕ ህይወተይን ውሕስነት ጉዕዞይን እኻ!"ቅጽዓትካ እኳ ከይተረፈ ኣካል መቐረት ህይወተይ እዩ።💙🤴 ምናልባት ብብዙሕን ኣብ ብዙሓትን ትጋገ ትኸውን፤ ምናልባት’ውን ጽባሕ ትጠዓሰሉ ነገር ትገብር ትኸውን! ጌጋታትካ ክንዲ ዝበዝሐ ይብዛሕ፣ ኣባይ ኣብ ሓፍትኻ ክመጽእ ከሎ ግን ረመጽ ንእግርኻ፣ እሾኽ ንቖርበትካ፣ ምረት ንመልሓስካ እዩ! ምናልባት ኣባይ ናይ ፍቕሪ ቃላት ኣይትድርድርን ትኸውን፤ ተግባርካ ግን ኣባይ ከም ውዕለት ክርስቶስ ኣብ መስቀል ኣዝዩ ረዚን እዩ! ኣወዳት እኳ ክሓትኑንን ክለኽፉንን እንተ ኾይኖም፣ ቀዲሞም ህላወኻ ኣረጋጊጾም እዮም።💙 ናይ ሕርቃን ቃላትካ ማእዛ ህይወተይ እዮም፤ ምኽንያቱ ንድሕነተይን ኣብ ልዕለይ ዘሎካ ሓልዮትን ስለ ዘርእዩ! ጭቕጭቕካ ዜማ ንነፍሰይ እዩ፤ ምኽንያቱ ነቲ ኣባይ ዘሎካ ፍቕርን ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ዘሎካ ስግኣትን ስለ ዘጉልሕ።💙🤴 "ሓወይ ኢኻ" ምባል ኣይኣኽለካን እዩ—ልሙድ ቃል ስለ ዝኾነ... ኣነ ግን "ደመይ ኢኻ!" እብለካ—እቲ ሓይሊ ናይ ምንባረይ! @struck time @Berihu Kahsay @magiman432 @🗣ብሬχѕ 𝑡𝑑𝑓💊✝️🔐🇱🇾 @ኣዳም ወዲ ተዋህዶ 🙏🛐✝️ @𝗕𝗲𝗞𝗶 𝗧𝗴 𝗯𝗼𝘆💊🥷 @Nathan 🗽➕ @ለይሕመ ኣይወለድ 👑🔨 @ነብዕካ ዘይወግሕ ለይቲ @ድንግለይ ፍቅሪኪ ማርኪኒ @Alek🇪🇷🇧🇪 @Sami 🎶 #creatorsearchinsights #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #habeshatiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About