@tech_tips16tigrigina: Replying to @tsmwazemeda ኣብ መሰንጀር ዝተጸሓሓፍናዮ ባዕሉ ይድምሰስ እንተሎ ብኸመይ ነዐርዮ #tech_tips16ትግርኛ #tech_tips16tigrigina #eritreantiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha @Tech_tips16 ትግርኛ @Tech_tips16 ትግርኛ @Tech_tips16 ትግርኛ

Tech_tips16 ትግርኛ
Tech_tips16 ትግርኛ
Open In TikTok:
Region: MW
Friday 08 August 2025 17:52:31 GMT
139322
3930
101
948

Music

Download

Comments

user5286548368990selu
selu🍫☕️🌅🌿 :
በጃካ ናመሰንጀር ፍርቁ ካብ ናዓመታት ናጥፈኦ ብከመይ ክዕሪ ይክእል በጃካ🥺🙏
2025-08-08 19:27:23
5
gual70enderta3
Berry Gual 70 enderta 🇮🇩 :
ዋላ ንሱ Off እንከሎ እዩ ዝድምሰስ ካልእ መፍትሒ እንተልዩ ንገረና 🙏
2025-08-09 01:35:39
7
user8368811920480
ሜሪ ጋል ኣፅበ ደራ :
ሰላም ሓወይ ናተይ ቀደም ፌስቡክ ነይሩኒ ሞባይለይ ተባላሽያ ኣብ ከሊእ ሞባይል ከፊተዮ ትዝጥቀመሉ ዘነበርኩ ፌስቡክ ምስ ሰብ ዝፀሓሓፎ ዝነበርኩ ኩሉ ዝለኣአኮ ዝነበርኩ ፅሑፍ ይኩን ፎቶ ድዋል ኩሉ የመፀንን ብከመይ ከመፀለይ ይክእል መልሰለይዛሓወይ❤️🥰🙏
2025-08-10 20:03:31
1
dont.give.up1877
wake up :
ይድምሰስ እዩ ዋላ of ኮይኑ ንሃለወ😳
2025-08-09 15:59:25
0
galmama90
B.T :
ሓወይ ንሃተይ ሲ ምምጻ ኣቢኒ ኣብ መሰንገረይ የላን እታ ተርእየኒ ዘለካ ጹሑፍ በጃካ ብከመይ ክረክባ ይክእል ኣብ ካልእ ወይ እንታይ ዓይነት መሰንጀር ክጥቀም ኣለኒ ንክረክባ በጃካ ሓግዘኒ ተገዲስካ🥰🥰🥰
2025-10-15 21:21:13
0
danayt.6
ዲNar🦋 :
ይድምሰስ እዩ ዋላ of ኮይኑ ንሃለወ😳
2025-08-09 11:27:18
0
rohne.mahammed557920509
ፅልልቲ ጓል ትግራይ🇻🇳🇻🇳💪 :
ሰብ ብመሰጀር ከምዘይድወለልካሰ ከመይ ገይርካ ትገብሮ ተገዲሰካባ መልሰለይ🙏🥺
2025-08-10 12:23:26
1
.12699
wtru ab Tarek sederay :
ኣብ መሰንጀር ሰብ እተ ኣቲና ብከመይ ንረክቦን ነዊጽኦን?
2025-08-09 11:55:33
1
samigebreslasie
samii :
ሓወይ ተገዲስካ መልሰለይ ፎቶታት ናተደምሰሰ ዘኣበየና ከ
2025-08-09 04:46:36
1
yoriye2
Yordi🦋 :
wala off enkelo yedemsse eyu
2025-08-09 06:04:32
1
letsh787
ስቕታ ወርቂ 🇪🇹🇪🇷🇻🇳🇸🇦 :
ምድውውላ ከልእን ናዓይ ካኣ
2025-10-19 18:07:03
0
12hailemikael121212
@#hailemikael#12@ :
ብሮ ባዕ እንተደምሲስናዮ እውን ተመሊስና ክንኣቱ ከለና ናይ ባዕሉ ሓድሽ ፓሰሰዋርድ እናሓተተና
2025-08-08 19:13:16
1
user9744410426265
ያልተነረ ልጅነት 💒✝️❤ :
ፎቶ ናተይ ኣብይኒ ሓደ ድዩ መልስ
2025-08-08 19:48:03
1
user2122781169514
ሄሉ ጓል ሽረ🔰✝️ :
የቅኔካ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2025-08-09 00:29:32
1
tigray.love7
መክሰበይ :
ለውጢ የብሉን
2025-09-16 22:05:30
0
abitey72
fedel mekfetiet afey mareyamey :
ናይ ኢንስተግራም ፌክ ኣካውንት ከመይ ጊርና ንድምስሶ ባ pls tegediska melseley 🙏🙏🙏
2025-09-26 17:46:31
0
mlat203
💥 ሜሉ ኣዶ ደሊና 🤱🌸 :
ባዕልና ደልትናዮ ከ ይምለስ ዶ ፕሊስ 🥺
2025-09-08 23:23:42
0
zeyde60
ጓል ትግራይ :
ውይ ናተይ እዉን ኩሉ ይፈስስ🥹🥹
2025-08-08 18:48:30
0
tedros458
tedros :
አረ በጃካ ተገዲስካ መልሰለይ ዝሓወይ ሞባይል እንተቀይረ ወይ ከም ሓድሽ መሰንጀር እንተኣውሪደ እናተደምሰሰ ኣቢኒ ስለዚ መዕፀይ እንተ ኣሊዎ እባ ንገረኒ
2025-08-12 18:44:44
0
eriitrawi
ጋል ትሪ :
ብራዘረይ ናተይ ምስ ሓደ ሰብ ዝሳደዲ ስእሊ ትራሕ ኩሉ ግዜ ይድምሰስ ኣምንታይ ኣቲየ ኮምኡ ጌረዮ ኣይፈልጥን እየ
2025-08-18 23:36:15
0
mm.milat
mlat.🫅🫶🌄 :
of ከይኑ እናተደምሰሰ ኣብድኒ መፍጥሒ ተልይኪባ🥹
2026-08-24 01:49:43
0
user90249190508060
tomi love :
አረ ቡሮይ ሞባይለይ ባዕላ ፎቶ ላቀረፀት ኣሸጊራትኒ 🙏
2025-09-06 16:56:57
0
zaksj12sw
ተስፋ ፅባሕ :
ሰላም ከመይ እና ኣብ ቴሎ ግራም ከመይ ገይርካ ቃና ድራማ ትሪኢ ታሓባበረኒ
2025-09-13 12:36:27
0
rozi.gal16
🎀rozi rozina🎀 :
bejaka eba na TikTok amet bkemey ykyer live metay abini koynu wa🙏
2025-09-16 16:28:33
0
zeyde60
ጓል ትግራይ :
መልስ እባአ🙏🙏
2025-08-08 18:49:12
0
To see more videos from user @tech_tips16tigrigina, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About