@powerupminds1st: 1) 💪 ኣብርሃም ሊንከን ኣብራሃም ሊንከን ኣብ ንግዲ ፈሺሉ፡ ኣብ ምርጫ ውን ተሳዒሩ፡ ብዙሕ ዕንቅፋት ኣጋጢምዎ። ይኹን እመበር ተስፋ ኣይቆረጸን። ወጽኢት ዘይጽዓድ ጻዕሩ ድማ ኣብ 51 ዕድሚኡ፣ መበል 16 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተዓዊቱ። 2) 🎤 ጀይ ኬ ሮውሊንግ (ሃሪ ፖተር) ጄ.ኬ.ሮውሊንግ ንጽል ኣደ ኮይና ብናይ ድሕነት ትነብር፣ ብ12 ኣሕተምቲ ዝተነጽገት'ያ ኔራ። በዚ ግን ኣይተሳዕረትን፣ ቃልሳ ድኣ ቀጸለት። ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ግን ኣብ ሕልማ ተኾየጠት። ሎሚ ሃሪ ፖተር ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተዓወቱ፣ ተኸታተልቲ መጻሕፍቲ ኮይና ትርከብ። 3) 🥊 ሙሓመድ ዓሊ መሓመድ ዓሊ ብንእስነቱ ሰባት ሓያል ከምዘይኮነ ይነግርዎ ነይሮም። ዓሊ ግን: "ኣነ እቲ ዝዓበየ እየ። ኣነ ምዃነይ ከይፈለጥኩ ውን ከምኡ ኢለ ኔረ"። ሳላ ዘይሕለል ቃልሱ ክኣ ኣብ እንባ ባህጉ ደየበ። ሻምፕዮን ዓለምን ኣብነትን ዓወትን ኮይኑ ይርከብ። 4) 📚 ኣልበርት ኣንስታይን ኣንስታይን ክሳብ 9 ዓመት ዕድመኡ ጽቡቕ ክዛረብ ኣይክልን ነበረ። መምህራኑ ደንጉዩን ዘይዕወትን መሲልዎም ነይሩ። ኣብ መወዳእታ ግን ኣብ ታሪኽ ካብ'ቶም ንፉዓት ሰባት ሓደ ምዃኑ ተፈልጠ። 5)💡ቶማስ ኤዲሰን ቶማስ ኤዲሰን ኣምፑል ንምምሃዝ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ልዕሊ 1000 ግዜ ፈሺሉ። ብዛዕባ ምፍሻል እንታይ ከም ዝተሰምዖ ምስ ተሓተተ፡ "1000 ግዜ ኣይፈሸልኩን። እንታይ ድኣ 1000 ስጉምቲ ዘለዎ ምህዞ’የ ረኺበ” በለ። 6) 🏆 ማይክል ጆርዳን እቲ ዝዓበየ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዔት ማይክል ጆርዳን፡ ሓደ እዋን ካብ ጋንትኡ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቱ ኣቋሪጹ ነይሩ። "ልዕሊ 9,000 ሽቶታት ሰሒተ’የ፡ ዳርጋ 300 ጸወታታት ስኢነ... ኣብ ህይወተይ ተደጋጋሚ ፈሺለ’የ። ስለ’ዚ ድማ’የ ተዓዊተ።” ኢሉ'ዩ ንውድቀታቱ ዘድነቆም። 7)🌍 ኮሎኔል ሳንደርስ (KFC) ኣብ 65 ዓመት ዕድሚኡ፡ ኮሎኔል ሳንደርስ ብዘይካ ዝተጠበሰ ኣሰራርሓ መግቢ ደርሆን ሕልምን ካልእ ኣይነበሮን።ዝተጠበሰ መግቢ ደርሆ ናብ ብዙሓት ቤት መግቢ ከይዱ ክፍትንዎ ወይ ክገዝእዎ ሓተቶም። ይኹንእምበር ዳርጋ ኩሉ ወነንቲ ቤት መግቢ፣ ኣይፋል በልዎ። ከምዚ'ሉ ድማ ንልዕሊ 1000 ግዜ ተነጺገ። ኣብ መትከሉ ሳላ ብዓቅሊ ዝተቃለሲ ግን ኣብ ጎጆ ሕልሙ ሰፈረ። ሎሚ KFC ኣብ ኩሉ ዓለም ተዘርጊሑን ፍሉጡን ኮይኑ ይርከብ። #ሞራል: ኣብ ሂወት ናብ ባህግኻ እናመረሽካ፣ እንተ ብኽፍኣት ሰባት እንተ ብዕድልካ ወይ ጉድለት ፍልጠትካ ብዙሕ ተጻብኦ ከጋጥመካ ይክእል'ዩ። ብዓቅልን ጽንዓት ከይትሓለልካ ጉድለታትካ እና'ኣረምካ እንተ ጺዒርካ ግን ዓወት ናይ ግድን ምኻኑ ዛንታ ናይ'ዞም ሰባት ክንውከስ ይከኣል። ሓደ ሓደ ግዜ ውድቐት መምሃራና'ዮም። ክንጥቀመሎም ይግባእ። BB Welday source: snagajob, Abrhamlincolnonline.org, thelasallenetwork.com, blog.hptbydts.com #tigraytiktok #habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
powerupminds
Region: GB
Saturday 30 August 2025 23:57:12 GMT
Music
Download
Comments
yordanosyordi :
ንነብሰይ አየ ዘድንቅ ኣይተወረለይን ኮይኑ አንበር 😂😂😂
2025-08-31 10:04:51
60
ንፍቅሪ እየ ዝነብር :
ኤርትራውያን 7 ስድራ እንዳ ኣለና ስለ ዘይተጸሓፈልና እዩ እምበር ከምዚ ናትና ዝገብር እኮ የለን ስለዚ
ኣነ ንነብሰይ እየ ዝድግፍ🥰🥰🥰
2025-09-15 21:05:21
12
መን ይፈልጠለይ ናይ መዓሙቅ ልበይ :
ካብ መምህረይ ወጻኢ ካልእ ዝድነቅ ዘሎ ኾይኑ ኣይስመዓንን for me 🫅🎸
2025-09-06 19:37:45
22
typing...... :
baaa jack ma ke intay konka zayamxakayo 👑
2025-09-25 19:16:07
2
Abiabiti :
thomas edison
2025-10-30 20:14:51
1
Rose :
thank you❤
2025-11-05 06:05:14
1
ik ben bakhhmxLm it’s me🦁❤️ :
it is good motivation for yonge people so keep going big man❤️
2025-08-31 14:33:10
1
never give up 🇪🇷🇬🇧 :
Abraham
2026-05-30 08:52:05
1
Matattoo :
Abraham Lincoln. ምክንያቱ ኩሎን ንስለ ዓወቶምን፡ ርኽበታቶምን፡ ሃብቶምን፡ ህቡብነቶምን፡ ጽልዋታቶምን ኮታስ ንረብሓ ገዛእ ነብሶም ኢዮም ኢዶም ዘይሃቡ፡ ተዓዊቶም ንብል ዘለና። Abraham Lincoln ግን ንውልቃዊ ረብሑኡ ዘይኮነ ንመሰል ደቂ ሰባት ብፍላይ ንመሰል ጸለምቲ ኣሜሪካውያንን፡ ተቃውሞ ጊላነትን ኢዩ ተቃሊሱ። ብኸሙኡ ዝያዳ ንዑኡ የድንቅ።
2025-09-06 18:25:56
15
Semu16 :
ሽግር መከራ ሳሃራ ልብያ ሓሊፎም፡ ገና ኣብ ስደት ኮይኖም ምስ ሽግር ተቃሊሶም ብዙሕ ሓላፍነት ተሰኪሞም፡ ሂወቶም ንምቅያር ብ 1 ጻውዒት ኣላርም ዝትስኡ ኣድናቂት የ😳
+ #2 ኣድናቂት እየ ምኽንያቱ ክንሳ ጓል ግ
2025-09-01 04:52:51
12
Silent Warrior :
ኣብርሃም ሊንከን😍
2025-08-31 06:26:42
7
ወዱ ንወድ ሰብ :
ኣንስታይል
2025-08-31 17:41:16
6
yoni :
Thomas Edison
2025-08-31 00:02:14
5
l Sami :
albert Zgreat
2025-09-01 11:53:27
4
ጽባሕ ምስጢር እያ :
Thomas Edisen 💡💡
2025-08-31 05:44:23
3
solomon ERI :
ነብስካን ታሪኽኻን ዘይምፍለጥ ዘምጾኦ ህወተታ እዚኦም ንዓይ ዋላ ሓንቲ ዮም
2025-10-21 15:52:35
3
ጋል ሰቲሞ ፃዕዳ :
ሱቅ ኢለ ክሓስቦ ከለኩ አነ እየ ጅግና ዝሃለፍክዎ በእለይ ይፈልጦ
2025-10-11 12:15:18
3
beri ቸልሳዊ. B :
ከም ደም ስኒ ዊሒጠዩ እበር
ማዕረ ዕድመይ ተፈቲነ ኣብ ስደት መጼ ካኣ ማዕረ ሙዉዳቅ በጺሐ ሕጂ ግን ኣምላኽ ኣቦይ ይመስገን 😇
ስለዝስ ንነብሰይ ኢየ ዘድንቃ 🤔
2025-09-06 14:57:31
3
eriboy42🇪🇷 :
muhammad ali🥺
2025-09-02 01:45:34
3
semere :
ንኽርስቶስ
2025-09-01 22:19:10
3
ፈለግ 🍃 :
ንጉስ ዳዊት እስራኤላዊ 🥰🥰🥰
2025-09-01 15:21:25
3
Scientist & Philosopher 🥼🥼 :
ኣልበርት ኣንስታይን ኣነ ባዕለይ እየ።
ዘድንቆም ቶማስ ኤድሰንን ኣብርሃም ሊንከንን
2025-08-31 16:11:30
3
⌚️ዳህላክ ደሴቱ ላይ💫 :
ኣልበርት ኣንስታይ
2025-09-08 18:21:55
2
mnbar :
ንሳአል ማለት ሃዋርያ ጳውሎስ🥰🥰🥰
2025-10-05 12:53:48
2
ELLA 🪐🇺🇬 :
Tomas 🥹🤌
2025-09-04 12:58:20
2
eldana :
abraham lincon he was z best leader ,,,,, only justice he said
2025-08-31 22:22:25
2
Jimi☭☭☭ :
Colonel Sanders (KFC) and you forget Nicolas Tesla🥰🥰
2025-09-21 10:59:38
2
Black Ⓜ️98💙 :
Thomas Edison 💡 💡
2025-08-31 11:09:06
2
filimon bereket ፍሳሃጽዮን ✍️✍️ :
ዓቢ ምስጋና 👏👏👏
2025-09-01 03:29:16
2
ስቅታ 💟ዝዓብለሎ ✝️ጉዕዞ 💙 :
ቶማስ ኤዲሰን 1000gize ayfshlkun entay da 1000 sugumti zelowo mhzo ye rkibe 🙏
2025-08-31 11:50:27
2
Filey :
🥰🥰🥰
2025-09-19 21:25:48
1
wedi_abie____ :
Where is Jak ma
2025-09-19 11:20:28
1
ኢፊ ሓበሻዊ💪 :
Albert anestayn
2025-09-21 06:49:02
1
Teddy :
Abrham afewerki 🤫🤫
2025-09-21 14:51:14
1
Efrem ጭፍራ🔰🔰🇻🇳🇻🇳💊💊 :
CR 7 ረሲዕካ
2025-09-23 07:15:32
1
WED RESHID :
ኣነ👌❤️ንዓይ
2025-09-23 17:28:10
1
j pac :
ማይክል ጆርዳን መምህረይ አዩ
2025-09-24 10:03:08
1
Yoni Yoni :
🥰🥰🥰
2025-09-24 17:10:24
1
የቁዱስ ገብሪኤል ልጅ ነኝ💪👏 :
kabiatiom hade eye nnebseay☝️👌
2025-09-25 10:14:36
1
wedi kebari :
tomas edsen des zbleni
2025-09-25 12:48:56
1
Mr :
Thomas
2025-09-25 15:44:32
1
የውሂን ዓጋመ💊 :
5, ቶማስ ኤዲሰን ♥️🥰
2025-09-25 19:31:50
1
gril ት'ግ💊👑 70ሪመይ✝️✅🇹🇷🦅 :
🥰🥰🥰🥰♥
2025-09-19 17:00:26
1
ወዲ, ሓረስታይ :
ናተይ ስም ከኣ ኣብ ሓጺር ጊዜ ምስዚኦም ክትስራዕ እያ
2025-09-19 16:49:56
1
ምስጢር ፍቅሪ :
Nnebsey
2025-09-26 16:19:36
1
𝕷𝖚𝖑𝖎𝖙 :
ንዓይ ጥራይ
2025-09-19 10:27:36
1
it's me ❤️🩹 :
1 ኣብርሃም ሊንከን❤
2025-09-16 13:37:45
1
kidane :
Thanks more ❤
2025-09-16 00:56:11
1
➬Ødª Ďiamø🅽đ💍✝️ :
♥️♥️♥️
2025-08-31 10:49:27
1
never give up 🦅 :
abraham Lincoln
2025-09-15 08:00:11
1
ሰደት ስዲ :
ኢሳያስ ኣፎርቂ😊
2025-09-13 00:19:01
1
amir mo :
ወናኒ ሞቴል ሆቴል 6 ( Motle 6 ) ብሽድሽተ ሳንቲም ዝሃብተመ 🥰
2025-09-10 04:02:28
1
smret andemichael :
🥰
2025-09-09 21:40:55
1
GALAXY⭐B7📸 :
Albert 4 aboy hiwetey iyu niay
2025-09-09 19:38:22
1
To see more videos from user @powerupminds1st, please go to the Tikwm
homepage.