@user69674282138462: #ራያ_ራዩማ🌽🌾🌽🌾 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

ወዲ ኣቦ ገረብ ራየታይ
ወዲ ኣቦ ገረብ ራየታይ
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 06 September 2025 14:54:59 GMT
77812
2330
214
353

Music

Download

Comments

alem5495
alu tdf :
አነስ ማርያምን ኣብዚ ቦታ ዝነባዕክዎ ዘይርሶዖ ግን ዝኮነ ፅቡቅ ነገረ ዝሰረሐለይ ሰብ ኣሎ ከመስግን ይደሊ ደቂ ዓዲ ወረማ እንተሊክን ብራሀነ /ሸሪፎ ዝባሃል ቆላዓ ሓብራለይ
2025-09-08 06:41:28
2
user98170295269464
ቆራፅ እየ ንዕላማይ ሚሊ Ⓜ :
ችሩስ ዛቦታ ዝፈለጣ ስደት ግን🙄🙄
2025-09-08 04:18:14
23
gedeykidane2
kidanegedeye :
ብሰላም ንዓድኹም ይምለስኩም አሕዋተይ
2025-09-12 07:15:57
1
dinu.gal.zaliye
dinu gal zaliye :
ብሰላም የትኩም ዞም አሕዋተይ👏
2025-09-11 13:29:16
1
user7241547910018
ጓል ትግራይ ሽኮር :
ኣፍፍፍ ስደት ግን 😭😭😭😭😭😭
2025-09-11 16:11:02
0
.1242492
💔bioke ilfe :
200 ደፈዕና መፂና ኣብዛ ቦታ😂😢
2025-09-08 12:36:34
3
hfjcxhxh
ተመሰገን አምላከይ :
ድንግል ማርያም ትከተልኩም
2025-09-08 22:37:08
4
user3872669791954
ተስፋ ፅባሕ :
ኣይ ኣነ ድሓፍትኩም ምንጥል ታብለኒ😭 ኣፍቲ ቦታንሱ ዝተቀጥቀጥክዎ መቸም ኣይርስዖን ዋይ ዛቦታ😭ዳልዳልየይ ጠፊእንስ ቀቲሎምኒ ኔሮም😁😭ለምግን ኩሉ ሓሊፉስ ረሲዐዮካ😂😭
2025-09-09 05:47:20
0
user75299836117393
ሲስኮ :
ውይ ዛቦታ እዚኣ ዘይርስዓ !1 በትሪ ተወቂዐላ🥰🥰🥰🥰
2025-09-11 07:53:21
1
fast.shines
Mahder🥰 :
ዋይ ዛረሳሕ ቦታ😥
2025-09-08 11:57:25
3
hayatmohmmed740
Life is SHORT :
ኮቶ ዳበይ ይኡ ለለ🥺🥺😥
2025-09-06 15:47:00
1
temesgen107
temesgen107 :
አብዚአ ዝነበረት ድኻም😭😭😭😭😭
2025-09-08 22:19:33
0
mhdor.mohder
ፈቃር ጋል ሂዋን❤ :
ብሰላም የአትክም አሐወተይ🙏🙏🙏
2025-09-09 22:54:20
1
user950785815974
ሜሪ :
ዋይ ኣብዚ ቦታ ዘሎ ሰቃይ 🙄 ግን ተመሰገን ሻላ ደቂ ዕዳጋ ሓሙስ ወፂአ 🥰 so l Love YoU ደቂ ዕዳጋ ሓሙስ ❤
2025-09-12 00:20:12
1
.m0gos.mogos
m0gos mogos :
ስደት ረሳሕሕሕሕሕሕሕ😭
2025-09-10 03:06:24
0
.70688
ሕንቁቅቲ ጓል 70 እንደርታ :
ብሰላም የእቲኹም ኣሕዋተይ👏
2025-09-09 20:37:52
1
user8654236061817
ተመስገን ኣምላኬ :
ብስላም የእትኩም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏🙏🙏
2025-09-09 14:20:12
1
senayt.senayt7
ስኒት ሰላማዊት🌺 :
ዓሕ ዝፋሕሻዉ ቦታ🥺ግን እግዚአብሔር ይመስገን👏
2025-09-11 18:55:40
1
wizmillieq
wizmillieQ :
ዋይ መንገዲ እዚኣ🥺😔
2025-09-08 11:23:00
1
aranshibrhane385
Aranshi hafti kebi :
ብሰላም የእትኩም ኣሕዋተይ🙏
2025-09-09 05:51:44
1
user69674282138462
ወዲ ኣቦ ገረብ ራየታይ :
ንኹልኹም ተኸታተልተይ ብጣዕሚ ካብ ልብ የመስግን🥰🥰🥰
2025-09-08 20:45:34
0
almgeori
almgeori :
ዋይ ዛቦታ እዚኣ
2025-09-10 23:28:01
1
user36277733503007
ሻበል ሻበል :
ስደት ተይረአካ ጥኡም ምስ ረኣካዮ ሑሱም ብሰላም የእቱዉኩም ኣሓተይ🥰🥰
2025-09-08 18:23:07
2
.t17423
መንባር ዘይቀሪ ምፍቃር (M) :
ኣይ ዝኩሉ ሓላፍካ 😳አረ በሰላም ዓድና ይመለሰና ❤️❤❤❤️
2025-09-07 16:18:33
3
To see more videos from user @user69674282138462, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About