@natna_chat: #eritrea#eritreantiktok#tgraytiktok#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesh

natna
natna
Open In TikTok:
Region: DE
Saturday 13 September 2025 08:05:25 GMT
509950
6236
606
2455

Music

Download

Comments

er10569
ER1 :
ክምዕድዎ ኣትዮም ንሱ የትይዎም
2025-09-13 12:46:01
121
esu.111
ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር🔋 :
ሓሶት ኣምላክ ኮምኡ ኣይፈጥርን እዩ🤔
2025-09-13 08:55:48
480
lij_______________asmera
𝐀𝐬𝐦𝐞𝐫𝐚_🇪🇷😮‍💨 :
እንታይ መስለኪ እንታይ መስለካ😂😭
2025-09-13 11:16:54
265
meda29th7
Meda 29 21 :
Genesis 1 ትግ - ዘፍጥረት 27: ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ። ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ። ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።
2025-09-13 15:30:24
162
azmarino_3
♥︎╣𝐀𝐋𝐄𝐊𝐔✝️🕊🇪🇷🦅 :
እቲ ወዲ ኣደንጊጽኒ ሕውስውስ ኢልዎ😂😂
2025-09-13 14:59:20
84
samritey02
Ermi🇪🇷 :
ናይ ኣደይ ማርያም ስእሊ ጌሩ ዝሓፍተይ ይብሎ ወዲ ምኳኑ ናፈለጠ
2025-09-13 16:22:29
114
sdet.darga.mot
M.G :
ብዙሓት ሰባት ኣለዉ ብቅርጾም ይኹን ብድምጾም ልክዕ ንጓል ዝመስሉ ብተፈጥሮ መንጠልጥሎ እንተሂብካ ፈጣሪ ግን ወዲ ኢኻ በቃ ባዕለይ ገይ ክኸውንየ ዝደሊ እንተኢልካ ግን ምርጫኻዩ
2025-09-13 12:45:10
78
user796613105527971
user79661310552797.ruba wedas :
ንስኻ ትገድድ ንስኺ ይብሎ አንታ😂😂😂
2025-09-13 20:03:30
22
dy7g8kmqyx9y
ቀቭዛር🦋💚 :
እንታይ ይመስለኪ እንታይ ይመስለካ ከዳኣ ናትካ ገደደ😂🤣
2025-09-14 19:24:54
14
.tigray6
እናቴ :
2018 ተስፋ ዘይብላ
2025-09-13 21:57:55
10
monlizasenayt
ሞናሊዛ ሰበረ 🇪🇷💚ሃኒተይ🌿ዓሪተይ🌿ብረይ :
ክምዕድዎ ዓዲሞሞስ ንሱ ተመሊሱ ሰቢኽዎም🙈🙈🙈😂😂😂😂😂😁😁😁
2025-09-14 21:00:47
22
nahomdc3
Arsenal 💙 :
ኣብ ኤሪትራ ከለካ ግን ወዲ ኢካ ኔርካ ብምርጫካ ዝኣተካዮ ንኣምላክ እይተላግበሉ
2025-09-13 18:56:18
85
aser6294
🌺 :
እቲ አንኮ ኣብ ስርሑ ዘይጋገ ኣምላክ ኢዩ ዘለና።
2025-09-13 12:55:22
192
user7995404773504
ጋል ትግራይ💊🇪🇹 :
ውሽጡ ባዕሉ ይፈልጦ ከይፈተወ ኮምዙይ ኮይኑ ይኮን 😭
2025-09-13 14:29:55
17
maminatey53
Mariy🦋💎👸🏽 :
Dmxi nay wedi eyu
2025-09-13 14:35:37
42
merhawit21
merhawitkahsay260 :
ኣምላክ ኣብ ስርሑ ኣይጋገን ኢዪ :: ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ይቅረ ይበለልና ይበለልካ
2025-09-14 07:12:37
11
samdrak1
ሳምድራክ.1m🇪🇷🇪🇹🇬🇧🫶🫶 :
ብተዘዋዋሪ ኣምላክ ከምኡ ጌሩ ፈጢሩኒ ዲዩ ዝብል ዘሎ🤣🤣🤣
2025-09-13 11:35:07
15
liveituplikeitsyourlastd
ድልየተ gaul bitewad :
Amlka aboy kebazy awxan 🙏
2025-09-13 09:35:51
48
yesitwillbenow1
▪️ባስድንድር :
ብወዲ ዘይትጽውዖ ስለምንታይ ተጽድቀሉ ኣለኻ
2025-09-13 18:18:16
8
raeialoni1
Riki Love🇮🇱❤️🫂May 9, 2024 :
nay adey mariyam sali geru kem gal geru yxwuao tsemam
2025-09-13 14:14:47
7
king_hgawi
𝕨𝕖𝕕𝕚> ማይምነ 💙🫶🇪🇷💚 :
Entay mesilki abel ke da😂😂😂😂
2025-09-14 00:06:04
9
gotshmedia
ጅግና ፍቅሪ 112🫡 :
ይሖው ቁሪ ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ከምዚ ኣድሕነኒ ሓልወኒ🙏
2025-09-13 12:00:59
17
selameyezemne3
Rufti☦️🕊H❤️‍🩹 :
መወዳእታ ዓለም ግዲ በጺሕና ኮይንናስ ሰላምን ጽቡቕ ነገርን ዘበለ ተሳኢኑ🥺🥺አምላኽ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጥምተና🙏ካብ ትዕቢትን ፍርድን ኣድሕነኒ🙏
2025-09-13 12:49:00
15
To see more videos from user @natna_chat, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About