@haili.tebaotay: 🔥 ትመርጻ  ሰበይትኻ ክህልዋ ዘለዋ!  1. ቆልዓ ዘይኮነትስ፡ ዝበሰለት ክትከውን ኣለዋ። ህይወት እትፈልጥ ሰበይቲ ካብታ ገና ትሓልም ዘላ ጓል ትሕይል እያ። ብስለት ካብ ድራማታት ይከላኸለልካ እዩ። 2. ኣቦ ክህልዋ ኣለዎ። ማለት ምስ ኣቦኣን ኣዲኣን ዝዓበይት ክትከውን ተመራጺ እዩ።  ሓያል ኣቦ ኣኽብሮት የስርጸላን ንተባዕታይነት ብኸመይ ከም እትሕዞ እንዳራኣየት ስለትዓቢ። ብዘይ ኣቦ እዚ መሰረት መብዛሕትኡ ግዜ ይጎድላ ሽዩ። 3. ድንግል ክትከውን ኣለዋ። ድንግል እንተኮይና መመኽነይታ የለን "ኣፍቃሪ ነይሩኒ ምባል የለን። ኩርዓት ኣብ ተረፍ ኣይምስረትን እዩ፡  ክህነጽ ውን ኣይክሽልን እዩ። ንጽህናን ድንግልናን  ጥራይ እዩ ክብሪ ዘምጽእ፡ ኩርዓት ዝመጽእ። 4.ኣብ ርእሳ ናይ ብዙሓት ኣወዳት ዝኽሪ ክህልዋ የብላን። ኣብ ሓዳርኩም ምንጽጻር፡ ምውድዳር የለን፡ ናይ ወዲ  ጽላሎት የለን፡ ንስኻ ዘይትሪኦም  ጓኖት መናፍስቲ ኣብ ቤትካ ሒዛ ክትመጽእ የብላን።   ሓንቲ ልቢ ንሓደ ሰብናይ። 5. ባህላዊት ክትከውን ኣለዋ, ንእሽቶ ካኣ ዘመናዊት።  ጓል ኣንስተይቲ ባህላ፡ ስድራቤታ፡ መንነታ  ከተኽብር ይግባኣ። 6. ሃይማኖታዊት ክትከውን ኣለዋ። ምኽንያቱ ብዘይ እምነት ሓዳር መሰረቱ ስለ ዝስእን። ንኣምላኽ እትፈርሕ ሰበይቲ  ኣይትጠልመካን እያ። 7. ብኣካልን ብኣእምሮን ሓያል ክትከውን ኣለዋ። ሓዳር ሓይሊ ይሓትት እዩ። ውላድ ክትወልድ፡ ቅልውላዋ ናብራ ክትጻወር፡ ንዓኻ ክትድግፍ  ክትክእል  ምእንቲ  ኣእምራውን ኣካላውን ጥዕይቲ ክትከውን ኣለዋ። እምበር ኣንጻርካ ክትከውን የብላን። 8. እንተተኻኢሉ ካብ ዓዳ ፈጺማ ዘይወጸት ክትምርዖ ተመራጺ እዩ።  ድልዱል ሱር መንነት ዘለዋ ሰበይቲ ርጉእቲ እያ። ናይ ባዕዳውያን ባህልታት ልምድታትን ምስ ረኣየት ንጽህናኣን መንነታን ትስእን እያ። 👉 ነዚ ኮድ ተኸተሉ !  ሂወትካ ከድሕነካ እዩ። ብኩርዓት እምበር ብፍትወት ሰበይቲ ኣይትምረጽ።  ኣብ እምኒ እምበር ኣብ ሑጻ ኣይትሃነጽ። ከመይሲ ሓሳዊት ሰበይቲ ንህይወትካ ተጥፍኣ እያ፡ ሓቀኛ ሰበይቲ ግን ዘውዲ ትደፍኣላ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #habeshatiktok #tgraytiktok🇻🇳 #tgraytiktok #eriboy🇪🇷

ተባዕታይነት ሓይሊ(brotherhood)
ተባዕታይነት ሓይሊ(brotherhood)
Open In TikTok:
Region: DE
Friday 26 September 2025 01:39:54 GMT
209154
6671
255
1265

Music

Download

Comments

ikben492
ተስፋ ጽባሕ@ :
ሃብትን ሽመትን ካብ ስድራኻ ክትወርሶ ትኽእል ኢኻ ፡ብርኽቲ ሰበይቲ ግን ካብ ፈጣሪ ጥራይ እያ ትርከብ ።🥰🥰🥰🥰
2025-09-26 19:47:39
170
arabic_calligrapher
RAMO RIHSEB :
እቲ ዝገርም መብዛሕትእን ብዘይ ኣቦ ዝዓበያ እየን ለባማትን ኣብ ሓዳር ዝበለጻ
2025-09-26 19:36:43
54
abunne.mamas
ሰጉም(ገናዩ ትጉዕዞ) :
2 ግን ጓል ፍቱሓት ወይ ጓል ምውታት ተኾነትከ ? ፈትያ ኣይኮነትን
2025-09-26 10:23:46
14
sambinogb
SH :
All good but It’s only not accepted that you mentioned the girl that grow with her father what about those who grew without father by any reason..???
2025-09-26 17:33:06
0
wedikerin35
ክሻፋ 1990🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
እሞ ይርከባ ዶ ኢዩ እቲ ሕቶ እንበር መን ምጸለለልአ
2025-09-26 11:49:54
3
.zv326
ኣደ ሰማሃል :
ሲንግል ተሊኺ ሃይ በልኒ🙏
2025-09-26 13:56:19
0
kibromgggg
kibrom gebrekidan :
ድንግል ትብል ኩሉ ሂወት ዝረኣየት ትብል እሞ እቲ ኩሉ ኣበይ ኮይና ትሪኦ ማለተይ ሂወት ንክትሪኢ ፈተነታት ከበዝሓ እዩ ኢለ እየ
2025-09-26 17:03:03
4
ag72forever
ag72forever :
3❓
2025-09-26 07:10:19
0
marcho413
ጋል ትግራይ👸❤ :
2 ግን ብድሌትና ኣይኮንናን ደኽታማት ንኾን ፈጣሪ ፈቂዱ ተዘይሂቡና🥺
2025-09-28 16:13:21
2
heady.habsira
ዲ/ን🅷🅴🅰🅳🆈🅷🅰🅱🆂🅸🆁🅰❤🤴 :
ያ ናይ በሓቂ👏
2025-09-26 21:56:03
1
user67442217102761
ልዕሊ ሕልና የለን ዳኛ :
ፅብቅ እንድዩ 8 ካብ ዓዳ ዘይወፀት ክንደይ ፀገም እባ ተፃዊሪና ንከይድ አለና ብዙሕ ከዓ ተመሃሪና አብ ስደት
2025-09-26 14:53:32
1
freiw.w
Freiw W :
ብደዉና ክተቅርዩና ደሊኹምሰ😁😂
2025-09-27 09:57:51
1
ake5908
winta :
እወ ዶ ምናልባሽ ኣብ 90ታት ኣብዚ ሕጅስ 😳😳 ኣምላኽ ጡፍ ክብለልካ ኣለዎ ምበር
2025-09-26 16:03:44
1
zeriayderes
Zeriay deres :
kexilo bewgeney kikewin zelewo eu
2025-09-26 10:35:01
1
tsige.alemayehu7
TSige@ Alemayehu :
ማለት አቦ ዘይብላ??
2025-11-07 10:01:24
1
galtsnmbla6
fre mekseb :
3?
2025-09-26 09:02:43
1
jogarey12
ሓበን :
Ms hluw kunetat zeykeyd, "dngl ktkewn alewa" "kab ada zwexet ktkewn yeblan" nezien hsebelen😊
2025-09-26 06:45:51
0
feqar107
✝️Gal ትግርኛ👸🏿🔰 :
ኣቤየት ኣቤየት ወዲኢካ ድዩ ሕጂ 🤭❌
2025-10-24 17:54:40
0
moozabraha
Black tiger💪🏿 :
ሃለውለዉ ዩ እዚ
2025-09-27 01:22:57
0
user3330466003938
ንእሾክ ብእሾክ (ቃንዛ ኣለኒ) :
ኣቦ ዘይብላ ትሕትቲ ok❤❤❤
2025-10-19 15:04:11
0
meles.ha.maryam
ኩሉ ውዮ :
ሲንግል ተሊኪ ሃይ በልኒ😁😢
2025-11-09 16:43:20
0
saythetruth21
@SayTheTruth21 :
no 8 gen ezom sebay tesedidom deyom zelewu
2025-11-09 23:50:22
0
gebrewahddesta
Grbrewahd desta :
ናይ ባሓቂ ማሃራይ እዩ
2025-10-20 08:37:37
0
close.to.you51
ሓባ መሻይፍ :
ድንግል ጋል ክትከዉን ተመራጺ ኔሩ ፡ ግን በዚ ሎሚ እዋን ድንግል ጋል ዋላ አብ መዉዓሊ ህጻናት ኬድካ ድንግል ጋል አይትርከብን እያ ።
2025-10-28 18:31:13
0
alpha1489
ጽምዶ🇪🇷🌍🤝🫶 :
yes... Nowadys is Impossible 🤔
2025-09-26 07:58:49
0
To see more videos from user @haili.tebaotay, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About