@ashwag.ali9: ‏#fyp #اكسبلور_تيك_توك #_ارتست #_ ###مكة

أشواق علي | ميكب ارتست
أشواق علي | ميكب ارتست
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 26 September 2025 23:55:19 GMT
1482
24
3
11

Music

Download

Comments

soso2_model
soso2_model :
انا مودل ميكب عيون وشعر من مكه
2025-09-27 00:53:18
0
dafa_xillr97
dode_xillr97 :
❤غبابااباخفدعقذا
2025-09-27 10:25:12
0
qalbicismaan
shukri :
🥰
2025-12-25 12:41:40
0
To see more videos from user @ashwag.ali9, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ቃል ኮሎኔል ግርማይ (ስዉእ) ኣብ ዝባን ዕርዲ ግንባር ዓሰብ  ብኣሮን ኣብርሃም (ስነ-ጥበበኛ) ኣብ ዕርዲ ሰብዓን ሓደን ኣብ ዝባን ሓደ ታባ ኢና ዘሎና። እቲ ፍሽኽታ ዘይፍለዮ፡ ንኽትርእዮ ባህ ዘብል ምሩጽ ቁመና ዝውንን ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ግርማይ ገብረገርግሽ ነታ ኣብ ክሳዱ  ኣንጠልጢሉዋ ዝነበረ ክሻፋ በብተራ ንኽንርእየላ ኣውጺኡ ሃበና። ናብቲ ኣብ  ቅድሜና ዝነበረ ታባታት ብጸጋማይ ኢዱ እናመልከተ ድማ “እታ አብ ቅድሜና ዘላ ኣውቶቡስ እትመስል ታባ፡
ቃል ኮሎኔል ግርማይ (ስዉእ) ኣብ ዝባን ዕርዲ ግንባር ዓሰብ ብኣሮን ኣብርሃም (ስነ-ጥበበኛ) ኣብ ዕርዲ ሰብዓን ሓደን ኣብ ዝባን ሓደ ታባ ኢና ዘሎና። እቲ ፍሽኽታ ዘይፍለዮ፡ ንኽትርእዮ ባህ ዘብል ምሩጽ ቁመና ዝውንን ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ግርማይ ገብረገርግሽ ነታ ኣብ ክሳዱ ኣንጠልጢሉዋ ዝነበረ ክሻፋ በብተራ ንኽንርእየላ ኣውጺኡ ሃበና። ናብቲ ኣብ ቅድሜና ዝነበረ ታባታት ብጸጋማይ ኢዱ እናመልከተ ድማ “እታ አብ ቅድሜና ዘላ ኣውቶቡስ እትመስል ታባ፡ "ታባ ኣውቶቡስ" ብጸጋማ ዘሎ ዓቢ ጎቦ፡ "ታባ ሙሳ ዓሊ"፡ ኪንዮ'ዚ ጎቦ ዘሎ ኸኣ እቲ ቀንዲ መጋቢ ጽርግያ ኢትዮጵያ-ጂቡቲ'ዩ” ድሕሪ ምባል "ሰራዊትና ትእዛዝ ጥራዩ ዝጽበ ዘሎ ነቲ መጋቢ መገዲ ክዓጹ" ክብለና ይዘከረኒ። ይኹን'ምበር ኣነ ብሂወት ሃልየስ አዘንቱ'ኳ ኣለኹ። እቲ ደጀን ሃገር ኮሎኔል ግርማይ ግና መስዋእቲ ቀዲማቶ። እቲ ምሳይ ኮይኑ ነቲ ክቡር ቃል ጅግና ስዉእ ኮሎኔል ግርማይ ገብረገርግሽ ብአንክሮ ዝሰምዕ ዝነበረን ብኽሻፋ ገይሩ'ውን ነቲ ታሪኻዊ ቦታታት ዝዕዘብ ዝነበረን ኣቦ ጥበብ ኤርትራ በሃር በረኸት መንግስትአብ'ውን ኣርኪቡዎ ድሮ ስዉእ ኮይኑ። ይድንጒ ይቕልጥፍ'ምበር ኩሉና ናብኡ ኢና። ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑ መምህራን! ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና!#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #Eritrea #habeshatiktok #ኤርትራ #habeshatiktok🇪🇷🇪🇹

About