Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@iiiilp24: صدقه جاريه ل جدي وجميع أموات المسلمين #سبحان_الله_وبحمده_سبحان_الله_العظيم #اللهم_صلي_على_نبينا_محمد #استغفرالله #اكسبلورexplore #اكسبلور
.
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 29 September 2025 15:50:29 GMT
579
64
1
21
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.75MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.75MB
)
Watermark .mp4 (
0.77MB
)
Music .mp3
Comments
Weam Al-Asmari❣️ :
❣️❣️❣
2025-09-29 16:12:23
1
To see more videos from user @iiiilp24, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
ʏɪʜᴅᴇɢᴏ_ᴀʏᴋᴇʙᴇᴛsᴋᴜɴ_ɢᴇɴᴀ 🎧 ኪኖ'ቲ ግጥምታት ዜማታትን ናይ ይሕደጎ ዘሎ ታሪኽ። ኣነ ንይሕደጎ ዝፈልጦ ቆልዓ ከለኩ ምስ ፋዘረይ ይዕሩኽ ከለው'ዩ። ንሳቶም ግን ካብ ብንእስነቶም 1988 ካብ ሜዳ ኣትሒዞም'ዮም ዝፋለጡ። ብድሕሪ ናጽነት'ውን ኣይተፈላለዩን ዕርክነቶም ቤላ'ዩ ቀጺሉ። ምስ ይሕደጎ ብሓንሳብ ኣብ ሓንቲ ገዛ ንነዊሕ ዓመታት ተቀሚጥና ኢና። ካብ ክልቲኦም ናይ ኣቦነት ፍቅሪ እንዳርኣኩ ሓንቂቐ'የ ዓብየ። ዳርጋ ሓውቦይ ኮይኑ ክሳብ ዝስምዓኒ ከምኡ'ዩ ነይሩ ንዓይ ይሕደጎ። ባባ ንፉዕ ገጣምን ዜያምን ከምኡ'ውን ኩሉ መሳሪሒ ሙዚቃ ይጻወት ስለዝነበረ ምስ ይሕደጎ ኮይኖም ምሉእ ለይቲ ዜማን ግጥምን ክሰርሑ'ዮም ዝውዕሉ፣ ብፍላይ ሓድሽ ስራሕ ኣብ ዝሰርሕሉ ብvocal ኣብ ሬድዮ ብካሴት ኣንዳመለኡ'ዮም ዝሰርሑ ኔሮም፣ ካብቲ ዘይርስዖ ድማ ጎሮባብቲ ገዛና ክርብሹን ከዕገርግሩን ከለው ዳርጋ ኩሉ ግዜ መረረ ናይ ጎሮባብቲ ንገዛና ይበጽሕ ከምዝነበረ ይዝክር። ክሳብ ሕጂ ከማን መሰካክር እየን ኣንስቲ ገዛውትናን (ዝኣረጋ ሬዲዮታትን፣ ብደርፊ ደረጃ ዘይተሰርሑ ፋሕ ዝበሉ ካሴታትን)። ባባ ንይሕደጎ ብዙሕ ግጥምታት ከምዝሰርሓሉ ጽብቅ ጌይረ'የ ዝፈልጥ ክሳብ'ዛ ባባ ዝተሰዋእላ ዕለት ድማ ባዕሉ ይዛረብን ይነግረናን ነይሩ። ካልእ ይትረፍ እታ "ሳሌማ" ትብል ምሉእ ብምሉእ ናይ ባባ ግጥምን ዜማን'ያ፣ ንሳ ክኣ ብናይ ወላዲተይ ሽም ዝተገጥመት ስራሕ'ያ ነይራ። ባባ ንወላዲተይ ስለዝሰርሓ: ከምኡ'ውን በቲ ትፈትዎ ድምጻዊ ዓርኪ ብዓልቤታ (ይሕደጎ) ብምድራፋ ክኣ ክሳብ ሕጂ ብኩርዓት'ያ ትዛረብ ማማ (ወረ ኣይርእየና ንሳ ጌይራ ትብጥረሞ)። ኩሉ ግዜ ክኣ በታ ደርፊ (ሳሌማ) ትብል ይሕደጎ ባዕሉ ንማማ ይግብኣኪ'ዩ ይብላ ነይሩ። ግን እዚ ኩሉ ምስ ሓለፈ እሞ ክኣ ነቲ ሓቂ ብቀረባ ዝዝክሮን ዝፈልጦን ኣብዚ ከለኩ ባዕለይ፣ ካብ ካልኦት ሰባት ካልእ ታሪክ ባዛዕብኡ ክሰምዕ ከለኩ ናይ ብልቢ "ቂር" ይብለኒ.... 😔 ብዝኮነ ኮይኑ ኣብ መወዳእትኡ ግን ንክልቲኡም ንባባን ንይሕደጎን ዓለም ኣይጥዓመቶምን ጌና ከለው ተፈልዮምና። 😔 ብዛዕባ ይሕደጎ ግን ልዕሊ እቲ ዝዓበየሉ ገዛውቱን ገዝኡን ኣብ ገዛና ኣሎ ታሪኹ። ቐጺለ ንይሕደጎ ድሕሪ መስዋእቱ'ውን ኣይገደፍክዎን፣ ኣብ እንዳዜና 'ፎርቶ' ስለዝነበረ ገዛውተይ፣ ናብ መቃብር ሓርበኛታት ኣስመራ ጥቃና ስለዝነበረ ብቐረባ እንዳተመላለስኩ ካብ 2008 ጀሚረ ንልዕሊ 9 ዓመታት ዝከውን ንመቃብር ይሕደጎ ኣጽሪየ ሓጺበ፣ዕንበባ ኣውዲቐን፣ ሽማዓ ወልዒላን'የ። ክሳብ ሕጂ'ውን ንኣስመራ ደዊለ ንኣዕሩኩተይ 20ሰነ ክከውን ከሎ ግድን ብጽሕዎ ኢለ ይድውለሎም'የ (በቃ ይሕደጎ ናተይ ሓላፍነት ኮይኑ'ዩ ዝስምዓኒ) እዚ'ዩ እቲ ሓቒ ካልእ ሓቒ የለን ኣይክህሉ'ዩ ድማ። እዚ ኩሉ ዓመታት ከምዚ ክገብር ከለኩ ግን ሓደ መዓልቲ ካብ ወገን ናይ ይሕደጎ ሰብ ረኪበ ኣይፈልጥን'የ፣ ስድራቤቱ ወይ ይዕርኩቱ ክመጽኡኒ ወትሩ'የ ዝጽበ ነይረ ግን ንፈውሲ መሓላ'ኳ ሓደ ዝተቐልቐለኒ ኣይነበረን፣ ግን ኣብዚ ሕጂ እዋን ብዛዕባ ይሕደጎ ክልዓል ከሎ ሓንቲ መዓልቲ ዘኪሮሞ ዘይፈልጡ ብብኣፎም ከምዝጥዕሞም ጌሮም ከምዚ እባ ከምቲ'ባ ክብሉ ከለዉ ካብ ልቢ ብልቢ ይስምዓካ 💔 እቲ ዘሕዝነካ ክኣ'ሞ 'ቲ ዓቢ ኮኮብ ተፈጢሩ ከምዝነበረ ረሲዖሞ 😔 ብሰላም ዕረፍ ድሓን ኩን ኣያኒ ፣ ወትሩ ኣብ ልበይ ኣለካ🥺😣 ካልእ መዓልቲ ብዛዕብኡ ዕሙቅ ዝብለ ታሪኹ ሒዘ ክምለስ'የ፣ ክሳብ ሽዑ ብሰላም ንሰንብት ጠጥዕሙ። ✨ ᴄʜᴀʀɪᴛᴇʏ✨ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreanmusic #habeshatiktok #habesha #eritreantiktok #yihdego_Aykebetskun_gena #creatorsearchinsight
😝👋👋. #fyp #اكسبلورexplore #اغاني_مسرعه💥 #اغاني_عراقي #following
MATURSUWUN wis ngancani Jogo manuk . #ropang #dennycaknan #ndxaka Tranding 1
Central powers edit🇩🇪🇦🇹🇭🇺🇧🇬🇹🇷 🔥 / No capcut pro used 👌🏻#fyp #europe #ww1 #centralpowers #edit #foryoupage
About
Robot
Legal
Privacy Policy