@user4606153765688: ሕይወቱ ምሉእ ኣብ እግዚኣብሔር ተወኪሉ ንእግዚኣብሔር ኣሚኑ ንስሙ ኣልዒሉ ተሓዲጉ ወይ'ሲ ሓፊሩ ዝብል ዛንታ'ዶ ሰሚዕኩም ትፈልጡ እስኪ ንገሩ በዘን ኣዕይንትና ኣይረኣናን ብኣእዛንና ኣይሰማዕናን ኣይተጻሕፈን ኣየንበብናን ኣቦታትና'ውን ካብ   ቀደም ካብ ጥንቲ ኣይነገሩናን ተስፋ ቖሪጹ እቲ ድኹም ልብና ጓሂ ክድፍኦ ኲሉ እንክጸምም ጸገምና ከይሰምዖ ኣይሓደገናን ኣይመነነናን (2) ከምዚ ኢኻ ከምቲ ከይበለ ኮይኑና'ዩ መድሕን ዑረት ኣዕይንተይ ብወገን ዘመደይ ከም መርገም ክቚጸር ስመይ ምግዱር ኮይኑ ብሰባት ክምረር ጸልማት ሕይወተይ ብኣኻ በሪሁ (2) ኣብ ውሽጠይ የንጀርብብ ኣሎ ሕሰመይ ጋሊሁ ዓለም መሪራ ብነፍሲ ብስጋ ፆራ ክኸብደኒ እሾኽ ኣሜከላ ዙርያይ ክኸበኒ ሸኽመይ ኣቕሊልካ ኣናጊፍካኒ (2) ንዓኻ ዝህቦ ጎይታይ ኣነ እንታይ ኣለኒ ጒድጓድ ኣናብስ ክወርድ ክስንዶ ብምኽሪ ረሲኣን ዳንኤል ሞይቱ'ዩ ክውረ ባቢሎን ንግደ ኣስናኖም ኣይወፈየንን(2) ብዓይነይ ርኤዮ ኣለኹ ናይ ኣምላኸይ ምድሓን➣💒🌸✝️

𝙨̏𝙖̏𝙧𝙖̏🦋
𝙨̏𝙖̏𝙧𝙖̏🦋
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 01 October 2025 01:24:29 GMT
4859
257
18
49

Music

Download

Comments

user0554298513
ዕያል ህያብ ልማዘራ🤱💥💫 :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-01 16:09:00
1
ebuytesfay
እዮባ ተስፋይ💪❤ :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-21 04:51:07
1
negsti358
🥹🖤🪫💔 :
amen 🙏🙏🙏
2026-04-02 00:15:46
1
mulu.tesfakros
Mulu Tesfakros :
አሜን 3)👏💕
2026-09-07 19:25:28
0
selam.selam1581
ትምኒተይ ኣስምረለይ ኣምላከይ❤🙏 :
ላኣኽለይ እባ ዛሙዝሙር ብዉሽጢ ወይ ምኽፈቲ ከፈትዮ
2026-02-19 20:48:54
1
ebuytesfay
እዮባ ተስፋይ💪❤ :
🙏🙏🙏 ኣሜን🙏🙏
2026-08-21 05:08:15
1
n.barcawi
N ነኝ barcawi :
😳😳😳
2025-12-16 22:49:36
1
user7686263978149
ይፋቴዋ ይፋቴዋ🌺 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2025-10-01 09:55:24
1
samicho19s
ŵĩż ŝãmï wedi shire🔰🔰🔰 :
🥰🥰
2026-08-06 03:05:20
1
yeda.man7
yeda man :
🥰🥰🥰
2026-09-04 22:02:41
1
To see more videos from user @user4606153765688, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About